tgindex
Reshid Habib abu zikra 【channel】

Reshid Habib abu zikra 【channel】

Статистика

ﻟﻦ ﺗﺠﺪ ﺍﻟﺴﻌﺎﺩﺓ ﺍﻻ ﺑﺎﺗﺒﺎﻉ ﺍﻟﺴﻨﺔ ﻓﺎﻥ ﻋﻠﻤﺖ ﺫﻟﻚ ﻓﻌﻠﻴﻚ ﺑﺎﻟﻤﺴﺎﺭﻋﺔ : ١ - ﺑﺎﻟﺘﻮﺑﺔ . ٢ - ﺑﺘﻌﻠﻢ ﺩﻳﻨﻚ ﻣﻦ ﺍﻟﻌﻠﻤﺎﺀ . ٣ - ﺑﺎﻟﻌﻤﻞ ﺑﻤﺎ ﺗﻌﻠﻢ ሃሳብ መስጫ▼▼▼ @Reshidabuzikra_bot

Последний пост
14 авг.
Последнее чтение
15 авг.
Постов за неделю
6
Всего постов
33
Тип
открытый
Язык
арабский
Категория
Новости и СМИ (по похожим)
В каталоге с
13 авг.
Подписчики
861
0 за сутки
Сутки
0
0,00%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
101
32 постов
Вовлечённость
11,7%
к подписчикам
Постов в день
0,9
всего 33
Упоминаний
3
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
36
1/48двое суток
41
1/72трое суток
44

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • 🔴ቢድዓ ኹሉ ጥፍኣት እዩ🔵 ዓብደላህ ኢብኑ ዑመር ረድየላሁ ዓንሁ ይብሉ፦ «ኩሉ ቢድዓ ጥፍኣት እዩ፡ ሰባት ጽቡቕ ገይሮም እንተ ዝርእይዎ እኳ።» ​1. قول عبد الله بن عمر رضي الله عنهما ​«كُلُّ بِدْعَةٍ ضَلَالَةٌ، وَإِنْ رَآهَا النَّاسُ حَسَنَةً» ​المصدر: أخرجه اللالكائي في «شرح أصول اعتقاد أهل السنة والجماعة» (رقم: 126)، والبيهقي في «المدخل إلى السنن الكبرى» (رقم: 191). https://t.me/reshidabuzikra

  • ​✍ ኣብ ጥቓ ነፍሲ ወከፍ ታሪኻዊ መዝገብ………… ​    ሙሉእ ባህሪኡ፣ ተፈጥሮኣዊ ቁመናኡ፣ ነፍሲ ወከፍ ናይ ህይወት ምንቅስቓሱ፣ ምስ ካልኦት ዝነበሮ ሓፈሻዊ ናይ ርክብ ኩነታት፣ ካብ ውሽጢ ገዛ ጀሚሩ ክሳብ ናይ ዉግእ ሜዳ ተግባሩ፣ ካብ ኣመጋግባኡ ጀሚሩ ናይ ሽንት ቤት ስርዓቱ፣ ሓጎሱ ይኹን ሓዘኑ ዘሕለፈሉ መንገዲ፣ ነፍሲ ወከፍ ፍሽኽትኡ ይኹን ዝበኸያ ንብዓት፣ ነፍሲ ወከፍ ዝተናገራ ቓል ብፊደል ተቖፂራ ተመዝጊባ ​   እዚኦም  ኩሎም ስብስባት ካብ ትወልዲ ናብ ትወልዲ ብመተኣማማኒ ብዝኾነ ጽኑዕ ናይ ጸብጻብ ሰንሰለታት ተሓሊዮም ዝተኣከቡሉ፤ ​  ካብ ነቢይ ሙሐመድﷺ ብዘይካ ሓደ’ኳ ሰብ የለን!!           صَلُّوا عَلَيْهِ وَسَلِّمُوا تَسْلِيمًا https://t.me/reshidabuzikra

  • 📌 «ኣነ ሙስሊም ጥራሕ እየ፤ ሰለፊ ዝብል ስም ኣይቅበልን እየ» ንዝብል ሰብ ካብ ቁርኣንን ሓዲስን ናይ ዓበይቲ ዑለማታትን ዝተመርኮሰ መልሲ 🔹 «ሰለፍ» እንታይ ማለት እዩ? «ሰለፍ» (السلف) ብቋንቋ ቀዳሞት ማለት እዩ። ብሸሪዓዊ ኣጠቓቕማ ድማ ብፍላይ ነቶም ቀዳሞት ሰለስተ ብሉፃት ወለዶታት ይውክል፦ 1️⃣ ሶሓባታት 2️⃣ ታቢዒይን 3️⃣ ኣትባዑ-ታቢዒይን ከምኡ’ውን ነቶም ብፅቡቕ መንገዲ ዝተኸተልዎም የጠቓልል። ስለዚ «ሰለፊ» ማለት ናይ እዞም ቀዳሞት ወለዶታት እምነትን መንገድን (መንሃጅ) ዝኽተል ማለት እዩ። ሓድሽ ሃይማኖት ወይ ሓድሽ እምነት ኣይኮነን። 📖 ካብ ቁርኣን ዝተረኽበ መርትዖ ኣላህ ኣብ ሱረቱ አት-ተውባህ 9:100 ከምዚ ይብል፦ ﴿وَالسَّابِقُونَ الْأَوَّلُونَ مِنَ الْمُهَاجِرِينَ وَالْأَنْصَارِ وَالَّذِينَ اتَّبَعُوهُم بِإِحْسَانٍ رَّضِيَ اللَّهُ عَنْهُمْ وَرَضُوا عَنْهُ وَأَعَدَّ لَهُمْ جَنَّاتٍ تَجْرِي تَحْتَهَا الْأَنْهَارُ خَالِدِينَ فِيهَا أَبَدًا ۚ ذَٰلِكَ الْفَوْزُ الْعَظِيمُ﴾ ትርጉም፦ “እቶም ቀዳሞት ካብ ሙሃጂራትን ኣንሳርን፣ ከምኡ’ውን እቶም ብፅቡቕ ዝተኸተልዎም፣ ኣላህ ካብኣቶም ፈትዩ፣ ንሳቶምውን ካብኡ ፈትዮም። ንዓታቶም ኣብ ትሕቲኣ ሩባታት ዝውሕዙ ገነታት ኣዳልዩሎም፤ ኣብኣ ንዘለኣለም ክነብሩ እዮም። እዚ እቲ ዓቢ ዓወት እዩ።” 📌 እዚ እቶም ቀዳሞት ሰለፍ ከምኡ’ውን እቶም ብፅቡቕ ዝተኸተልዎም ከም ዝተመጎሱ፣ ኣላህ ካብኣቶም ከም ዝፈተወን ንዓታቶም ዓቢ ሽልማት ከም ዘዳለወን የርእየና። 🕌 ካብ ሓዲስ ዝተረኽበ መርትዖ ነቢዩ ﷺ እቶም ቀዳሞት ወለዶታት ካብ ኩሎም ወለዶታት ብሉፃት ምዃኖም ገሊፆም እዮም፦ «ካብ ሰባት ኩሎም እቲ በላፂ ወለዶ ናተይ ወለዶ(አነ ዘለኽውዎ) እዩ፤ ድሕሪኡ እቶም ዝስዕብዎም፤ ድሕሪኡ ድማ እቶም ዝስዕብዎም…» 📚 ቡኻሪን ሙስሊምን እዚ ድማ ክብሪ ናይቶም ቀዳሞት ወለዶታት የረጋግጽ። 🧭 ናይ ምድሓን መንገዲ ኣብ ሓደ ዝፍለጥ ሓዲስ፣ እዚ ኡማ ናብ 73 ጉጅለታት ከም እትከፋፈል እሞ እታ ካብኣቶም እትድሕን መንገዲ እንታይ ምዃና ምስ ተሓተቱ፣ ነቢዩ ﷺ ብመንገዲ ናተይ ናይ ብፀተይን ዝተኸተለት ምኻና ጠቒሶም ይርከብ። 📚 ቲርሚዚ 📚 ካብ ዓበይቲ ዑለማእ ዝተውሃበ መብርሂ ኢማም ኣሕመድ ኢብን ሓንበል (ረሒመሁላህ) ኣብ መሰረታት ሱና ናይ ነቢዩ ﷺ ብፆት ዝሓዙዎ መገዲ ምሓዝን ምኽታልን ከም ዝኾነ ገሊጾም። ሸይኹል ኢስላም ኢብን ተይምያ (ረሒመሁላህ) ድማ ናይ ሰለፍ መገዲ ሓቂ ምዃኑን፣ ነዚ መገዲ ዝኽተል ሰብ ክውቀስ ከም ዘይግባእን ገሊጾም። ሸይኽ ኣልባኒ (ረሒመሁላህ) ድማ “ሙስሊም እየ” ምባል ብበይኑ እኹል መግለፂ ከም ዘይኮነ ገሊፆም፤ ምኽንያቱ ዝተፈላለዩ ኣካላት እምነት እውን “ሙስሊም ኢና” ክብሉ ስለ ዝኽእሉ። ስለዚ “ሙስሊም ብኣረዳድኣ ሰለፍ” ዝብል መግለፂ ንመንሃጅ ንምግላፅ ከም ዝጠቅም ገሊፂም። ሸይኽ ሙሐመድ ኢብን ሷሊሕ ኣል-ዑሠይሚን (ረሒመሁላህ) ድማ “ሰለፊያ” ማለት ናይቶም ቀዳሞት ወለዶታት መገዲ ምኽታል ምዃኑ ገሊፂም። ኣብ ዓቒዳ፣ ዒባዳን ሱሉክን ናይ ሰለፍ መገዲ ዝኽተል ሰብ “ሰለፊ እየ” ክብል ፀገም ከም ዘይብሉ እውን ኣብሪሆም። እንተኾነ ግን እዚ ስም ንሰባት ንምፍልላይን ንምጉጅጃልን እንተተጠቒሙሉ ዘይተመስገነ ምዃኑ ኣመልኪቶም። ✅ መጠቓለሊ «ሰለፊ» ማለት ሓድሽ ሃይማኖት፣ ሓድሽ ዓቕዲ ወይ ሓድሽ ሃይማኖታዊ ጉጅለ ማለት ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ማለት እዩ? 👉 ቁርኣንን ሱናን ብኣረዳድኣ ሶሓባታትን ቀዳሞት ብሉፃት ወለዶታትን ምኽታል ማለት እዩ። ስለዚ፣ “ኣነ ሙስሊም ጥራሕ እየ፤ ሰለፊ ዝብል ስም ኣይቅበልን” ንዝብል ሰብ፣ እቲ ቀንዲ ሕቶ “ስም ትቕበል ወይ ኣይትቕበል?” ጥራሕ ኣይኮነን። 📌 እቲ ዝዓበየ ሕቶ፦ ቁርኣንን ሱናን ብኣረዳድኣ ነቢዩ ﷺ፣ ሶሓባታትን ቀዳሞት ብሉፃት ወለዶታትን ትኽተል ዲኻ? እዚ እዩ እቲ መሰረታዊ ነገር። 🤲 ኣላህ ካብ ሓቂ ዘይፈልጠና፣ ሓቂ ፈሊጥና ክነምልኾ ይሓግዘና። ኣሚን። منقول https://t.me/reshidabuzikra

  • ✍ ናይ ፈጅር ሶላት ብጀምዓ ክትስግድ እንተደኣ ተወፊቕካ፤ ኣብሽር (ተሓጎስ)!!! ​ንሱ...ካብዛ ዱንያን ኣብ ውሽጣ ካብ ዘሎ ኩሉን ዝበለጸ ዝኾነ ናይ ፈጅር ጀምዓ ዘገረሀልካ ፤ ዱንያን ኣብ ውሽጣ ዘሎ ኩሉን ክህበካ ዘይክእል ኣይኮነን!! ​ነቢይﷺ ከምዚ ይብሉ፦ «እተን ክልተ ረከዓታት ናይ ፈጅር (ሱና)፡ ካብዛ ዱንያን ኣብ ውሽጣ ካብ ዘሎ ኩሉን ይበልጻ።» ​እዚ ዝበልዎ ነታ ቅድሚ ግዴታ ናይ ፈጅር ሶላት እትሰገድ ክልተ ረከዓ ሱና እዩ። እታ ቀንዲ (ግዴታ) ናይ ፈጅር ሶላት ደኣ ከመይ ክትኮነልካ እያ???!!! 🔗https://t.me/reshidabuzikra

  • ሕጂ ካብ መርከዝ ኣል-ኢኽላስ ሪከርድ ገይረ ይጓብዘኹም ኣለኹ ባረከላሁፊኩም https://t.me/quraantilawa11

  • 📚متن العقيدة الواسطية ✍لشيخ الإسلام إبن تيمية 📚ሽም ኪታብ:ዓቂደቱል ዋሲጥያ 🎤ደርሲ ዝሃቦ:ሸይኽ ሙሓመድ መኪን ሙሓመድ 🔊በዝሒ ቅዳሕ ድምፂ:32 ካልኣይ ጊዜ ዝተቀርአ 📱ናይ ቴሌግራም ቻናል👇👇👇 https://t.me/Alikhlasderstat

  • 🎤ሸይኽ ሳሊሕ ኢብኑ ፈውዛን ሓፊዘሁሏህ ​ሕቶ (ሓታቲ): «"አላህ ብዘይ ቦታ እዩ ዘሎ" ዝብል ሰብ ፍርዱ እንታይ እዩ? እዚ ናይ ገሊኦም ሱፍያታት ዘረባ እዩ። እዚ ናብ ክሕደት ይመርሕዶ?» ​መልሲ (ሸይኽ): «እዚ ንልዑልነት (ናይ አላህ ልዑል ምዃን) ምክሓድ እዩ። እዚ ንልዑልነቱ ይክሕድ እዩ። አላህ ካብ ሰማያት ንላዕሊ፡ ካብ ዓርሺ (ዙፋኑ) ንላዕሊ እዩ ዘሎ፤ ከምቲ ባዕሉ ብዛዕባ ነፍሱ ዝነገረና። አላህ ኣብ ልዑል ቦታ ከም ዘሎ ነጊሩና እዩ። ​ስለዚ ነዚ ምእማን ግደታ እዩ። ነዚ ዝከሓደ ሰብ ድማ ብአላህ ዓዘወጀል ዝኣመነ ኣይኮነን። ​"ኣብ ኩሉ ቦታ እዩ ዘሎ" ወይ "ኣብ ኩሉ ቦታ ይርከብ" ወይ "ቦታ የብሉን" ዝብል ሰብ፡ እዚ ብዘይ ፍልጠት ኣብ ልዕሊ አላህ ዝተነግረ ዘረባ እዩ። እወ።» 🔗https://t.me/reshidabuzikra

  • ቕልጡፍ እትበኪ፡ ቀልጢፋ እውን እትስሕቕ ሰበይቲ ሓደራኻ እትስእና ኣይትኹን፤ ምኽንያቱ ልባ ሕያዋይ ስለ ዝኾነ ቅርሕንቲ (ፅልኢ) ኣይትፈልጥን፡ ይቕረ በሃሊትን ፅብቕቲ መንፈስ ዘለዋን እያ። ሓልዋ፡ አኽብራ፡ ከምኡ’ውን ኣይተስእና። إياك أن تخسر الزوجة التي تبكي بسرعة وتعود لتضحك بسرعة لان قلبها طيب لا يعرف الحقد أبدا متسامحة وروحها جميلة حافظ عليها وأكرمها ولا تخسرها https://t.me/salihzewjsalihazewjah

  • без подписи

  • без подписи

  • ወድኻ ምስ ዓበየ ከም ቆልዓ ከምዚ ጨዋት ከይጫወት ተውሒድ ኣምህሮ! 🔗https://t.me/reshidabuzikra

  • 🍃 تلاوة في غاية الجمال ..🌿 •  القارئ #عبدالله_القرافي • من سورة فصلت سلوا اللّه قلبًا يُحب القرآن 📖 يرِقُّ له ويخشع عند سماع آياته ، ويشتاقُ إليه ، ويُكرّس همته لأجله ، 📎https://t.me/quraantilawa11

  • 🌱በላፂ ሰደቃ ኢብን ረጀብ (ኣላህ ይሕረመሎም) ከምዚ ኢሎም፦ «በላፂ ሰደቃ፡ ንዘይፈልጥ  ምምሃር ወይ ድማ ንዝዘንግዐ (ተገዳስነት ዘይብሉ) ምንቃሕ እያ።» (መጅሙዕ ኣል-ረሳኢል 1/186) ​أَفْضَلُ الصَّدَقَةِ قال ابن رجب رحمه الله تعالى : أَفْضَلُ الصَّدَقَةِ تَعْلِيمُ جَاهِلٍ أَوْ إِيقَاظُ غَافِلٍ (مجموع الرسائل 1/186) 🔗https://t.me/reshidabuzikra

  • без подписи

  • https://t.me/quraantilawa11

  • قال لقمان لابنه: «يا بني، لا تؤخر التوبة، فإن الموت يأتي بغتة» (التبصرة لابن الجوزي) ​ ​ሉቅማን ንወዱ ከምዚ በሎ፦ «ኣታ ወደይ! ንቶውባ (ናብ ኣምላኽ ምምላስ) ኣይተደናጉዮ፤ ሞት ብሃንደበት እዩ ዝመጽእ እሞ።» (ምንጪ፦ "ኣል-ተብሲራ" ብኢብን አል-ጀውዚ) 🔗https://t.me/reshidabuzikra

  • ሓሶት ምዓልቲ ዋላ ተነወሐ ምጥፍኡ ኣይተርፍን! 📍📍📍📍📍📍 ሸይኽ አማን አል-ጃሚ (ረሂመሁላህ) ይብሉ፦ ​"ዝኾነ ይኹን ሓሶት (ባጢል) መዓልታት ይንወሓ ወይ ይሕጸር ኣብ መወዳእታ ክጠፍእ እዩ፤ ሓቂ ግን ኩሉ ጊዜን ንሓዋሩን ፀኒሑ ክነብር እዩ። እዚ ናይ አላህ ሱና (ሕጊ) እዩ። አላህ ግዜ ይህብ እምበር ሸለል ኣይብልን፡ እቲ ግዜ ክንውሕ ይኽእል እዩ ። እንተኾነ ግን እቲ ሰናይ መወዳእታ ንተቐዋቲ (ንአላህ ንዝፈርሁ) እዩ።" قال الشيخ أمان الجامي – رحمه الله – " سينتهي كل باطل طالت الأيام أم قصرت، سيبقى الحق دائما وأبدا. هكذا هذه سنة الله ، وقد تطول المهلة،  لأن الله يمهل ولا يهمل. ولكن العاقبة للمتقين".  🔗https://t.me/reshidabuzikra

  • الشيخ عثيمين رحمه الله تعالى

  • إِنَّا لِلّهَِ وَ إِنَّا إِلَيْهِ رَاجِعُونَ إِنَّ لِلَّهِ مَا أَخَذَ، وَلَهُ مَا أَعْطَى، وَكُلُّ شَيءٍ عِنْدَهُ بِأَجَلٍ مُسَمَّىً...فَلْتَصْبِر وَ لْتَحْتَسِب ኣላህ ዝወሰዶን ዝሃቦን ናቱ እዩ: ኩሉ ነገር ብኣላህ ዝተወሰነ መዓልቲ ኣለዎ:ተዓገሱ ካብ ኣላህ ኣጅሪ ድለዮ። እዛ ወራ^ሪት ናይ ኢዳ ረቢ ይሃባ 🔗https://t.me/reshidabuzikra

  • ​“ፍልጠት፡ ብርሃን ናብራን መንገዲ ጀነትን እዩ።” 📖✨ ​ነብዩ ውርሻ ወይ ሃፍቲ ኣይገደፉልናን፡ ፍልጠት እዮም ኣወሪሶምና። ፍልጠት ዝጨበጠ ድማ ዓቢ ዕድል ረኺቡ ኣሎ። ዓሊ ኢብኑ ኣቢ ጣሊብ (ረድየላሁ ዓንሁ) ከም ዝሃበልዎ፡ ረሱል (ዓለይሂ ሰላት ወሰላም) ከምዚ ኢሎም፦ ​«ኣለሻ ፍልጠት መንገዲ ዝተጓዕዘ፡ ኣላህ ናብ ጀነት ዘብፅሕ መገዲ የቃልልሉ/የገረሀሉ።» (ሶሒሕ ሙስሊም) ​«እቶም ዝፈልጡን ዘይፈልጡን ማዕረ ክኾኑ ይኽእሉዶ?» ( ኣዝ-ዙመር: 9) ​📚 ፍልጠት ንምስፋሕን ንምዕቃብን ዘብቅዑ መጻሕፍቲ፡ ናይ ህይወትና ዓቢ መብራህቲ እዮም። 🔗https://t.me/reshidabuzikra