tgindex
አግኣዝያን (Agazian tigray)

አግኣዝያን (Agazian tigray)

Статистика

እዚ አግኣዝያን ትግራይ ሚድያ ቴሌግራም ቻነል እዩ!

Последний пост
9 июл.
Последнее чтение
15 авг.
Постов за неделю
0
Всего постов
24
Тип
открытый
Язык
ti
В каталоге с
15 авг.
Подписчики
1 102
0 за сутки
Сутки
0
0,00%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
336
24 постов
Вовлечённость
30,5%
к подписчикам
Постов в день
0,0
всего 24
Упоминаний
0
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
1/48двое суток
1/72трое суток

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • 📱 ናይ ሞባይል ካርዲ ናብ ኢትዮጵያ (ሳዋ ጥራሕ!) ​ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኮይንኩም ንደቂ ዓድኹምን ቤተሰብኩምን ብቕልጡፍን ብእሙንን መገዲ ናይ ሞባይል ካርዲ ክትሰዱ ትደልዩዶ? እምበኣር ሓደሽቲ ዋጋታትና ሒዝናልኩም መጺእና ኣለና! ​💰 ዝርዝር ዋጋታት ናይ ሳዋ ካርዲ (SAR) ናብ ኢትዮጵያ ዝኣቱ (ETB) 🔴 በዓል 20 ሳዋ ➡️ 400 ብር 🔴 በዓል 23 ሳዋ ➡️ 450 ብር 🔴 በዓል 35 ሳዋ ➡️ 550 ብር 🔴 በዓል 50 ሳዋ ➡️ 800 ብር 🔴 በዓል 115 ሳዋ ➡️ 1600 ብር 🔔 ብኸመይ ትልእኩ? ​ኣዝዩ ቀሊል እዩ! ነዞም ዝስዕቡ ሓበሬታታት ብዋትስኣፕ (WhatsApp) ጥራሕ ፈንዉልና፦ ​ናይቲ ዝዓደግኩምዎ ካርዲ ሞባይል ብፎቶ ​ካርድ ዝለኣኸሉ ናይ ቤተሰብኩም ስልኪ ቁፅሪ ​📞 ናይ ዋትስኣፕ ኣድራሻና፡ ​🟢 0590519833 ​🟢 0508258229 ​⚠️ ልቢ በሉ: ሳዋ ካርድ ጥራሕ ኢና ንልእኽ! ❤️

  • ፅዋታ ዋንጫ ዓለም ቀፂሉ ሎሚ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፅዋታ ፈረንሳይን ሰኔጋልን ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ 3-1 ተዛዚሙ። ኮኾብ ዓለምና ኪልያን ምባፔ 2 ጎል እንተቑፅር ባርኮላ ነታ ዝተረፈት ሸቶ ኣመዝጊብዋ ካብ ስዕረት ዘየድሓነት ጎል ሴኔጋ ድማል ኢብራሂም ምባየ ኣመዝጊብዋ። ቅድሚ ዕረፍቲ ክሕመ ዝፀነሐ ምባፔ ድሕሪ ዕረፍቲ ደሚቑ። #አግኣዝያን_ትግራይ_ሚድያ

  • 🛑 ሰበር ዜና ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብምኽንያት ጥሕሰት ሕጊ ፀረ-ዶፒንግ ናይ 4 ወርሒ እገዳ ተቐፂዓ። ብመሰረት ናይቲ ውሳነ፣ ኣብ 5 ታሕሳስ 2025 ካብ ውድድር ወፃኢ ብዝተገብረ ፍተሻ ኣብ ሰብነታ ናይ Letrozole ዝተባህለ ክልኩል ንጥረ ነገር ተረኺቡ። እቲ እገዳ ካብ 1 ሰነ 2026 ክሳብ 30 መስከረም 2026 ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ኩሎም ካብ 5 ታሕሳስ 2025 ጀሚሮም ዝተመዝገቡ ውፅኢታታ ውድድር ክስረዙ ተወሲኑ። ብተወሳኺ፣ ዝረኸበቶም ሜዳልያታት፣ ገንዘባዊ ሽልማታትን ካልኦት ጥቕማ ጥቕምን ክትመልስ የገድድ። መግለፂ ናይ በዓል ስልጣን ፀረ-ዶፒንግ ከም ዝሕብሮ፣ እቲ ጉዳይ ምስ ናይታ ኣትሌት ጥዕና ብሕክምና ዝተገበረ ፍቓድ ዝተኣሳሰር እኳ እንተነበረ፣ እቲ ዝተዋህበ ውሳነ ግን ናይ መወዳእታን ይግባኝ ዘይብሉን ምዃኑ ተገሊፁ። #አግኣዝያን_ትግራይ_ሚድያ

  • ሰላም! ወዮ ብዛዕባ ሃይማኖትን መራሕቲ ሃይማኖት ኣቦታትን ከይንዛረብ ከም ድፍረት ተሓሲቡ ካልእ ከይመስል ብዓብዩ ድማ ንሶም ምስ እግዚአብሔር ብፀሎት እናተማኸሩ ስለዝውስኑ ፈጣሪ ይሓግዞም ኢልና እምበር ሐዚ ዘሎ ሕትኽትኽ ካብ ባዕሎም ዘሊሉ ኣብ ሚድያ ልክዕ ከም ፖለቲከኛታት ትግራይ ነናይ ባዕሎም ማይክ ሒዞም ነናይ ባዕሎም ክትዕ ከቕርቡ ካብ ምርኣይ ዘሰክፍ የለን። መንበረ ሰላማ ክምስረት ከሎ ካብቶም መጀመሪያ ሰረት ሃገረ ትግራይ እዮም ተባሂሎም ተስፋ ዝተገበረሎም ትካላት ትግራይ ቀዳማይ እዩ። ነሱ ዓርሱ ኽኢሉ በቲ ዝተገበረሉ ተስፋ ልክዕ ሕግን ሕገ ቤተክርስቲያንን ኣኽቢሩ ምእመናን መናእሰይ ሰብሲቡ ስለሃይማኖቶም ክፈልጡ ካብኡ ሓሊፉ መራሕቲ ፓለቲካ ንዝገብርዎ ስሕተት ኮነ ጥፍኣት ንክእረሙ ክግስፅ ኣባጊዑ ክሕሉ ትፅቢት ዝግበረሉ ዝዓበየ ትካል ትግራይ እዩ። ሐዚ ግን ኩሉ ተስፋታትን፣ባህግታትን ህዝቢ ንጎኒ ገዲፉ ቱሓደ ነቲ ሓደ ክጠቓቐን ሕሉፍ ሓሊፉ ጉባኤ ክግበርኳ ንሓደ ጳጳስ እናፈለኻ ነቲ ሓደ እናዓደምካ ከም ፖለቲካ ሸቐጥ ተጀሚሩ። እቶም ኣብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ዝተሸጎጡ ሽቃጦ ድማ ሐዚ በብ ይጠቕመኒ እዩ ዝበልዎ ኣንፈት ተፀጊዖም ኣብዚ ሚድያ ክጠቓቐኑ ብፍላይ ኸዓ ኣብ ልዕቢ ኣቡነ ሰላማ ፀለመ ሓሶት ክጠቓቕኑ ንርኢ ኣለና። ግን ሐዚ እውን ለብሙ። ነዚ ንፅሕፍ ወይ ንዛረብ ለባማት ክንበሃል ወይ ክንላገፅ ዘይኮነ ካብቶም ወለድና ናይ መሬት ኮነ ናይ ሰማይ መንገዲ ዝመርሑና ወለዲ ኢልና ንትስፈየሎም ከምዚ ክመፅእ ስለዘይንፅበ እዩ። #አግኣዝያን_ትግራይ_ሚድያ

  • ቲክቶክ ካብ ናይ ኢትዮጵያዊያን ቲክቶኮራት 1,820,961 ቪድዮታት ከምዘጥፈ ገሊፁ። ቲክቶክ ናይ 2025 ራብዓይ ርብዒ ዓመት ሪፖርቱ ዕላዊ ዝገበረ እንትኸውን በዚ ድማ ሕጊ ደምቢ ቲክቶክ ብምጥሓሶም ዝተደምሰሱ በዝሒ ቪድዮታት ዘርጊሑ። ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ October - December ኣብ ዘለዉ ኣዋርሕ ኣብ መላእ ዓለም ልዕሊ 175ሚልዮን ቪድዮታት ከምዘጥፈአን ካብዚኦም እቶም 1,820,961 ናይ ኢትዮጵያዊያን ቲክቶኮራት ምዃኖም ሓቢሩ። #አግኣዝያን_ትግራይ_ሚድያ

  • ➡️ ኣብ ጭዋዳ ኢዱ እዝኒ ዝተኸለ ናይ ኪነ ጥበብ በዓል ሞያ!😁 👉ስቴላርክ ዝተብሃለ ኣወስትሪያላዊ በዓል ሞያ ኪነ ጥበብ ኣብ ጨዋዳ ኢዱ እዝኒ ብቀዶ ጥገና(ቀዲድካ ምፅጋን ብትግርኛ😁) ብምግጣም መነጋገሪ ኮይኑ ኣሎ። 👉እዚ ናይቲ እዝኒ ኣብ ጭወዳ ኢድ (Ear on Arm)ዝተብሃለ ፕሮጀክት ኣካል እንትኸውን ስርዓተ ኣፈጣጥራ ወዲሰብን ቴክኖሎጂን ዘለዎም ምትእስሳር ንምፍታሽ ኣብ ዝተገበረ ናይ 12ዓመት ፕሮጀክት ውፅኢት ሓደ ዩ። 👉እዚ ፍሉይ እዝኒ ዝተሰርሐ ካብ ናይ ስቴላርክ ህልዋት ስምዒት ሕዋሳት(living cells) ብዝተቐረፀ ምስሊ እንትኸውን ብናይ ሰለስተ ቀዲድካ ፅገና(ቀዶ ጥገና) ስፔሻሊስት ሓኻይም ፃዕሪ ኣብ ኢዱ ክቦቅል ዝተገበረ እዩ። 👉ስቴላርክ እቲ ዝተገጠመሉ 3ይ እዝኒ ድምፂ ናይ ምስማዕን ምትሕልላፍን ዓቕሚ ዘለዎ ኮይኑ እቶም ሰብ ሞያ ሕክምና ኣብቲ ሓዱሽ እዝኒ ውሽጢ ንእሽተይ ማይክሮፎን ብምእታው ድምፂ ብገመድ ኣልቦ ፈነወ ምትሕልላፍ ክኢሎም እዮም። 👉እዚ ናይ ኢድ ሓዱሽ እዝኒ ወዲ ሰብ ካብ ተፈጥራዊና ባዮሎጂካዊ ኣወቓቕራ ስርዓቱ ከይወፀ ብዘርፊ ሕክምና ምስ ቴክኖሎጂ ብምውህሃድ ተወሰኽቲ ስምዒት ሕዋሳት ምምዕባል ከምዝኽእል መርኣያ ተገይሩ ተወሲዱ ኣሎ። ከም ፀብፃብ EBC መዝናኛ ተርጓሚ Edul Hans ቴሌግራም 👉https://t.me/hmedul

  • 👉 ኣብ ፖስት ፒል ዘለው ዝተስሓሓቱ ግንዛበታት ግን ድማ ክነስተውዕሎም ዝግብኡ ሓቅታት 🩺 ዋላ ጥንሲ ይከላኸል ብስዲ ፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ግን ብፍፁም ኣይከላኸልን። 🩺 ድሕሪ ምውሳድ ፖስት ፒል ድቂ እንተተፈጢሩ ኣብ ጥንሲ ዘስዕቦ ፀገም የለን 🩺 ንዝተፈጠጠረ ድቂ ጠጠው ንምባል/ንምቁራፅ ኣይጠቅምን 🩺 መኻንነት ኣየምፅእን ምኽንያቱ ኣብ ሰዉነትና ንዝተወሰኑ መዓልትታት ጥራሕ ስለዝፀንሕ 🩺 ካብ ማህፀን ወፃኢ ጥንሲ ንክፍጠር ምኽንያት ኣይከውንን። 🩺 ኣስተውዕሊ:–ድሕሪ ምውሳድ ኣብ ውሽጢ 2 ስዓት እንተምሊሱኪ መሊስኪ ክትወስዲ ኣለኪ ዝተሰሓሓቱ ሓቅታት ንኽንፈልጦም እምበር ፖስት ፒል ብተደጋጋሚ ምውሳድ ከምዘይምከር ክንፈልጥ ኣለና። © ጥዕና ይሃበለይ

  • Before You can be at peace with others,you must be at Peace with your self ❤ #አግኣዝያን_ትግራይ_ሚድያ

  • ኣብ ዙርያ እቶም ቅኑዓት ሰባት ብዙሓት ቅኑዓት ኣለዉ። ነቶም ቅኑዓት ምስ ቅኑዓት ኢኻ ትረኽቦም። #አግኣዝያን_ትግራይ_ሚድያ

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

አግኣዝያን (Agazian tigray) — tgindex