tgindex

ናይ የሱስ ህጻናት/Gods children🌼🌻🌼

описание

#UGBCSS Gospel broadcasts for Children and their Familys ! #የሱስ ግና ጸዊዑ፥ መንግስቲ ኣምላኽ ንኸምዚኦም ዝበሉ እያ እሞ፡ ሕጻናት ናባይ ይምጽኡ ሕደጉ፡ እይትኸልክልዎም። (ሉቃስ 18፡16) https://maps.app.goo.gl/N1tsPr5cLn ~UGBCSS Ayat, Addis Ababa, Ethiopia

222
подписчиков
Охват к подписчикам
168,0%
ERR
Реакции к просмотрам
0,35%
27 на 21 постов
Пересылки к просмотрам
0,14%
11
Постов в день
0,0
всего 21

Где отзываются чаще

доля реакций к просмотрам
  • 3 июл.#ንባብ_መጽሓፍ_ቅዱስ_2ይ_ክላስ ብሩኻት፡ ካብ ሎሚ ፡ ዕለት 28- ሰነ -2026 ጀሚርና፡ ሓድሽ ኪዳን ወንጌል ዮሃንስ ከነንብብ ክንጅምር ኢና! ክረምቲ ፡ ቁሩብ ናጻ ስለዝኾና ውን ፡ #መዓልታዊ_2_ምዕራፍ ክትከውን እያ፡፡ ስለዚ ክሳብ ሰንበት፡ ወንጌል ዮሃንስ ምዕ 1 - ምዕ 14 ፡ ክንበጽሕ ኢና። ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም!!!2,78%
  • 8 авг.😊ሰላም ብሩኻት.... ልዕሊ 85 average ኣብ ኣካዳምያዊ ትምርቲ ዘምጸኹም፡ ባጀላ ብንጹር ስኢልኩምን፡ ስምኩምን (ስምን ስእሊ ናይ ባጀላኹምን)፡ ክሳብ ዕለት 20 ናብ ሚስ ዮኪ ልኣኹ! ቀዲሞም ዝልኣኩ፡ ጥራይ ኢና ንምዝግቦም ። ሚስ ዮኪ - 👉👉 @Jochi1440002,41%
  • 16 авг. 2024 г.без подписи2,11%
  • 1 июл.#ንባብ_መጽሓፍ_ቅዱስ_3ይ_ክላስ ብሩኻት፡ ካብ ሎሚ ፡ ዕለት 1- ሓምለ-2026 ጀሚርና፡ ሓድሽ ኪዳን ከነንብብ ክንጅምር ኢና! ክረምቲ ፡ ቁሩብ ናጻ ስለዝኾና ውን ፡ #መዓልታዊ_5_ምዕራፍ ክትከውን እያ፡፡ ስለዚ ክሳብ ሰንበት፡ ወንጌል ማቲዎስ ምዕ 1 - ምዕ 20፡ ክንበጽሕ ኢና። ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም!!!1,38%
  • 29 июн.ስርዓት ኣካይዳ ጉጅለ ንስሪ 4ይ ክላስ 1 . ኣብዚ ኽረምቲ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዘፍጥረት ክሳብ ራኢ የውሃንስ ዘይወድአ ኣብ ክላስ ኣይክቕጽል እዩ።እንትርፎ ብቁዕ ምኽንያት ዘለዎ ተመሃራይ። ( ንባብ ንመዓልቲ 10 ምዕራፍ ) 2. ኣብ ሰዓቱ ዘይርከብ ሰብ ማዕጾ ክኹሕኩሕ ኣይፍቀደሉን ማዕጾ እንተ ተዓጽዩ ገዝኡ ይምለስ ከም ብኩራት ድማ ይሕሰብ ፡ብቁዕ ምኽንያት መደንጎይ ዘለዎ ጥራይ ማዕጾ ይኹሕኩሕ ። ሰዓት ትምህርቲ ( 2፥00 pm) 3.ብኩራት - ካብ 3 ግዜ ንላዕሊ ብዘይ ፍቃድ ዘብኮረ ካብ ክላስ ክእለ እዩ። # ብኩራት ብኣፍልጦ ናይ ወለዲ ክኸውን ስለ ዘለዎ ፡ ወለዲ ደዊሎም ፍቃድ ይሕተቱ ፡ተመሃራይ ፍቃድ ክሓትት ተቀባልነት የብሉን። 4. ዕዮ ገዝኦም ብግቡእ ንዝሰርሑ ተመሃሮ ፍሉይ መተባብዒ ክውሃብ እዩ። 5. ኣብ ኩሉ እንገብሮ ንጥፈታት ብግቡእ ምስታፍ ፡ ከብኩር ዝደሊ ድማ ደዊሉ ፍቃድ ይሓትት ፡ ብቁዕ ምኽንያት እንተ ኣሊዎ ጥራይ ተቀባልነት ይረክብ። Warning ⚠️ # እዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ዘይፈጸመ ተመሃራይ ናብ 3ይ ክላስ ተመሊሱ ፡ 4 ሰንበት ብዘይ ብኩራት እንተ ተማሂሩ ጥራይ እዩ ናብ ክላስ ዝምለስ ፡ ካብዚ ወጻኢ ግን ናብ ክላስ ክኣቱ ኣይፍቀደሉን !!! * ስርዓት ዘይብሉ ተማሃራይ ኣብ ክላሰይ ኣየድልየንን እዩ ። ምስናይ ይቅሬትኡ ።ተባረኹ!!0,84%
  • 7 янв.#Movie_Time "ክርስቶስ ብሉጽ ህያብና እዩ!" @UGBCSS 20260,83%
  • 26 февр.የልጆችን መንፈሳዊ ሕይወት ማነጽ እና ማሳደግ በጣም ትልቅ ዋጋ ያለውና የዕድሜ ልክ መሠረት የሚጥል ተግባር ነው። ልጆች በመንፈሳዊ መንገድ ጤናማ ሆነው እንዲያድጉ የሚረዱ ሁለት ወሳኝ ምክሮች እነሆ፦ 1ኛ ጥያቄዎቻቸውን በትዕግስት መቀበል ልጆች ስለ ፈጣሪ፣ ስለ ፍጥረት እና ስለ ሕይወት ብዙ ጥያቄዎች ሊጠይቁ ይችላሉ (ለምሳሌ "ፈጣሪ የት ነው ያለው?"፣ "ለምን ጸሎት እናደርጋለን?")። እነዚህን ጥያቄዎች በፍጹም ችላ አይበሉ፤ አሊያም አይቆጡ። ዕድሜያቸውን በሚመጥን መልኩ፣ በትዕግስት እና በፍቅር ያስረዷቸው። እርስዎም መልሱን የማያውቁት ከሆነ "አብረን እንፈልገዋለን" በማለት የማወቅ ጉጉታቸውን ያበረታቱ። ዘዳግም 6:20 በኋለኛው ዘመንም ልጅህ፡— አምላካችን እግዚአብሔር ያዘዛችሁ ምስክርና ሥርዓት ፍርድስ ምንድር ነው? ብሎ በጠየቀህ ጊዜ፥አንተ ለልጅህ እንዲህ በለው..." 2ኛ የፍቅር እና የመልካምነት እሴቶችን መትከል የእውነተኛ መንፈሳዊነት መሠረቱ ፍቅር ነው። ሌሎችን መውደድን፣ አረጋውያንን ማክበርን፣ የተቸገሩትን መርዳትን እና እውነት መናገርን በዕለታዊ ሕይወታቸው እንዲለማመዱ ያድርጉ። በማድረግ ጠንካራ ደቀ መዝሙር ሆነው እንዲያድጉ ያበረታቷቸው። (ምሳሌ 3:3): "ምሕረትና እውነት ከአንተ አይራቁ፤ በአንገትህ እሰራቸው፥ በልብህ ጽላት ጻፋቸው።" Child Evangelism Fellowship Ethiopia 🇪🇹 ሲ ኢ ኤፍ ልጆችን በወንጌል የመድረስ አገልግሎት አጋር ሆነው ብዙ ልጆችን አብረው በወንጌል ከሚደርሱ ቤተክርስቲያናት ጋር እና ቤተሰብ ጋር አብሮ ይሰራል ይህ መልእክት ለብዙ ወላጆች እንዲደርስ ሼር ያድርጉ። @cefethiopia @cefethiopia0,55%
  • 10 янв.#ሓበሬታ ጽባሕ ሰንበት መዝሙር ስለ ነቅርብ፡ ቀልጢፍና ንምጻእ። ብተውሳኺ #ትምርቲ_ድሕነት ከምኡ ውን #ወደ_መዝሙር ትምሃሩ፡ ጽባሕ #የብልኩምን!!! ተባረኹ!0,48%
  • 26 февр.без подписи0,35%
  • 18 февр.#መዘኻኸሪ ሰላም ንዓኹም ወለዲ፡ ከም ዝፍለጥ ክፍሊ ህጻናት #ብዘይ ተሳትፎ ወለዲ፡ ዕዮኡ ብሓደ ኢድካ ምጥቃዕ እዩ። ብሕልፊ ካብዚ ቀረባ ኣዋርሕ፡ ብዙሕ ክፍተት ይርእ ስለዘሎ፡ ሓቢርና ክንዓይ (ኣብ ገዛ ክትከታተልዎም፡ ዘድሊ ሓበሬታ፡ ምናልባት ውን ነቀፌታ ፡ ምስ መምሃራን ክትዘራረቡ)፡ እሞ እንደገና ዕዉት ዕዮ ኣብ ደቅናን ኣሕዋትናን ክንዓይ ንላቦ! - - - - - - - - - - - #ዕድመ 7-10 ዓመት- ሚስ ከንኣን 0900301197 ሚስ ኣፎምያ 0941432560 ዕድመ 11-12 ዓመት- ሚስ ዮካቤል 0935713054 ዕድመ 13-14 ዓመት- ዳኒኤል 0993803992 ዕድመ 15-17 ዓመት- ሄኖክ 0994569901 - - - - - - - - ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም! ሰንበት 15፡ ለካቲት፡ 20260,30%
  • 26 февр.ማደግ እሻለው ድንቅ የልጆች መዝሙር ተለቀቀ ሁሉም ልጆች ማደግ ይሻሉ ወላጆች መምህራን ከልጆች ጋር ዘምሩት🥰🥰🥰 ሼር ሰብስክራይብ በማድረግ አገልግሎቱን ይደግፉ። https://youtu.be/mgPqYajfPJ8?si=EB_f-T_dr2eqbFNS0,00%
  • 30 янв.#This_Little_light_of_mine Cr. Sosi #UGBCSS #UGBCAyat #childrenChannel #English #kidsGospelSong #NayYesusHxanat0,00%