- Последний пост
- 8 авг.
- Последнее чтение
- 13 авг.
- Постов за неделю
- 0
- Всего постов
- 21
- Тип
- открытый
- Язык
- und
- В каталоге с
- 13 авг.
- 1/24сутки в ленте
- 42
- 1/48двое суток
- 48
- 1/72трое суток
- 51
Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.
Посты
ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! "ፍልሰታ ብበገና" ሎሚ ኻልአይ መዓልቲ ኣብ ማእኸል መሠልጠኒና ቐፂሉ፡ ኣብ መቐለ ለለኻቱም ሀምቲ ልሙድ ናጋ ሰንበትለ ሰዓት 10፡30 ኒኦ እዩ'ሞ ኣብ ሰዓትኹም ምፁታ። #ተዘከሩነ በጸሎትክሙ ቅድስት! #ሠናይ ሱባኤ!
እንዃዕ ንጾመ ፍልሰታ ኣብፀሐካቱም! #ሰላም፡ ፍቕሪ እንገብረሉ ጾም ይግበረልና። #ሠናይ ግዜ!
https://t.me/+ATzmSk9eKLoxNzRk ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! ኣብ አዲስ አበባን ከባቢኣን ንእንርከብ ተምሃሮይ ኣባላትይ ቤተ ስብሐት ልተኸፈተት private group እያ ተሓወሱታ!
🙏 ፀጋን ሰላምን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኲልኻትኹም ይኹን፨ 🙌 ከመይ ቐኒኹም ፨ 👉 ከምዝፍለጥ ብቤተ ስብሐት ዝዘጋጀ ዝክረ ዳዊት ኣለና፨ 👉ስለዚ ሰንበት ዕለት 28 እዩ ተገይሩ ዘሎ ፨ 🙌 ፅንዓትና ሎማዓንቲ ረቡዕ 11ሰዓት እዩ ዝጅምር ስለዚ ኹለኹም ተገኒኹም ንክትተፅንዑ ብትሕትና ንጥይቐኩም፨ 🙌 እቲ ፅንዓት ልኹለኻትኹም ተመረቕቲ እዩ ካብ ቐዳማይ ክሳብ ሓምሻይ ዙር ተመረቕቲ። 👇ኣብቲ ዝክረ ዳዊት እነቅርቦ መዝሙር እዚ እዩ 👇 👉እቲ ንዝምሮ መዝሙር ሰላምታ ቅኝት እዩ። 👇 ናይ ዘማሪ ቀዳሜ ፀጋ እዩ። 👉 እንክርዳድ ንፋቄ #ሠናይ ግዜ!
https://vt.tiktok.com/ZSQrx2svS/
ምልክታ! ማእኸል መሠልጠኒ መንፈሳዊ መሳርሕታት ዜማ ቤተ ስብሐት ንኽረምታዊ ስልጠናታት መሳርሒ ዜማ ንምሃብ ተወሳኺ መምህር ብቀዋሚ ወይ ብጊዝያዊ ናይ ክራር፡ ጭራ፡ ፋፃ መምህር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለልደለየ በዚ ሞያ ኽእለት ለለኩም ናብ 0914383143 ብምድዋል ወይ ብኣካል ኣብ ማርያም ጉግሣ(ባዕታ) መፂኻቱም ምውድዳር ትኽእሉታ ኢኹም። #ጾታ ኣይፈልይ #በዝሒ 1 #እዚ ምልክታ ብዕለት 01/10/2018 ተለጢፉ! #ሠናይ ግዜ!
ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! እንዃዕ ኣብፀሐካቱም፡ ናጋ ሰንበት 23 ሰዓት 4፡00-6፡00 ዝክረ ቅዱስ ዳዊት 'ዘወርኃ ግንቦት' ኣብ ማእኸል መሠልጠኒና ክንዝክር ኢና፤ ደቀ መዛሙርት ቅዱስ ዳዊት ሓቢርና ክንዝክርን ክንግልገልን ኣብ ሰዓትና ንረኸብ። #ልበ፡ ዝመልእኽቲ ንኹላትና ተምሃሮ፡ ተመረቕቲይ ነባር ኣባላትይ እዩ! #ሠናይ ግዜ!
እንዃዕ ተወለድኻቱም! ልደት እምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ልደት ድሕነትና፡ ልደት ኹላትና እዩሞ እንዃዕ ኣብፀሐካቱም። #ሠናይ በዓል፡ ሠናይ መዓልቲ ይኹነልና!
ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! እንዃዕ ኣብፀሐካቱም፡ ናጋ ሰንበት 25 ሰዓት 4፡00-6፡00 ዝክረ ቅዱስ ዳዊት 'ዘወርኃ ሚያዝያ' ኣብ ማእኸል መሠልጠኒና ክንዝክር ኢና፤ኢና፤ ደቀ መዛሙርት ቅዱስ ዳዊት ሓቢርና ክንዝክርን ክንግልገልን ኣብ ሰዓትና ንረኸብ። #ልበ፡ ዝመልእኽቲ ንኹላትና ተምሃሮ፡ ተመረቕቲይ ነባር ኣባላትይ እዩ! #ልዋም ለይቲ!
ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! ናይ ሐዚ ሰንበት ዕለት 18/08/2018 ራብዓይ ዙር ተመራቒት በገና ቤተ ስብሐት አርሴማ ረዳኢ ስነ ስርዓት መርዓኣ(ተክሊል) ስለእትፍፅም ኣብ ገዝኣ መዝሙር በገና ንክነቕርብ ሰዓት 7፡00 ተዓዲምና ኢና። ፅንዓት መዝሙር ካብ ናጋ ሓሙስ ጀሚሩ ንምፃእ። #ናይ መርዓ ልዝመር መዝሙር >በሰርጋችን ዕለት #ናይ መርዓ ቦታ -ጽርሓ አርያም ቅዱስ ገብርኤል #ፅንዓታት መዝሙር ካብ 11፡00 ሰዓት ለይጥዕመኩም ንጉሆ ምምፃእ ይከኣል እዩ። #ሰላም የራኽበና፡ ሠናይ ግዜ!
ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! #ናጋ ኣብ መርዓ ልዝመሩ መዝሙራት >ዕጹብ ድንቅ ሥራ >በሰርጋችን ዕለት #ቦታ -ኣቡነ ገ/መንፈስ ቅዱስ ቤተ ክርስቲያን(ናይ ናርዶስይ ቅሳነትይ) -ጽርሓ አርያም ቅዱስ ገብርኤል(ናይ ናፅነት) #መራኸቢ ናጋ ሰንበት ንጉሆ 2፡00 ካብ ቤተ ስብሐት ተኣኻኺብና ናብ 'ዳ ጋብር ንኸድ *ናጋ ስርዓተ ተክሊል እትፍፅሙ ኣባላትይ ተምሃሮይ ቤተ ስብሐት እንዃዕ ደስ በለካቱም፡ መርዓ ዶኪማስ ሓዳር ኣብርሃምይ ሣራይ ይግብረልኻቱም! 1. ክብሮም ሙዑዝ(ናርዶስ) ምስ ፍረወይኒ ተአምር 2. ቅሳነት መሓሪ ምስ ዳንኤል ዘርዓብሩክ 3. ናጽነት ጥዑማይ ምስ ዲያቆን ያሬድ #ሎማዓንቲ ናይ መጨረሻ ፅንዓታት መዝሙር ካብ 11፡00 ሰዓት ጀሚሩ ክቕፅል እዩ። #ሰላም የራኽበና፡ ሠናይ ግዜ!
ሰላም ተምሃሮ ቤተ ስብሐት! እንዃዕ ኣብፀሐካቱም! #ድሕሪ ምረቓ ተምሃሮን ሕማማትን ስሩዕ ትምህርትና ካብ ሰሉስ ድሕሪ ሰዓት(10፡00) ጀሚሩ በቲ ልነበረ ናይ ምምሃር ምስትምሃር ሰዓታት ንቕፅልለና ኢና፡ ለይጀመርና ልመሰለኩም ኣይትትረፉ ጀምሩታ፡ ካብ ሐዚ ጀሚሩ ምሉእ ትኹረትና ኣብኻቱም ምዃኑ ልምዝኽኻር ንፎቱ! ስለትዕግስትኹም ነመስግን። #ሠናይ መዓልቲ!
ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! ሀመይ ቐኒኻቱም? ዳግማይ ትንሣኤ ናይ ቤተ ስብሐት ተምሃሮና ስነ ስርዓት ተክሊል(መርዓ) ስለልፍፅሙታ ናይ በገና መዝሙርን ኻልኦት መዝሙራትን ንምቕራብ ተዓዲምና ኢና። #ፅንዓት ናይ በገና መዝሙራት ሎማዓንቲ 11፡00 ጀሚሩ ክህልየና እዩ ከይትተርፉታ! #ልኹለኻቱም ተመረቕቲ እዩ ካብ ቐዳማይ ክሳብ ሓምሻይ ዙር ተመረቕቲ። # ዳግማይ ትንሣኤ ጥራሕ ሰለስተ ልተፈላለየ መርዓ ስለለሎ ሓደራ ተኣኻኺብና ንምፃእ፡ ለይሰምዑታ መልእኽቲ ነባፀሐሎም። #ሠናይ ግዜ!
እንዃዕ ልልደት ቅዱስ ዳዊት ኣብፀሐካቱም! #በረከት ረድኤት ቅዱስ ዳዊት የሕድረልና🙏
без подписи
без подписи
📖 🍇🍇🍇ኦ፡ ዘክርስቶስ፡ አፍቅሮተ፡ ሰብእ፡ ንዜኑ፤ ኦ፡ ትሕትና፡ ዘእንበለ፡ አቅም፡ ወኂሩት፡ ዘእንበለ፡ መስፈርት።🥬🥬🥬 🥦🥦🥦"ዎ ናይ ክርስቶስ ፍቕሪ ሰብ ንነግር፣ ዎ! ናይ ክርስቶስ መጠን ለይብሉ ትሕትና፡ ስፍሪ ለይብሉ ርኅርኅና ንነግር።🍁🍁🍁 🍃🍃🍃📃ጾመ ድጓ ዘዓርብ ስቅለት🌾🌾🌾 🌱🪴እንዃዕ ኣብፀሐካቱም!🌳☘️ ©መሠረተ ሕይወት (ቤተ ስብሐት)
https://www.tiktok.com/@betesbhat/video/7627198435006942472?_r=1&u_code=e5mcidm29lm24m&preview_pb=0&sharer_language=en&_d=f0jdl9i2c0lj5c&share_item_id=7627198435006942472&source=h5_m×tamp=1775846340&user_id=7187574636136334342&sec_user_id=MS4wLjABAAAARqaRG6_S8xgx3VVsygPwhQHpx8abFFP7ey5BTvC0xLzfM7Js_rbo9sHpsvWEpqT9&item_author_type=2&social_share_type=0&utm_source=more&utm_campaign=client_share&utm_medium=android&share_iid=7623576769245660935&share_link_id=385958e6-a9e1-4008-9a08-7857e85815f9&share_app_id=1233&ugbiz_name=MAIN&ug_btm=b7360%2Cb2878&link_reflow_popup_iteration_sharer=%7B%22click_empty_to_play%22%3A1%2C%22dynamic_cover%22%3A1%2C%22follow_to_play_duration%22%3A-1.0%2C%22profile_clickable%22%3A1%7D&enable_checksum=1
ሰላም ኣባላት ቤተ ስብሐት! እንዃዕ ኣብፀሐካቱም! ናጋ ቀዳም ስዑር(ባዕታ ማርያም) ናይ ብፁዕ አቡነ ኢሳይያስ በዓለ ሲመት ኣብ ማርያም ጉግሣ ስለልኽበር፡ ሀምቲ ኣብ ምረቓና ካብ ጅማሮ ክሳብ መወዳእታ ምስና ልነበሩ ንሕናውን ናይ ምረቓ ኽዳንና ጌርና ንጉሆ 1፡30 ካብ ቤተ ስብሐት ብሕብረት ክንኸድ ተዓዲምና ኢና'ሞ ኹላትና ንረኸብ! #ልለይሰምዑ ኣሕዋት ነባፅሐዮ! #ሠናይ ግዜ!
https://vt.tiktok.com/ZSHmssxve/