CHANNEL 29
Статистика- Последний пост
- 1 авг.
- Последнее чтение
- 15 авг.
- Постов за неделю
- 0
- Всего постов
- 61
- Тип
- открытый
- Язык
- und
- Категория
- Новости и СМИ (по похожим)
- В каталоге с
- 13 авг.
- 1/24сутки в ленте
- 7 720
- 1/48двое суток
- 8 847
- 1/72трое суток
- 9 541
Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.
Посты
ብልፅግና ነዞም ሓይልታት እዚኦም ኣብ መሬት ዓደ'ቦይ እንታይ ክዋጥዩ ከዕጥቖምን ከሰልጥኖም ሓግዩን ከሪሙን? TDF ዝተሃገረ ግዝኣቱ ክመልስ፥ ክብሪ ዓዱ ከበርኽን ዝተበተነ ህዝቡ ክእክእብን ዝኸፍሎ መስዋእቲ ቅዱስ እዩ።
ዓወት ንሰራዊት ትግራይ! ሞት ንባዕዳዊያን ወረርቲ!
видео или голосовое, без подписи
Good Night ... I wish this will be the last post from me this is my birthday wish
What i have learned so far is ህይወት ምንም ሚያጓጓ ነገር እንደሌላት ነው... and still wish to see 30th
እንደ ቀልድ ዛሬ 29 ገባው.... New chapter
видео или голосовое, без подписи
Good news
Good news
አንዱ ምን አለ " የኔን ልጆች በየሜዳው በትና እሷ አረገዘች "
Well ,he paid for it
ሴኔጋል? ሶማል?💀 They r right abt the senegal and somali part tho. U r just understanding it in different way.
routine of ENDF ....
መንነትን ታሪኽን ዓጋመ ካብ በለስ ንላዕሊ እዩ፦ ሓወልቲ ደጃት ስባጋድስ ንኸተማ ዓዲግራት ቤት ምኽሪ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ማእኸል እታ ከተማ ክህነጽ ዝሓሰቦ ናይ በለስ ንድፊ ዘለዎ ሓወልቲ ዕላዊ ካብ ዝገብር ጀሚሩ፣ ካብ ብዙሓት ወገናት ሓያል ተቓውሞ ይበጽሖ ኣሎ። እዚ ተቓውሞ እዚ መሰረታዊ ምኽንያት ኣለዎ። ሓወልቲ ናይ ሓደ ህዝቢ ታሪኽ፣ ስነ-ልቦና፣ ጅግንነትን ያታን ዝውክል ህያው ምስክር እዩ። በለስ ተፈጥሮኣዊ ጸጋናን መግለጺ ዓርሰ-ምእኩልነትናን ምዃኑ እኳ እንተዘይተከሓደ፣ ንሙሉእ መንነት፣ ታሪኽን ክብርን ህዝቢ ዓጋመ ግን ክውክል ኣይኽእልን። ኣብ ማእኸል ከተማ ዓዲግራት ክቐውም ዝግበኦ ሓወልቲ፣ ናይቲ ከባቢ ፍሉይ ጸጋን ታሪኻዊ መራሕን ዝኾኑ ናይ ደጃት ስባጋድስ ምስሊ እዩ ኢለ እየ ዝኣምን። ደጃት ስባጋድስ ንትግራይ ክሳብ ቀይሕ ባሕሪ ዘመሓደሩ ፍሉጥ ተወላዲ ዓጋመ እዮም። ምስሊ እዞም ዓብዪ መራሒ እዚኦም ክህነጽ ምግባር ንከተማና ዓዲግራት ብዙሕ ረብሓታት ኣለዎ። ብቐዳምነት፣ ንመንነትናን ታሪኽናን ብግቡእ የንጸባርቕ። ህዝቢ ዓጋመ ብስራሕ ሃርኳትነቱ፣ ብጅግንነቱን ብባህላዊ ክብርታቱን ዝፍለጥ እምበር ብበለስ ጥራይ ዝግለጽ ኣይኮነን። ምስሊ ደጃት ስባጋድስ ነዚ ክብርታት እዚ ብምሓዝ ንመጻኢ ወለዶ ዓቢዪ ናይ ሞራልን ዓርሰ-እምነትን ምንጪ ይኸውን። ብኻልእ ሸነኽ፣ እዚ ሓወልቲ እዚ ካብ ታሪኽን ቱሪዝምን ዓቢ ቁጠባዊ ረብሓ የውሕስ። ቱሪስትታት ናብ ሓደ ከባቢ ክበጽሑ ከለዉ፣ ታሪኻዊ ቦታታትን ናይ ታሪኽ ሰባት ሓወልትታትን ክርእዩ እዮም ዝደልዩ። ሓወልቲ ደጃት ስባጋድስ ንኸተማ ዓዲግራት ፍሉይ ናይ ቱሪዝም መዕረፊ ብምግባር፣ ዋሕዚ ቱሪስትታት ክውስኽ ይገብር። እዚ ዋሕዚ እዚ ድማ ንሆቴላት፣ ንኣብያተ ምግቢ፣ ንናይ ኢድ ስራሕ መሸጥታታትን ንኻልኦት ትካላት ኣገልግሎትን ዓቢዪ ናይ ቁጠባ ምንቕቓሕ የምጽእ። ብምኽንያት እዚ ዝፍጠር ናይ ንግዲ ዕብየት ድማ ንከተማና ሓደስቲ ናይ ስራሕ ዕድላት ይፈጥር፣ ኣታዊ ህዝብን መንግስትን እውን የዕቢ። ስለዚ፣ ኣብ ማእኸል ከተማ ዓዲግራት ዝቐውም ሓወልቲ ካብ ቁጠባዊ ጸጋ ንላዕሊ ናይ መንነትን ታሪኽን መግለጺ ክኸውን ይግባእ። ቤት ምኽሪ ከተማና ድምጺ ህዝቢ ሰሚዑ፣ ነቲ ናይ በለስ ንድፊ ብምስሊ እቲ ጅግና መራሒ ደጃት ስባጋድስ ክቕይሮ ይግባእ። ዳጃት ስባጋድስ ስትራቴጂካዊ ረብሓ ባሕሪ ቀዲሞም ዝተረድኡ ነዊሕ ኣማቲ መራሒ እዮም ነይሮም። እዚ ድማ ብቐፃልነት ሕጋዊ ተረባሕነት ባሕሪ እትሓትት ትግራይ/ዓጋመ ክትፍጠር ጥጡሕ ባይታ ዘንፅፍ እዩ።
ልጁ ፀጉሩን ቀጣይ አመት መቆረጡ ነው በቃ
ስንት ጉድ ነበር የቻለው
worth watching...
በረከት ገበሬዋ የነዳጅ ማደያ ፍቃድ ነበራት አሉ። አጅሪት ነዳጅ ማደያው አይሰራም ፍቃዱ ነበር የሚሰራው አሉ አሉ ነው ...
“ምዕራብ ትግራይ ከይምለስ ሓኒቑ ሒዙና ዘሎ ብልጽግና ዘይኮነስ እቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህወሓት እዩ። ብወገን ብልጽግና ምንም ዕንቅፋት ዝበሃል ነገር የለን።፥ጉጅለ ህወሓትን ሰራዊት ትግራይን ብፍላይ ድማ እቶም ልዕሊ ኮር ዝኾኑ ሸፋቱ ሓይልታት ከይጠፍኡ ተመዛበልቲ ኮነ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ብፍፁም ኣይምለስን እዩ” ዶ/ር ፀጋዛኣብይ (ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዘላ ውድብ ባይቶና)
😋