ደብረ መዊዕ
Статистикаእዚ መንፈሳዊ ቻናል ብር/ኣድ/ወገ/ኣክ/ጽዮን ደብረ መዊዕ ቅዱስ ሚካኤል ቤት ትምህርቲ ሰንበት ዝተከፈተ እዩ፡፡ ኣብዚ ቻናል ኣባላትና ናይ ደብርና ክያዶ ዝፈልጥሉን ዝተፈላለዩ ናይ ደብርና መልእክትታትን ኣብ ደብርና ዝወሃቡ ተከታተልቲ ትምህርትታትን መንፈሳዊ ፅሑፋትን ዝልቀቀሉ እዩ።
- Последний пост
- 14 авг.
- Последнее чтение
- 15 авг.
- Постов за неделю
- 28
- Всего постов
- 35
- Тип
- открытый
- Язык
- ti
- Категория
- Книги (по похожим)
- В каталоге с
- 13 авг.
- 1/24сутки в ленте
- 132
- 1/48двое суток
- 151
- 1/72трое суток
- 163
Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.
Посты
መልእክቲ ኤፌሶን ምዕራፍ 1 መቀፀልታ
Live stream finished (54 minutes)
Live stream started
online ዘለና ኣብዚ ኣቲና ናይ ድንግል ማርያም በረከት ንሳተፍ ቃል ኣምላክ ሰሚዕና ነብስና ነዕርፋ 🙏
Live stream started
መልእክቲ ኤፌሶን
видео или голосовое, без подписи
Live stream started
Live stream finished (6 minutes)
ኩላትና ላይቭ ንእቶ
Live stream started
ደብረ መዊዕ pinned a photo
መንፈሳዊ ቻሌንጅ ! ሰላም ኣምላክ ይብዝሓልኩም ፍቱዋት አባላትን ፈተውቲ ደብረ መዊዕ ቅዱስ ሚካኤል ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ኣዴናን መዕበይትናን ዝኮነት ደብረ መዊዕ ቅዱስ ሚካኤል ናትና ሓገዝ ትደልየሉ ግዜ በፂሑ እኒሀ። ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዘድልዩ ኣቁሕታት ብምጉዳሎም ምክንያት ኣገልግሎት ይተዓናቀፍ ስለዘሎ ኩልና በቢ ዓቅምና ኣብዚ ቻሌንጅ ክንሳተፍ ሓደራ ትብለኩም ኣላ! ዓቅሚ ዘለና በቲ ተባሂሉ ዘሎ 100 ቅርሺን ልዕሊኡን ዓቅሚ ዘይብልና ድማ ብዘለና ንክንሕግዝ ሕዚ እዉን ሓደራ ትብለና ኣላ። እዚ poster ናብ ዓቅሚ ዘለዎ ሼር ብምግባር ኩሉ በረከት ቅዱስ ሚካኤል ክሳተፍ እጃምና ክንዋፃእ ነተሓሳስብ። ኣታዊ ንምግባርን ብቴሌብርን ንዝበለፀ ሓበሬታን በዞም ዝስዕቡ ስልኪ ቁፅርታት ይርከቡና። 0905650687 0938984683 ካብቲ ዝቅበል እቲ ዝህብ ብፁዕ እዩ። ግ.ሓዋ 20:35
በእንባዬ ለማመልክህ ...😥 ጌታዬ 🥹 "እግዚአብሔር በተነሣ ጊዜ ምን አደርጋለሁ ? በጎበኘኝ ጊዜ ምን እመልስለታለሁ ?" ኢዮብ 31÷14 ሚለው ቃልህን ሳስበው እጅግኑ እፈራለው! ከክርስቲያንነት ክብር ወርጄ እንደ ሰው እንኳ ሳይሆን ልክ እንደ እንስሳ የሆነው ኑሮዬ ምንስ እልሃለው! ጓዳዬ በደሌ ሸፍነህልኝ የሰውን ጓዳ ስመረምር ስፈርድ እምውል እኔ ምንስ እልሃለው! የሰጠከኝን መክሊት ቀብሬው ሳይሆን ያጠፋሁት እኔ ምን እልሃለው! በምህረትህ ተማምኜ ንስሃዬን ነገ ቁርባኔን ነገ ኃጥያቴን ግን ዛሬ ያደረግኩት እኔ ምንስ እልሃለው! ኣቤቱ ለደካሞች ምትራራው ኃጥያተኞችን ችላ እማትለው ጌታዬ ሆይ ችላ አትበለኝ! ኣቤቱ መሞከርን እምትቆጥር ጌታዬ ሆይ ኣሁን ያለሁባት ኃጥያቴ ወድጄያት ሳይሆን ተታልዬ ደክሞኝ ነውና ችላ ኣትበለኝ! ኣቤቱ ነገ ሳይሆን ዛሬ ወዳንተ እቀርብ ዘንድ በተቆለፈው ልቤ ግባ! ኣቤቱ ወዳንተ ሳበኝ! ልቤ በፍቅርህ ይንደድ! ✍️ዲን አቤኔዘር
መልእኽቲ ገላትያ ቀንዲ ሓሳባት ምዕራፍ 6 #ተኸኣኢልካ ምንባር ከምዝግባእን ነፍሲ ወከፍ ሰብ ናይ ብፃዩ ሸኽሚ ክሽከም ከምዝግባእን #ብስጋ ዝዘርእ ካብ ስጋ(ሓጥያት) ሞት ብመንፈስ ዝዘርእ ካብ መንፈስ(መንፈስ ቅዱስ) ሕይወት ከም ዝዓፅድ #ብክርስቶስ ኢየሱስ ዝርከብ ሓድሽ ፍጥረት ምዃን እምበር፥ ምግራዝ ኮነ ዘይምግራዝ፥ ዝጠቕሞ ከምዘይብሉ። "ኣነ ግና፥ ዓለም ንኣይ ዝተሰቕለትሉ፥ ኣነውን ንዓለም ዝተሰቐልኩሉ መስቀል ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እንተ ዘይኮይኑስ፥ ትምክሕቲ ኻባይ ይርሓቕ።" ገላትያ 6:14
видео или голосовое, без подписи
Live stream finished (1 hour)
Live stream started
በእንባዬ ለማመልክህ ...😥 ተስፋ ያልቆረጥክብኝ እኔ ማን ነኝ! በራሴ ተስፋ ብቆርጥ ኣንተ ግን ተስፋ ኣልቆረጥክብኝም ተስፋ ያልቆረጠክብኝ ምን ኣይተህብኝ ነው! የተዋጀሁ መሆኔን ረስቼ የዴማስን መንገድ ብከተል ተስፋ ኣልቆረጥክብኝም! የሰጠከኝን የፅድቅ ልብስ ኣውልቄ ኃጥያትን ብለብስ ኣሁንም ተስፋ ኣልቆረጥክብኝም! ስንት ግዜ ዝቼ ኣቆማለው ኃጥያቱን ብዬ ብዙ ግዜ ምዬ ወደ ጨለማ ስመለስም ኣሁንም ትጠብቀኛለህ! ለብዙ ዓመታት የሓጥያት ደም ቢፈስብኝም ከኔ ኣልራቅክም ኣሁንም ተስፋ ኣልቆረክብኝም! እስከምን ድረስ አፍቅረከኝ .. ምንስ ኣይተህብኝ ነው ጌታዬ🥹 አቤቱ ጌታዬ ሆይ እንደ ወደድከኝ እንደሞትክልኝ ደግሞም እንደተማመንክብኝ እንድኖርና ወዳንተ ተመልሼ ባንተ እኖር ዘንድ ፍቅርህን አስተምረኝ! ኣቤቱ ፍቅርህን ብቻ አስተምረኝ! አንተን በሙሉ ልቤ እንድወድህና አንተን ብቻ እንዳስብህ ለኃጥያቴ ኣሳልፈህ አትስጠኝ! ✍️ ዲን አቤኔዘር
መልእኽቲ ገላትያ ቀንዲ ሓሳባት ምዕራፍ 5 #ሓርነት/ነፃነት ብክርስቶስ ከምዝረኸብና #ድሕነት ብፍቕሪ እትሰርሕ እምነት ከምዝኾነ #ብመንፈስ ዝምራሕ ከምዝድሕን ብስጋ ዝምራሕ ከምዝጠፍእ #ተቓርኖ መንፈስን ስጋን #ፍረታት ስጋን ፍረታት መንፈስ ቅዱስን "ብሓርነት ምእንቲ ኽንነብር ክርስቶስ ሓራ ኣውፂኡና እዩ። ስለዙይ ፅንዑ፤ መሊስኩም በርዑት ባርነት ኣይትቈረኑ።" ገላትያ 5:1