tgindex
ቤተ ስብሐት በገና

ቤተ ስብሐት በገና

Статистика

https://youtu.be/kyzZeFcxoPU?si=Xb-yeRDnfv-rK1MP Official channel ማእኸል መሠልጠኒ መንፈሳዊ መሳርሕታት ዜማ ቤተ ስብሐት እግዚኦ፡ ስብሐተ፡ ሐዲሰ፡ እሴብሐከ፡ ወበመዝሙር፡ ዘዓሠርቱ፡ አውታሪሁ፡ እዜምር፡ ለከ። መዝ 143፡10

Последний пост
8 авг.
Последнее чтение
15 авг.
Постов за неделю
0
Всего постов
22
Тип
открытый
Язык
ti
В каталоге с
13 авг.
Подписчики
632
+1 за 3 дн.
Сутки
0
0,00%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
816
22 постов
Вовлечённость
129,1%
к подписчикам
Постов в день
0,0
всего 22
Упоминаний
1
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
249
1/48двое суток
285
1/72трое суток
307

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! "ፍልሰታ ብበገና" ሎሚ ኻልአይ መዓልቲ ኣብ ማእኸል መሠልጠኒና ቐፂሉ፡ ኣብ መቐለ ለለኻቱም ሀምቲ ልሙድ ናጋ ሰንበትለ ሰዓት 10፡30 ኒኦ እዩ'ሞ ኣብ ሰዓትኹም ምፁታ። #ተዘከሩነ በጸሎትክሙ ቅድስት! #ሠናይ ሱባኤ!

  • እንዃዕ ንጾመ ፍልሰታ ኣብፀሐካቱም! #ሰላም፡ ፍቕሪ እንገብረሉ ጾም ይግበረልና። #ሠናይ ግዜ!

  • https://t.me/+ATzmSk9eKLoxNzRk ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! ኣብ አዲስ አበባን ከባቢኣን ንእንርከብ ተምሃሮይ ኣባላትይ ቤተ ስብሐት ልተኸፈተት private group እያ ተሓወሱታ!

  • "ዘረከበ፡ ብእሲተ፡ ኄርተ፡ ረከበ፡ ሞገሰ፤ ወነሥአ፡ እምኀበ፡ እግዚአብሔር፡ ውኅዋኄ።" #እንዃዕ ናብዚ ኽቡር ምሥጢር እዚ ኣብፀሐካቱም! መርዓ ዶኪማስ፡ ሓዳር ኣብርሃምይ ሣራይ ይኹነልኹም ልሕይወትለ ይግበረልኹም!

  • 🙏 ፀጋን ሰላምን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኲልኻትኹም ይኹን፨ 🙌 ከመይ ቐኒኹም ፨ 👉 ከምዝፍለጥ ብቤተ ስብሐት ዝዘጋጀ ዝክረ ዳዊት ኣለና፨ 👉ስለዚ ሰንበት ዕለት 28 እዩ ተገይሩ ዘሎ ፨ 🙌 ፅንዓትና ሎማዓንቲ ረቡዕ 11ሰዓት እዩ ዝጅምር ስለዚ ኹለኹም ተገኒኹም ንክትተፅንዑ ብትሕትና ንጥይቐኩም፨ 🙌 እቲ ፅንዓት ልኹለኻትኹም ተመረቕቲ እዩ ካብ ቐዳማይ ክሳብ ሓምሻይ ዙር ተመረቕቲ። 👇ኣብቲ ዝክረ ዳዊት እነቅርቦ መዝሙር  እዚ እዩ 👇 👉እቲ ንዝምሮ መዝሙር ሰላምታ ቅኝት እዩ። 👇 ናይ ዘማሪ ቀዳሜ ፀጋ እዩ። 👉 እንክርዳድ ንፋቄ #ሠናይ ግዜ!

  • 8 июн.1 3452

    https://vt.tiktok.com/ZSQrx2svS/

  • 8 июн.1 0554

    ምልክታ! ማእኸል መሠልጠኒ መንፈሳዊ መሳርሕታት ዜማ ቤተ ስብሐት ንኽረምታዊ ስልጠናታት መሳርሒ ዜማ ንምሃብ ተወሳኺ መምህር ብቀዋሚ ወይ ብጊዝያዊ ናይ ክራር፡ ጭራ፡ ፋፃ መምህር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለልደለየ በዚ ሞያ ኽእለት ለለኩም ናብ 0914383143 ብምድዋል ወይ ብኣካል ኣብ ማርያም ጉግሣ(ባዕታ) መፂኻቱም ምውድዳር ትኽእሉታ ኢኹም። #ጾታ ኣይፈልይ #በዝሒ 1 #እዚ ምልክታ ብዕለት 01/10/2018 ተለጢፉ! #ሠናይ ግዜ!

  • 30 мая1 2672

    ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! እንዃዕ ኣብፀሐካቱም፡ ናጋ ሰንበት 23 ሰዓት 4፡00-6፡00 ዝክረ ቅዱስ ዳዊት 'ዘወርኃ ግንቦት' ኣብ ማእኸል መሠልጠኒና ክንዝክር ኢና፤ ደቀ መዛሙርት ቅዱስ ዳዊት ሓቢርና ክንዝክርን ክንግልገልን ኣብ ሰዓትና ንረኸብ። #ልበ፡ ዝመልእኽቲ ንኹላትና ተምሃሮ፡ ተመረቕቲይ ነባር ኣባላትይ እዩ! #ሠናይ ግዜ!

  • https://vt.tiktok.com/ZS9vURfXn/ ሓፍትና ወይኒ ምስ በሪሁ እንዃዕ ደስ በለካቱም! #መርዓ ዶኪማስ ሓዳር ኣብርሃምይ ሣራይ ይግበረልኻቱም!

  • 9 мая1 3211

    እንዃዕ ተወለድኻቱም! ልደት እምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ልደት ድሕነትና፡ ልደት ኹላትና እዩሞ እንዃዕ ኣብፀሐካቱም። #ሠናይ በዓል፡ ሠናይ መዓልቲ ይኹነልና!

  • ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! እንዃዕ ኣብፀሐካቱም፡ ናጋ ሰንበት 25 ሰዓት 4፡00-6፡00 ዝክረ ቅዱስ ዳዊት 'ዘወርኃ ሚያዝያ' ኣብ ማእኸል መሠልጠኒና ክንዝክር ኢና፤ኢና፤ ደቀ መዛሙርት ቅዱስ ዳዊት ሓቢርና ክንዝክርን ክንግልገልን ኣብ ሰዓትና ንረኸብ። #ልበ፡ ዝመልእኽቲ ንኹላትና ተምሃሮ፡ ተመረቕቲይ ነባር ኣባላትይ እዩ! #ልዋም ለይቲ!

  • 26 апр.1 0331

    без подписи

  • 26 апр.1 0301

    "ዘረከበ፡ ብእሲተ፡ ኄርተ፡ ረከበ፡ ሞገሰ፤ ወነሥአ፡ እምኀበ፡ እግዚአብሔር፡ ውኅዋኄ።" #እንዃዕ ናብዚ ኽቡር ምሥጢር እዚ ኣብፀሐካቱም! መርዓ ዶኪማስ፡ ሓዳር ኣብርሃምይ ሣራይ ይኹነልኹም ልሕይወትለ ይግበረልኹም። #ሠናይ ግዜ!

  • 22 апр.1 4252

    ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! ናይ ሐዚ ሰንበት ዕለት 18/08/2018 ራብዓይ ዙር ተመራቒት በገና ቤተ ስብሐት አርሴማ ረዳኢ ስነ ስርዓት መርዓኣ(ተክሊል) ስለእትፍፅም ኣብ ገዝኣ መዝሙር በገና ንክነቕርብ ሰዓት 7፡00 ተዓዲምና ኢና። ፅንዓት መዝሙር ካብ ናጋ ሓሙስ ጀሚሩ ንምፃእ። #ናይ መርዓ ልዝመር መዝሙር >በሰርጋችን ዕለት #ናይ መርዓ ቦታ -ጽርሓ አርያም ቅዱስ ገብርኤል #ፅንዓታት መዝሙር ካብ 11፡00 ሰዓት ለይጥዕመኩም ንጉሆ ምምፃእ ይከኣል እዩ። #ሰላም የራኽበና፡ ሠናይ ግዜ!

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • 18 апр.1 0971

    ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! #ናጋ ኣብ መርዓ ልዝመሩ መዝሙራት >ዕጹብ ድንቅ ሥራ >በሰርጋችን ዕለት #ቦታ -ኣቡነ ገ/መንፈስ ቅዱስ ቤተ ክርስቲያን(ናይ ናርዶስይ ቅሳነትይ) -ጽርሓ አርያም ቅዱስ ገብርኤል(ናይ ናፅነት) #መራኸቢ ናጋ ሰንበት ንጉሆ 2፡00 ካብ ቤተ ስብሐት ተኣኻኺብና ናብ 'ዳ ጋብር ንኸድ *ናጋ ስርዓተ ተክሊል እትፍፅሙ ኣባላትይ ተምሃሮይ ቤተ ስብሐት እንዃዕ ደስ በለካቱም፡ መርዓ ዶኪማስ ሓዳር ኣብርሃምይ ሣራይ ይግብረልኻቱም! 1. ክብሮም ሙዑዝ(ናርዶስ) ምስ ፍረወይኒ ተአምር 2. ቅሳነት መሓሪ ምስ ዳንኤል ዘርዓብሩክ 3. ናጽነት ጥዑማይ ምስ ዲያቆን ያሬድ ጥዑመልሳን #ሎማዓንቲ ናይ መጨረሻ ፅንዓታት መዝሙር ካብ 11፡00 ሰዓት ጀሚሩ ክቕፅል እዩ። #ሰላም የራኽበና፡ ሠናይ ግዜ!

  • 16 апр.146из betesbhatbegena

    ሰላም ቤተሰብ ቤተ ስብሐት! ሀመይ ቐኒኻቱም? ዳግማይ ትንሣኤ ናይ ቤተ ስብሐት ተምሃሮና ስነ ስርዓት ተክሊል(መርዓ) ስለልፍፅሙታ ናይ በገና መዝሙርን ኻልኦት መዝሙራትን ንምቕራብ ተዓዲምና ኢና። #ፅንዓት ናይ በገና መዝሙራት ሎማዓንቲ 11፡00 ጀሚሩ ክህልየና እዩ ከይትተርፉታ! #ልኹለኻቱም ተመረቕቲ እዩ ካብ ቐዳማይ ክሳብ ሓምሻይ ዙር ተመረቕቲ። # ዳግማይ ትንሣኤ ጥራሕ ሰለስተ ልተፈላለየ መርዓ ስለለሎ ሓደራ ተኣኻኺብና ንምፃእ፡ ለይሰምዑታ መልእኽቲ ነባፀሐሎም። #ሠናይ ግዜ!