Milkta Chereta
СтатистикаMilkta Chereta, a prominent Tender Announcement Portal in Tigray, is recognized for its comprehensive platform, enhancing access to valuable opportunities. Serving as a catalyst for businesses and individuals in search of relevant tender announcements.
- Последний пост
- 11:07
- Последнее чтение
- ещё не заходили
- Постов за неделю
- 55
- Всего постов
- 63
- Тип
- открытый
- Язык
- английский
- В каталоге с
- 14 авг.
- 1/24сутки в ленте
- 124
- 1/48двое суток
- 142
- 1/72трое суток
- 153
Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.
Посты
🌟 **ኣብ ቀረባ ዝዕፀዉ ጨረታታት** 🌟 📌 Aksum University wants to Procurement of Spare Parts ⏰ መወዳእታ: 18/08/2026 🔗 https://tenders.milkta.com/t/20597 📌 The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/ Refreshment Materials. ⏰ መወዳእታ: 18/08/2026 🔗 https://tenders.milkta.com/t/20591 📌 ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ:: ⏰ መወዳእታ: 18/08/2026 🔗 https://tenders.milkta.com/t/20590 🚀 ብፍጥነት ተመዝገቡን ተጠቀሙ! 📞 +251-0914033474 / +251-0914702952 🌐 https://tenders.milkta.com #MilktaChereta #ጨረታታት #TigrayTenders #DailyTender
ኣቢጃ ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝዉገድ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ
ከመይ ተርፉዱ ቤተሰብ ምልክታ.ኮም/ Good Morning
ንካልኣይ ግዝ ዝዉፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈትን ንፀትታ ቤት ፅሕፈትን ክልተ ጋቢና ዘለዎን መኪና ከራይ ስለዝደለና
ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018ን 2019 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበ በጀት ናይ ሶላር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ሓፈሸዊ ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ንስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ሐለዋ: ፅሬት ኣዉቱ ሶርስ ግልጋሎት ግዝኢት: ፅገና ተሽከርከርቲ ማለት ጋራጅ : ቀረብ ግልጋሎት ኦክስጅን : ዝተፈላለዩ ዓይነት ቀረባት ምግብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ
ከመይ ተርፉዱ ቤተሰብ ምልክታ.ኮም/ Good Morning
Hybrid Designs PLC, lead consortium partner for the Entrepreneurship in the Digital and Gig Economy (EDGE) Program, invites qualified Training Providers to submit proposals for recruiting, screening, onboarding, and delivering product-specific training and employment support to 5,000 youth across Addis Ababa, Sidama, South West Ethiopia, Somali, and Tigray.
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንትካል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣይሲቲ ሰርቪስ ኦፍ ሲሲቲቪ ካሜራ ኣክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ
ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2019 ዓም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ በጀት ኣብ ዉሽጢ እቲ ቤት ጅንፀት ዝርከቡ ተሃነፅቲ ሕጊ ንሐጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ከመግብ ይደሊ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ስራሕቲ ንግዲ ጉና ሓ/ዝተ/ ው/ማሕበር ካብ ኣልመዳ ጨርቃ ጨርቅ ፋብሪካ ዝተዓደጉ ኣብ መጋዘን ዝተቐመጡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጭርቕቲ ወይ ኣልባሳት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኔክ ማይክ ባትሪ ብምልጣን ዝምታን ዝመፀ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደለ
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ቦቲ ኪራይ መኪና ብምልፍን ብምብታን ዝወፀ ብፕሮፎርማ - አዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በ
ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ንስራሕቲ መሳለጢ ዘድልዩ ናይ ሓለዋ ፅሬት ኣውትሶርስ ግልጋሎት ግዝኣት ፡ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎትጋራዥ : ቐረብ ግልጋሎት ኦክስጅን ( ዝተፈላለዩ ዓይነት ቐረባት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር - ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ -
Aksum University wants to Procurement of Spare Parts
Aksum University wants to Procurement of Laboratory Reagents and Chemicals
Messebo Cement Factory PLC (MCF PLC) invites eligible bidders for the supply of various ICT services and CCTV camera accessories.
Ministry Of Revenue Mekelle Branch Office: Procurement of Hotel Services
MAEDOTAID Charity Organization formally invites qualified, eligible, and technically capable suppliers and contractors to submit a sealed proforma for procurement of supply, installation and commissioning of a complete 10 kW solar electricity system at Guya Health Center.