GoalSport ጎል ስፖርት
СтатистикаGoal Sport is a sport program that is produced by the renowned journalist,producer,TV host and analyst of Sport talk Show Emebiet H/mariam. Goal Sport renowned for its Tigrigna Sport Programs which is loved by the Tigrigna listeners.
- Последний пост
- 29 окт.
- Последнее чтение
- 13 авг.
- Постов за неделю
- 0
- Всего постов
- 21
- Тип
- открытый
- Язык
- английский
- В каталоге с
- 13 авг.
- 1/24сутки в ленте
- —
- 1/48двое суток
- —
- 1/72трое суток
- —
Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.
Посты
видео или голосовое, без подписи
Sixteen years ago, Morocco invested $65 million into building a true world-class football academy. Today, that vision is paying off in spectacular fashion: 🌍 World Cup 2022 Semi-finalists 🥉 Olympic Bronze Medalists 2024 🏆 U17 AFCON Champions 2025 🏆 U20 World Cup Winners 2025 A powerful reminder — real success starts from the grassroots.
видео или голосовое, без подписи
ጋንታ ባሎኒ ምስ ኖርዌጅያን ጋንታ ብሩምንዳል ዘካየደቶ ግጥም 1-1 ማዕረ ተፈላልያ👏 ✨️✨️✨️✨️✨️ ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
видео или голосовое, без подписи
ብምድላዉ ክፍሊ ጎል ስፖርትና ስም ብሕልፈት ኣሰልጣኒ ዮዉሃንስ ዝተሰመዐና መሪር ሓዘን እናገለፅና ንመላእ ስድርኡን ፈተዉቱን ከምኡ ድማ ንመላእ ፈታይ ኩዕሾ ትግራይ ፅንዓት ንምነ! ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
видео или голосовое, без подписи
ለይርሳዕ ብሉፅ ኽስተት 🚴♀️ ኣብ ፈረንሳይ ዕድል ስልጠና ዝረኸበት ብልፅቲ ብሽክለተኛ ጋንታ መስፍን ፅጌ ካሕሳይ ሎምዓንቲ ቱር ደፍራንስ ንምዕዛብ ኣብተዓደመትሉ እዋን, ናይዚ ዕለት 7ይ መድረኽ ቱር ደፍራንስ ዝተዓወተ Tadej Pogačar ዝተበርከተሉ ሽልማት ሑቁፊ ዕምበባ አበርኪቱላ 😍👏 ዝተሰምዓ ፍናንን ናይ Tadej ትሕትናን ብሚድያታት ትኹረት ስሒቡሎ👍🔥 ፅጌ ኣብ መድረኽ ዓለም እትነግስሉ ግዘ ቀረባ እዩ👍🥇 ✨️✨️✨️✨️✨️ ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
видео или голосовое, без подписи
ሽልማት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንጀጋኑ 70 እንደርታ ኣሰልጣኒ 250,000 ብር ሓገዝቲ ኣሰልጣኒ 220,000 ብር ነፍሲወከፍ ተፃወቲ ነፍሲወከፍ 200,000 ብር ንደገፍቲ ትራንስፖርት ካብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ
ገሬ ኣብ ታሪኽ ፕሪመርሊግ ኢትዮጵያ አብ ሰለስተ ዝተፈላለያ ጋንታታት ፅዋዕ ብምዉሳድ ታሪኽ ፅሒፉ። ጅማ አባጅፋር መቐለ 70እንደርታ ኢትዮጵያ መድህን
видео или голосовое, без подписи
видео или голосовое, без подписи
видео или голосовое, без подписи
видео или голосовое, без подписи
እንካዕ ደስ በለኩም👏👏👏 ፅዋዕ ኩዕሶ ኢድ ናብ መረበቱ መፂኡ'ሎ 🏆🏆🏆🏆 ትጉዕዞ ክጅመር ተሎ ቀሊል የነበረይ,ብብቅዓት ተፃወትን ኣሰልጠንትን እዚ ውፅኢት ብምምፃእኹም ሕቡናት ኢና:: ንዘመናት ብውሽጥን ደገን ዝተፈተነ ንኩዕሶ ኢድ ትግራይ ካሕሳ እዩ እዚ! ትግራይ ኣብቲ ሊግ ልዕሊ ሓደ ጋንታ ተወኪላ ንክንርኢ እዩ ባህግና:: ✨️✨️✨️✨️✨️ ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
видео или голосовое, без подписи
ጋንታ ኩዕሶ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ ሻምፒዮን ንምዃን ወሳኒ ፀወታ ክተካይድ እያ:: ቐዳም 30 ጉንቦት መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኩዕሶ ኢድ ኢትዮጵያ 2017 ክካየዱ እዮም:: ንጉሆ ስዓት 2:00 ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ኮልፌ ቀራኒዮ ክፍለ ከተማ እተካይዶ ፀወታ ወሳኒ ሻምፒዮን ንክትኾን ዘኽእላ ግጥም እዩ:: መቐለ 70 እንደርታ ካብ ዘካየደቶም 16 ግጥማት ሓደ ተሳዒራ 15 ግዘ ተዓዊታ ብ30 ነጥቢ ነቲ ሊግ ትመርሖላ, ፅባሕ ዓወት እንተመዝጊባ ድማ ሻምፒዮን ክትኮን እያ። ሎሚ ዓመት ንታሽዓይ ግዘ ዝካየድ ለሎ ፕሪሚየር ሊግ ኩዕሶ ኢድ ኢትዮጵያ, ፅዋዕ እቲ ሊግ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወፂኡ ኣይትፈልጥን:: 🏉 ጋንታታት ቂርቆስ 🏉 ኮልፌ ቀራኒዮን 🏉 መቻልን ተቆፃፂረንኦ ነይረን እየን። 🥇ሎሚ ዓመት ጋንታ ትግራይ ንፈለማ ግዘ ሻምፒዮን ክኾን ባህግና እዩ, መቐለ 70 እንደርታ ከምዘሳኽዕዎ ድማ እምነትና እዩ:: ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘለኹም ተጋሩ ናጋ ንጉሆ ድጋፍኹም ኣይፈለያ። ✨️✨️✨️✨️✨️ ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና
видео или голосовое, без подписи
በዓል ኣርባዕተ 🏆🏆🏆🏆 ፒ ኤስዢ ሎምዓመት ኣርባዕተ ፅዋዕ ከምዝወሰዱ ትፈልጡዶ🤗🤷♂️ ✨️✨️✨️✨️✨️ ጎል ስፖርት ኩል ግዘ ሶኒ,ሰሉስ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 4:30 ጀሚሩ ብኤፍ ኤማት ድ.ወ.ት ብጥምረት ይመሓላለፍ! ድጋፍኩም ሼር, ፔጅና ላይክ ብምግባር ኣበረታትዑና🙏 Telegram https://t.me/GoalSportwithemebiet Facebook https://www.facebook.com/profile.php?id=100086581667623&mibextid=kFxxJD Tiktok https://www.tiktok.com/@goal.sport.with.e?_t=8kJll0FXf9C&_r=1 Goal Sport/ጎል ስፖርት ስለትድግፉና ነመስግን🙏 Like Share Follow ብምግባር ተሓወሱና