tgindex
B

Binyam ZeChristos (ቢንያም ዘክርስቶስ)

Статистика

ከእውነት ማዕድ ተቆርሰው፣ ከጥሩ ምንጭ ተቀድተው፣ ለሕይወተ ሥጋ ወ ነፍስ የሚሆኑ፣ ወደ ክርስቶስ የሚጠቀልሉ ኦርቶዶክሳዊ ትሩፋቶችና፣ በኦርቶዶክሳዊ መነጽርነት የሚታዩ የተለያዩ እይታዎች ይቀርቡበታል።‼️ ኣስተያየት ለመስጠት => @ZeChristosComments_Bot

Последний пост
14 июл.
Последнее чтение
15 авг.
Постов за неделю
0
Всего постов
36
Тип
открытый
Язык
ti
В каталоге с
13 авг.
Подписчики
2 101
−2 за 4 дн.
Сутки
0
0,00%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
757
36 постов
Вовлечённость
36,0%
к подписчикам
Постов в день
0,0
всего 36
Упоминаний
0
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
1/48двое суток
1/72трое суток

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • #FREE_BISHOP_NATNAEL 📌Bishop Natnael was questioned after publicly opposing the forced recruitment of young people and specially church students. A court found no evidence that he had committed a political offense, yet the investigation has continued. 🔹 He remains under house arrest. 🔹 His mobile phones have been confiscated. 🔹 His movements are strictly restricted. 🔹 Visitors are not permitted to see him. 🔹 He is reportedly monitored, even while attending church services. 🔹 Authorities have reportedly begun examining his financial accounts as part of the ongoing investigation. ✅ We respectfully urge the international community, humanitarian agencies, diplomatic missions, and human rights organizations—including @UNOCHA and @USEmbassyAddis to pay close attention to the reported house arrest of Bishop Natnael in Aksum and to encourage respect for due process and fundamental freedoms. ‼️Justice. Human Dignity. Religious Freedom‼️ #FREE_BISHOP_NATNAEL #HumanRights #ReligiousFreedom #RuleOfLaw #FreedomOfExpression #StandForJustice

  • 3 июн.1 0436

    без подписи

  • 8 мая1 38910

    без подписи

  • 3 мая1 4546

    https://youtu.be/ZuU1sBD1F80?si=GjuNtzMXCv5cIT1U

  • 3 мая1 0731

    https://youtu.be/dT1AQLj7_q8?si=D0YKbonz9gvwaUpK

  • https://www.youtube.com/live/Ulq3MHw587U?si=6wAk4FUpCIH233Zv

  • 29 апр.770182из Official_Getesemani_Mariyam21

    ሰላመ ክርስቶስ ምስ ኩለና ይኩን! እንካዕ ናይ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በዓለ ልደታ( ማርያም ግንበት) ን ኣቡነ እንድርያስ በዓለ ልደቶምን ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፀሓና እናበልና እቲ ዝተለመደ ዓመታዊ ክብረ በዓል ብድምቀት ንክሓልፍ  ምድላዋትና ዛዚምና ንኣኩም ንፅበ ኣለና ይብል ኣሎ ናይ ደብርና ዳግማዊት ኣክሱም ጌቴሴማኒ ማርያም ዓዲ ሓውሲ ሰንበት ትምህርቲ ቤት ስለዚ ኩለና መፂና ናይቲ በዓል ተሳተፍቲ ንኩን ካብ ለይቲ ናይ ቤተ ክርስቲያን ሥርዓት ክሳብ ቅዳሴ ካብ ቅዳሴ ክሳብ ታቦት ምውፃእን ምእታውን ከምኡ ንተከታታሊ 4 መዓልቲ ዝፀንሕ ዓብዪ መርሓግብሪ ኣዳሊና ኣለና ምፁታ ንጎይታ ብሓባር ነገልግል🙏🙏 ወረብ ልምምድ ስለ ዘሎ ኣብተን ዝተረፋ መዓልትታት መፂና ንለማመድ #share #copy #story እናገበርና

  • 19 апр.1 01261

    📌 #ዳግማይ_ትንሳኤ (ፈፀምነ) ዳግማይ ትንሳኤ ማለት ጎይታ ንኻልኣይ ጊዜ ካብ ሙታን ተሲኡ ማለት ኣይኮነን። እኳ ደኣስ ንሓዋርያት ንኻልኣይ ጊዜ ተገሊፁ ትንሳኤኡ ዘረጋገፀሉ ስለዝኾነ ደኣምበር! እወ እቲ ጸሎት ኣይሰምዕን ዝተብሃለ ኢየሱስ ተገሊፁ! ጎይታ ምስተሰአ ነቶም ሰላሞም ተዘሪጉ፣ ገዝኦም ዓጽዮም ተኣኪቦም ዝነበሩ ሐዋርያት " #ሰላም_ንዓኻትኩም_ይኹን " ኢልዎም። እዚ ምስ በሎም ከኣ ኣእዳዉን ጎድኑን…

  • ✝ #ቀዳም - #ቅዱሳት_አንስት ✝ ❇️ ሎመዓንቲ ቀዳም #ቅዱሳት_አንስት ትበሃል። ቅድሚ ማርች 8 ዝነበረ መዓልቲ ደቂ አንስትዮ እዩ! ንጎይታ ይኽተልዎ ካብ ዝነበሩ 120 ሰባት እተን 36 ቅዱሳት አንስት ይበሃላ፤ ኣብ ዝወዓሎን ዝሓደሮን ብገንዘብን ምግቢ ብምድላውን የገልግላ ዝነበራ እየን። «ካብ ርኹሳት መናፍስትን ካብ ሕማምን ዝሐወያ #ብዙሓት_ኣንስቲ ድማ ነበራ፡ ሾውዓተ ኣጋንንቲ ዝወጹላ እታ መግደላዊት…

  • ✅ #ዓርቢ ~ #ቤተክርስቲያን (ሰሙነ ትንሣኤ) ✅ 📌ሎመዓንቲ ዓርቢ #ቤተ_ክርስትያን እንትበሃል ‹ቤተ ክርስቲያን› ዝብል ቃል (ብግሪክ - አክሌስያ/Ecclesia) ኣብ መጽ/ቅዱስ 2 ትርጉም አለዎ። 1ይ) ≥2 ዝኾኑ ክርስቲያን ምዕመናን ኣብ ዝኾነ ቦታ ብስም ክርስቶስ ተኣኪቦም ዝገብርዎ መንፈሳዊ #ሕብረትን_ጉባኤን ቤተክርስትያን ይበሃል። (ግብሪ 5:11)። 2ይ) ክርስቲያን ብሓደ ኾይኖም ንአምልኾ ዝእከቡሉ…

  • ‼️ #ንኣዳም_ንከድሕን_ግድን_ድዩ_ክመውት? ‼️ ✝ካብ ሙስሊም ኣሕዋትና ዝቐርብ ልሙድ ተቓውሞኣዊ ሕቶ እዩ "ኣብ ሰማይ ኾይኑ ከድሕነና ስለዘይኸኣለ ድዩ ወሪዱ ምሟት ዘድለዮ?" ዝብል። መልስና ድማ "ንዓና ክብል እንተይሞተ ከድሕነና ኣይኽእል፣ ምኽንያቱ ጎይታ ቃሉ/ፍርዱ ስለዘይዓፅ" ንብል። ምኽንያትና ክነቕርብ። #ውድቀትን_ፍርድን:- ጎይታ ንኣዳም "ነዚኣ እንተበሊዕኻ ሞት ትመውት" ስለዝበሎ (ዘፍ 2:17)…

  • ❇️ #ሓሙስ ~ #ኣዳም ❇️ 📌 ሎመዓንቲ ሓሙስ #አዳም እናተብሃለት ትጽዋዕ። አዳም ማለት ምልኩዕ፣ ፅቡቕ፣ ቆንጆ ከም ማለት ኾይኑ፣ እግዚአብሔር አምላኽ 22 ፍጥረታት ብ3 መንገዲ [ በአርምሞ/ብሱቕታ፣ በነቢብን/ብምንጋርን ፣ በገቢር/ብምስራሕን ] ኣብ 6 መዓልቲ እንትፈጥሮም፣ ብኢዱ ካብ ምድሪ ሓመድ ጠፍጢፉ፣ ካብ 4 ባህርያተ ስጋ (ነፋስ፣ ሓዊ፣ ማይ፣ መሬት) ካብ 3 ባሕርያተ ነፍስን (ነባቢነት/ተናጋሪነት…

  • 🚫 #ረቡዕ - #አልአዛር (ሰሙነ ትንሣኤ) 🚫 ✝ ድሕሪ ትንሳኤ ዘላ #ረቡዕ ዕለት #ኣልኣዛር ትበሃል።  አልዓዛር ፈታዊ ክርስቶስ ዝነበረ፣ ማርታን ማርያምን ዝበሃላ ኣሕዋት ዝነበርኦ እንትኸውን፣ ክርስቶስ «ፈታዊኻ ኣልኣዛር ሞይቱ» እንትብሉዎ #ንመጀመርያ_ጊዜ_ዝበኸየሉ ሰብ እዩ። (ዮሓ11፡ 38-46) ኣልኣዛር ሞይቱን ተቐቢሩን 4 መዓልቲ ምስፀንሐ እውን ካብ መቓብር ጸዊዑ ጐይታ ዝተስኦ ሰብ እዩ። ብዙሓት…

  • ✝. #ሰሉስ - #ቶማስ  ✝ 🚫ሰሉስ መዓልቲ ቶማስ (ዲዲሞስ) ተባሂላ ትጽዋዕ። ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰንበት መዓልቲ ሓዋርያት ፈሪሖም ኣብ ዝተኣከቡሉ  ብዕጹው ማዕጾ ኣትዩ «ሰላም ንዓኻቱም ይኹን» ብምባል ትንሳኤኡ ክገልፀሎም እንተሎ ኣብ ሞንጎኦም ቶማስ ኣይነበረን። (ዮሐ 20:24) ብክርስቶስ ተስፋ ቖሪፁ፣ ሐዋርያነቱ እውን ገዲፉ ንክኸድ ሓሰበ። ትንሳኤኡ ዝረኣዩ ሐዋርያት እውን ጎይታ ከምዝተሰአ…

  • ‼️ #ሰኑይ ~ ~ ~ #ማዕዶት ‼️ (ካብ ትንሳኤ ክሳብ  ዳግማይ ትንሳኤ) ✝ካብ ትንሳኤ ክሳብ ዳግማይ ትንሳኤ ዘለዋ መዓልትታት ነናይ ባዕለን ስያመን ትርጉምን ዘለወን እየን። በዚ መሰረት ፅባሕ ሰኑይ ማዕዶት ተባሂላ ትጽዋዕ። #ማዕዶት_ማለት_ምስግጋር ማለት ኾይኑ፣ ጎይታ ብዕለተ ዓርቢ ብኣካለ ነፍስ ናብ ሲኦል ወሪዱ ንኹሎም ነፍሳት «ሰላም ንዓኻቱም ይኹን» ብምባል ካብ ሲኦል ናብ ገነት፣ ካብ ጸልማት…

  • ‼️ Χριστός ἀνέστη - Christos Anesti - Christ is Risen - ክርስቶስ ተንስአ‼️