tgindex
መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna

መሶብ ትግርኛ Mesob Tigrigna

Статистика

Mesob Tigrigna is an Online Social Media Platform that disseminates up-to-date and/or helpful 👉 News 👉 Health 👉 Sports 👉 Technology , and 👉 Personal Development Tips in Tigrigna Language from Professional and credible sources.

Последний пост
14 июл.
Последнее чтение
06:47
Постов за неделю
0
Всего постов
42
Тип
открытый
Язык
английский
Категория
Новости и СМИ
В каталоге с
13 авг.
Подписчики
2 445
+8 за 3 дн.
Сутки
+1
+0,04%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
965
40 постов
Вовлечённость
39,5%
к подписчикам
Постов в день
0,0
всего 42
Упоминаний
0
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
1/48двое суток
1/72трое суток

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • 📢 Advertising in this channel You can place an ad via Telega․io. It takes just a few minutes. Formats and current rates: View details

  • ኣብ ኦንላይ(Online) ሰሪሕኹም ክትልወጡ ትደልዩ ዶ? ብ2022 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሃገረ ሲንጋፖር Vshow ብዝተብሃለ ትካል ዝተመስረተ ናይ ማሕበራዊ ምትእስሳር ደንበ ( Social Networking Platform) ብዓለም ደረጃ ኣብ ሐዚ ሰዓት ክሳዕ 180 ሃገራት ኣባለት እናተጠቐመሉ ዝርከብ ከም ዝኾነ ክንደይናይ ኣፍልጦ ኣለኹም? ንሓበሬታ ዝኣክል ብዓለም ደረጃ ካብ ሃገረ ህንዲ ብወርሒ ልዕሊ 230 ሽሕ ዶላር ኣብ ሃገርና ድማ ልዕሊ 1.5 ሚልዮን ኣታዊ ዘለዎም ሰባት ከም ዘለዉ ትፈልጡ ዶ? ኣብ ኦንላይን ንኽትሰርሑ ፣ ሰሪሕኹም ንኽትልወጡ ድልየት ዘለኹም ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጠ ቴሌግራም ሊንክ ብምጥዋቕ ዝበለፀ ሓበሬታ ምሕታት ይከኣል። Telegram 👉 http://t.me/Tgamaz

  • 9 апр.1 098

    без подписи

  • 9 апр.1 09612

    ካብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተውሃበ #መግለፂ እቲ ትማሊ ዕለት 30 መጋቢት ዝተወሰነ ዉሳነ በይናዊ ዉሳነ መንግስቲ ኢትዮዽያ ምዃኑ ህዝናን ኣደራደርቲ ኣካላት ክፈልጡልና ይገባእ ክብል ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ መግለፂኡ ሓቢሩ።

  • без подписи

  • 14 мар.1 4175

    ስራሕ ጠጠው ነብል ኣለና! ሰራሕተኛታት ክፍሊ ዜና ተሌቪዥን ትግራይ፣ ምሃያና እነድሕር ብቕልጡፍ ዘይተኸፈለና ስራሕ ጠጠው ነብል ኣለና፣ ዝብል ደብዳቤ ናብ ፕረዚዳንት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ፅሒፎም ኣለው። 👉 TPM

  • 13 мар.1 13234

    ሲሲቲ🤪🤪🤪

  • 12 мар.1 0683

    እዋናዊ መግለፂ ኣርሚ 70

  • 📢 Advertising in this channel You can place an ad via Telega․io. It takes just a few minutes. Formats and current rates: View details

  • ዝብእስ ኣብ ዘይፈልጦ ዓዲ ዓዲ ከይዱ ማእሲ ኣንፅፉለይ በለ!! ኲናት ከም ምጅማሩ ምውድኡ ውን ቀሊል እዩ ኢሉ ዝሓሰበ ስርዓት ብልፅግና ብዓይኒ ዕሙተይ ናብ ኵናት ብምእታው፡ ንህዝቢ ብምግፋዕን ብምጉሱቛልን፡ ክብርን ስምን ሃገር ኣበላሽዩ፡ ብዘይ ሕፍረት ብዛዕባ ሰላምን ምክእኣልን ክዛረብ ምርኣይ ኣዝዩ ዝገርም እዩ። እዛ "ብሓገዝ ለኣኽቲ ግብረ እከዩ ብዝተረኸበት ሕርጓቶ ኣብ ከተማታት ሳዕርን ቆፅልን ተኺለ ከተማታት አማዕሪገ እትብል ደርፊ ዓያሹ ከዘውትር ዝፀንሐት ጉጅለ፡ ሐዚ ድማ "ምእንቲ ሰላም ክብል ንሰራዊት ትግራይ ነፃፂለ ነንበይኑ ዲ.ዲ.ኣር አጀሚረዮ ኣለኹ ትብል ናይ በሃማት ቀልዲ ዘርጊሑ ኣሎ። እቲ ብሕግን ስርዓትን ምግዛእ ነውሩ ዝኾነ ስርዓት ብልፅግና ንሕጋዊ ፈራሚ ስምምዕ ፕሪቶርያ ንጎኒ ገዲፉ፡ ነቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ተሃድሶ ኮምሽን ውን ከይፈለጦ ምስ ውልቀ ሰባት ተረዳዲአ ከምዙይን ከምቱይን ገይረ እናበለ ይህውትት ኣሎ። ካሊእ ዘደንፁ መናውራ እዚ ስርዓት ድማ ኣባላት ሰራዊት ትግራዊት ከም ዜጋታት መጠን ክረኽቡዎ ዝግባእ ናብ ተልእኾ ምኽባር ሰላም ኬድካ ዝርከብ ረብሓ ከም መጠበርን መኾብለልን ሜላ ገይሩ ክጥቀመሉ ይፍትን ምህላዉ እዩ። እቲ ዘሕፍር ብልፅግና ነዚ ተበግሶ ዝወሰድኩሉ ምኽንያት ብርቱዕ ድሌት ሰላም ስለ ዘለኒ እዩ ክብል ከሎ " ዝብእስ ኣብ ዘይፈልጦ ዓዲ ዓዲ ከይዱ ማእሲ ኣንፅፉለይ በለ!!" ጥራይ እዩ ክበሃል ዝኽእል!! ዘለኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ

  • "መፅናዕትን ምርምርን ታሪኽ ዝስንድ ትካል ብዘይምህላዉ ቅያታትና ከምቲ ዝድለ ከይተሰነደ ፀኒሑ እዩ" ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ነዙይ ዝበሉ ኣብ መበል 137 ዓመት ዝኽሪ ንጉሰ ነገስት ሃፀይ ዮሃንስ ሎሚ መጋቢት 02/2018 ዓ/ም ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ እዩ። ታሪኽ ትግራይ ብትኽክል ተፃሒፉ ዝርከብ ኣብ ደገ እዩ ዝበሉ ፕረዚደንት ታደሰ ብሰንኪ ናይ ታሪኽ መፅናዕትን ምርምርን ትካል ብዘይምህላዉ ቅያታትና ከምቲ ዝድለ ከይተሰነደ ፀኒሑ እዩ። ብምዃኑ ድማ ናይ ቀደምን ሐዚን ኣመዛዚኑ ዘቕርብ፣ ዝስንድን ዝመራመርን ዜጋ የድሊየና። ነዙይ ተግባራዊ ኣብ ምግባር ዝሕግዝ ትካል ድማ ክህልወና ይግባእ ኢሎም። መንግስቲ ይኹን ዩኒቨርስትታትና ነዙይ ሓላፍነት ዝወሰዳ ብዘይምዃነን ካብ ሕሉፍ ትምህርቲ ብምውሳድ ክሰርሕሉ ይግባእ። ታሪኽ ሃፀይ ዮሃንስ እንትዝከር ናይ ትግራይ ጥራሕ ከይኮነስ ናይ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ታሪኽ እዩ። ሃፀይ ዮሃንስ እንትነግሱ ትግራይ ሓደ ኣይነበረን። ሓደ ገይሮም ግን ኣመሓዲሮሙና ዝበሉ ፕረዚደንት ሌ/ጀነራል ታደሰ ዝተፈላለየ ዝነበረ ብሓይሊ፣ ብዲፕሎማሲን ሕግን ሓደ ምግባሮም ገሊፆም። ንጉሰ ነገስት ሃፀይ ዮሃንስ ኣንፃር ባዕዲ ዝተዋግኡን ዓወት ዝረኸቡን እዮም። ናይ ንግስና ምሽጥሮም ሃገር ምምስራትን ሓደ ምዃንን እዩ። ብተወሳኺ ድማ ነፃነት ሒዞም ይንቀሳቐሱ ነይሮም። ናይ ንግስኖኦም መሪሕ ፍልስፍና እውን ነፃነትን ንነፃት ዝኸፈልዎ ብዙሕ ዋጋን እዩ ኢሎም። ትግራይ ሐዚ ዘላትሉ ኩነታት ኣዝዩ ከቢድ እዩ ዝበሉ ፕረዚደንት ጀነራል ታደሰ ወረደ፣ ነዙይ ንምስጋር ኩሎም ናይ ሰላም መማረፂታት ከምዝጥቀሙ ገሊፆም። ኣብዚ ሐዚ ዘለናሉ ኩነታት ፀበባ እዩ፣ በጀት ጠጠው ኢሉ፣ መድሓኒት ተቛሪፁ ዝብሉ ዓበይቲ ስግኣት ከም ዘሎ ዝገለፁ እቶም ፕረዚደንት ሰብ ዝሽገረሉ ኩነታት ተፈጢሩ፣ ትራንስፖርት ተዳኺሙ፣ ናይ ንግዲ ቦታታት እናተዳኸመ ኣብ ዝኸደሉ ኩነታት ኮይና ነኽብሮ ኣለና ኢሎም። እቲ ዋና ድማ ካብዞም ስግኣታት ከመይ ከምእንወፅእ ብምስትውዓል እዚ ፀገም ክፍታሕ፣ ካብ ሽግር ካብ ፀበባ ክንወፅእ፣ ብሰላም ክንነብር ኹሉ ዓይነት ፃዕሪ ክንገብር ኣለና። ኣማራፂ ሰላም ክሳብ መወዳእታ ፀንቂቕኻ ምጥቃም የድሊ። ስዕረትን ወዲቕኻ ምንባር ኣማራፂ ኣይኮነን ብምዃኑ ድማ ዘይምረፅ ነገር እውን ይምረፅ እዩ ኢሎም። ኣብ መወዳእታ ቐፃሊ ዓመት ኣብ ዝሐሸ ኣብ ሙዝየም እንዝክረሉ መንግስትን ዝምልከቶም ኣካላትን ኣብ ዙርያ ንጉሰ ነገስት ሃፀይ ዮሃንስ ዝግባእ ስራሕ ሰሪሕና ክንመፅእ ይግባእ ክብሉ ገሊፆም። 👉 ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት መጋቢት 02/2018 ዓ/ም

  • 🔰#17_ማሕበራዊ_ሕግታት🔰 ♈1.ዝኾነ ሰብ 2 ግዜ ደዊልካሉ እንተደኣ ዘይኣልዒሉካ፡ ደጋጊምካ ኣይትደውልሉ። ዘይጠዓሞ ወይ ውን ኣገዳሲ ነገር ሒዙ ከይከውን ኢልካ ሕሰብ። ⚛2. ዝተለቃሕካዮ ገንዘብ ቅድሚ እቲ ዘለቃሕካዮ ሰብ ምለሰለይ ምባሉ ምምላስ ተላመድ። እምነትካን ተገዳስነትካን ስለዘርኢ። ✡3. ምሳሕ ወይ ድራር ኣብ እትዕደመሉ፡ ካልእ ሰብ ስለዝኸፍሎ ኢልካ ኣዝዩ ክቡር መግቢ ኣይትኣዝዝ። ☸4. "ክሳብ ሕጂ ኣይተመርዓኻን?" ንምንታይ ደኣ ክሳብ ሕጂ ዘይወለድኩም?" "መኪና ክሳብ ሕጂ ኣይገዛእካን?" ዝኣመሰሉ ኣሰከፍቲ ሕቶታት ኣይትሕተት። ጉዳይካ ኣይኮነን! ♓5. ማዕጾ ኣብ እትኣትወሉ ኩሉ ግዜ ንብድሕሬኻ ዘሎ ሰብ ማዕጾ ሒዝካ ኣሕልፎ። ጓል ይኹን ወዲ፡ ምዕባይካ ይኹን ምንኣስካ ብዘየገድስ! 🔯6. ዝኾነ ሰብ ናይ መጓዓዝያ (ታክሲ/ኣውቶቡስ) ምስ ዝኸፍለልካ፡ ኣብ ዝመጽእ ግዜ ክትከፍለሉ ዘክር። ♈7. ካብ ናትካ ዝተፈልዩ ኣረኣእያታት ኣይተነኣእስ። ንዓኻ 9 ብኣንጻርካ ንዘሎ ሰብ 6 ኢያ።፡ ♊8. ሰብ እናተዛረበ ኣብ መንጎ ኣይትኹለፍ። ክሳብ ዝውድእ ተጸቢኻ ሓሳብካ ሃብ። ♋9. ንሰባት ክትላገጸሎም ጀሚርካ ባህ ከምዘይበሎም እንተደኣ ርኢኻ ቀልጢፍካ ኣቋርጽ። ፈጺምካ'ውን ኣይትድገማ፡ እቶም ሰባት ኣባኻ ዘለዎም ክብሪ ድማ ብዕጽፍታት ክውስኽ ኢዩ። ♌10. ዝኾነ ሰብ ሓገዝ ኣብ ዘበርክተልካ ግዜ፡ "የቐንየለይ!" ምባል ኣይትረስዕ። ♍11. ንሰባት ኣብ እኩብ ኣድንቆም፡ ኣብ በይኖም ድማ ንቐፎም። ♎12. ዝኾነ ሰብ ኣብ ሞባይሉ ሓንቲ ስእሊ ክትርኢ ምስ ዝህበካ፡ ንዓኣ ርኢኻ ሞባይሉ ምለሰሉ፡ ኣይትቐጽል! ብድሕሪኡ ዘሎ ክትርእዮ ይደልየካ ድዩ ኣይደልየካን ኣይትፈልጥን ኢኻ። ♏13. ኣብ ልዕሊ ተራ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛን፡ ማናጀርን ዘለካ ክብሪ ሓደ ይኹን። ♐14. ከይተሓተትካ ምኽሪ ኣይትሃብ። ♑15. ብዛዕባ ንዓኻ ዘይምልከቱ ነገራት ፈጺምካ ኣይትዛረብ። ♒16. ናይ ጸሓይ መነጽር ወዲኻ እንከለኻ ሰብ ክዛረበካ ምስ ዝቐርበካ ብቐዳምነት መነጽርካ ኣውጽእ። ♓17. ኣብ ቅድሚ ድኻ ብዛዕባ ሃብትኻ፡ ኣብ ቅድሚ መኻን ብዛዕባ ደቅኻ ኣይትዛረብ። ደስ ዝበለትኩም ቁጽሪ ውሰዱ፣ © Facebook Post

  • без подписи

  • без подписи

  • ፃዊዒት ሓገዝ፡ ንጅግና ጋዜጠኛን ተጋዳላይን ተኽለወይኒ ኪዳነ መሳለጢት ሞተር ንዓድገሉ! ሎሚ ድማ ንሓደ ንኽብሪ ዓዱን ህዝቡን ክብል ዋጋ ዝኸፈለ ኣብነታዊ ዝኾነ ሓውና፣ ጋዜጠኛን ተጋዳላይን ተኽለወይኒ ኪዳነ (ተኽሊሽ) ንምሕጋዝ እጃምና ክነበርክት ንኹሉኹም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩይ እምሕፀነኩም ። 📍 ብከመይ ክትሕግዙ ትኽእሉ? ​ሓገዝኩም በዞም ዝስዕቡ ናይ ባንኪ ሕሳብ ቑጽርታት ክትሰዱ ትኽእሉ፦ • ​ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ (CBE):1000333529908 • ​ባንኪ ወጋገን: 0076318630101 • ባንኪ ኣንበሳ : 00312743130 ​ንተወሳኺ ሓበሬታ፦ 📞 ስልኪ፦ +251914439342

  • ፃዊዒት ሓገዝ፡ ንጅግና ጋዜጠኛን ተጋዳላይን ተኽለወይኒ ኪዳነ መሳለጢት ሞተር ንዓድገሉ! ሎሚ ባሕቲ መጋቢት እዩ። እስኪ ኣብዛ ክብርቲ ዕለት ሓንቲ ቻለንጅ ከቕርበልኩም። ሎሚ ድማ ንሓደ ንኽብሪ ዓዱን ህዝቡን ክብል ዋጋ ዝኸፈለ ኣብነታዊ ዝኾነ ሓውና፣ ጋዜጠኛን ተጋዳላይን ተኽለወይኒ ኪዳነ (ተኽሊሽ) ንምሕጋዝ እጃምና ክነበርክት ንኹሉኹም ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩይ እምሕፀነኩም ። ተኽለወይኒ ኪዳነ መን እዩ? ተኽለወይኒ ቅድሚ እቲ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ኣብ ትግራይ ቲቪ ብጋዜጠኝነት የገልግል ነይሩ። ኣብቲ ክረምቲ 2013 ኣጋጢሙ ዝነበረ ወራር ኣንበጣ ትግራይ ቲቪ ኣዋፊርዎ ኣብ መኾኒ ዓሪዱ፣ ለይትን ቀትርን ናይ ሚድያ ሽፋን ብምሃብ ህዝቢ ኣብ መኸተ ክነቓቓሕ ዝገበረ ውፉይን ፃዕረኛን እዩ። ናይ ተጋድሎን መስዋእትነትን ታሪኽ * ካብ ጋዜጠኝነት ናብ በረኻ፦ "ህላወ ህዝበይ ቅድሚ ሞያይ" ብምባል ናብ በረኻ ወረዱ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ሚድያ ክፍሊ (ኣርሚ 3) ናብ እግረኛ ኣሃዱ ብምውራድ ከም ተራ ተዋጋኣይ ተሰሊፉ። * መውጋእቲ፦ 16 ሰነ 2013 ዓ.ም (ወፍሪ ኣሉላ)፣ ኣብ ከባቢ ማይ ፅዩቕ (ኣጉላዕን ውቅሮን) ኣብ ዝነበረ ሓያል ውግእ፣ ምስ ብፆቱ ኾይኑ እናተኸላኸለ ብኸቢድ ቆሲሉ። ብሰንኪ እዚ ድማ ኣብ ኢዱን እግሩን ከቢድ ጉድኣት በፂሕዎ። * ዘይሕለል ቃልሲ፦ ድሕሪ ምውፃእ ፀላኢ ካብ መቐለ፣ ብምርኩስ እናተንቀሳቐሰ እውን ስርሑ ኣየቋረፀን። ኣብ ትግራይ ቲቪ ናይ "ኒው ሚድያ" ኣተሓባባሪ ዳይሬክቶሬት ኮይኑ፣ ምስ መሳርሕቱ ብምዃን ለይትን ቀትርን ኢሎም ግፍዕታት ፀላኢ ንዓለም ኣብ ምቅላሕ ዓቢ ግደ ተፃዊቱ እዩ። ህሉው ኩነታቱ ዝምልከት ተኽለወይኒ ሐዚ እውን ብፅንዓት ይቃለስ ኣሎ፣ እንተኾነ ግን ኣካላዊ ጉድኣቱ ከቢድ እዩ፡ * እግሩ ክሳብ ሐዚ ኣፅሚ ኣይገጠመን (ብሓፂን ተደጊፉ እዩ ዝኸይድ)፣ እቲ እግሩ ድማ 3.2 ሴ.ሜ ሓፂሩ እዩ። * ኣብ ኢዱ ገና ዘይወፁ ብርክት ዝበሉ እስኮጆታት ኣለውዎ። * ልዑል ሕልና፦ "ንምንታይ ብስርዓት ክትሕከም ዘይትሓትት?" ተባሂሉ ክሕተት ከሎ፣ "ካባይ ዝገደዱ፣ ፀሓይን ኣየርን ዝናፈቖም ብፆተይ ይሕከሙ፣ ንሳቶም ምስ ረኸቡ ድሕሪኦም ንመንግስቲ ክሓትት እየ" ዝብል ዓቢ ሰብኣዊ መንፈስ ዘለዎ ጅግና እዩ። ዕላማ እዚ ጻዊዒት ተኽሊሽ ሐዚ ካብ ኤመሓት ለቒቑ ብግሉ ክሰርሕን ህይወቱ ክቕይርን ይፅዕር ኣሎ። ይኹን እምበር፣ ብሰንኪ እቲ ኣብ እግሩ ዘሎ ስባር፣ ኣብ ጎደናታት መቐለ እናተንከለ ክንቀሳቐስ ኣዝዩ ይፅገም ኣሎ። "ሓምሳ ሎሚ ንሓደ ሰብ ሸኽሙ እዩ፣ ንሓምሳ ሰብ ግን ጌፁ እዩ" ከም ዝበሃል፣ ነዚ ንሃገሩ ክብል ኣካሉ ዝገበረ ወዲ ህዝቢ፣ ስርሑ ብቐሊሉ ንኽሰርሕን ክንቀሳቐስን ሞተር ሳይክል ክንገዝአሉ ንደሊ። ስዉኣትናን ጉዱኣት ኲናትና ክብረትና እዮም! ንተኽሊሽ ብምሕጋዝ ንሞያኡን ንተጋድሎኡን ዘለና ኣኽብሮት ነርእይ። 📍 ብከመይ ክትሕግዙ ትኽእሉ? ​ሓገዝኩም በዞም ዝስዕቡ ናይ ባንኪ ሕሳብ ቑጽርታት ክትሰዱ ትኽእሉ፦ • ​ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ (CBE):1000333529908 • ​ባንኪ ወጋገን: 0076318630101 • ባንኪ ኣንበሳ : 00312743130 ​ንተወሳኺ ሓበሬታ፦ 📞 ስልኪ፦ +251914439342

  • без подписи

  • 18 нояб.1 62064

    ካብ 22-25 ሕዳር 2018 ዓ/ም ኣብ ዝካየድ #ነፃ_ወፍሪ #መጥባሕቲ_ሕክምና #ሼር ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ኣኽሱም ኣብ ሆስፒታል ኪዳነምህረት ዓድዋ ደምበስኮ ነፃ ወፍሪ ሕክምና ዓይኒ ከካይድ እዩ ። ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሪፈራል ሆስፒታል ኣኽሱም ብሓገዝ ኪዩር ብላይንድነስ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንዝመፀ ወገናት ኣብ ከተማ ዓድዋ ሆስፒታል ኪዳነምህረት ዓድዋ ደምበስኮ ወፍሪ መጥባሕቲ ሕክምና ሞራ ዓይኒ (ስብሒ ዓይኒ) ክህብ እዩ ። ካብ 22-25 ሕዳር 2018 ዓ/ም ኣብ ዝካየድ ነፃ ወፍሪ መጥባሕቲ ሕክምና ሞራ ዓይኒ (ስብሒ ዓይኒ) ንምስላጥ ኣብ ዝተመረፃ ወረዳታትን ሆስፒታላትን ናይ ምምማይ ስራሕቲ ይካየድ ከም ዘሎን በዙይ መሰረት ናይ ምርኣይ ፀገም ዘለዎም ኩሎም ወገናት ኣብ ቀረበኦም ዝርከብ ጥዕና ትካል ከይዶም ንክረኣዩን ተጠቀምቲ ናይዚ ዕድል ንክኾኑን እቲ ሆስፒታል ፀዊዑ ኣሎ ። ነቲ ግልጋሎት ንምርካብ ዝመፁ ወገናት ናይ ምግቢ : መደቀሲ: መድሐኒት ከምኡ እውን ናይ ትራንስፖርት ወፃኢታት በቲ ሆስፒታልና ዝሽፈን ከምዝኾነ እውን ገሊፁ ።

  • Enjoy our content? Advertise on this channel and reach a highly engaged audience! 👉🏻 It's easy with Telega.io. As the leading platform for native ads and integrations on Telegram, it provides user-friendly and efficient tools for quick and automated ad launches. ⚡️ Place your ad here in three simple steps: 1 Sign up 2 Top up the balance in a convenient way 3 Create your advertising post If your ad aligns with our content, we’ll gladly publish it. Start your promotion journey now!

  • 29 окт.1 488132

    🍻ሳዕቤናት ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ዓቕሚ ምርባሕ ደቂ ተባዕትዮ፦ 🥃ኣብ ካልአዋይ ብርኪ ፆታዊ ለውጥታት ደቂ ተባዕትዮ ፅልዋ የምፅእ።ማለት'ውን 🕹 ምቕናስ መግለፂ ወዲ ተባዕታይ ዝኾኑ ፀጉርታት 🕹ምዕባይ ጡብ 🕹ምእካብ ስብሒ ከብዲ ኣብ ጭዋዳታት ጎሎ 🥃ኣብ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ (Sperm) ዝተፈላለዩ ፀገማት የምፅእ። ንኣብነት፦ 🕹መጠን ምምራት ዘርኢ ይቕንስ 🕹ፅርየትን ስራሕን ዘርኢ ይቕንስ 🕹ምንቅስቓስ (Motility) የዳኽም 🕹ዘይስሩዕ ቅርፂ(Morphology) ዘርኢ ክህሉ ይገብር 🕹ምዝባዕ ሆርሞናት ወዲ ተባዕታይ የምፀእ 🥃ካልኦት ሳዕቤናት ድማ፦ 🕹ኣብ ናይ ዘርኢ DNA ጉድኣት ብምምፃእ ኣፈጣጥራ ፀገም ዘለዎ ቆልዓ(Birth defect) ክፍጠር ይገብር። 🕹ፀገም ስምዒት ምልዓል ፆታዊ ርክብ 🕹ድኽመተ ፆታዊ ርክብ 🕹ምቕናስ ድልየት ፆታዊ ርክብ 🕹ፀገም ጠጠው ምባል ብልዕቲ 🖲ኣስተውዕሉ፦ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ሳዕቤናት ኣልኮላዊ መስተ ብምቁራፅ ክስተኻኸሉ ይኽእሉ እዮም። ❇️ብ ዶ/ር ወልዳይ ኣባዲ | ስፔሻሊስት ማህፀንን ጥንስን | 📷