tgindex
ማ/ስ/ቅ/ቅ/ማርያምካቴድራል(ማርያም ጉግሣ)ቤት ት/ቲ ሰንበት

ማ/ስ/ቅ/ቅ/ማርያምካቴድራል(ማርያም ጉግሣ)ቤት ት/ቲ ሰንበት

Статистика
Последний пост
13 авг.
Последнее чтение
13 авг.
Постов за неделю
3
Всего постов
22
Тип
открытый
Язык
und
В каталоге с
13 авг.
Подписчики
335
−1 за 2 дн.
Сутки
0
0,00%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
191
22 постов
Вовлечённость
57,0%
к подписчикам
Постов в день
0,4
всего 22
Упоминаний
0
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
56
1/48двое суток
64
1/72трое суток
69

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • "ንዑ ናይ ኣቦይ ብሩኻን! ጠምየ ኣበሊዕኹምኒ፡ ፀሚአ ኣስቲኹምኒ፡ ዓሪቐ ኸዲንኹምኒ..." (ማቴ 25፡34-36) ✨ ​ንጽጉማትን ነዳያንን ምምጋብን ምሕጋዝን ናይ እግዚኣብሔር ዓቢይ ትእዛዝን ናይ በረኸት መገዲን እዩ። እዞም ኣብዚ ቅዱስ ግልጋሎት ሕጉሳት ኮይኖም ዝሳተፉ ዘለው ብሩኻት ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ናይዚ ዓቢይ ቃል ህያው ምስክራት እዮም። ​እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንግልጋሎቶምን ንደኻሞምን ይባርኸሎም፤ ንዓና እውን ኣብዚ ናይ በረኸት ስራሕ ክንሳተፍን ንጽጉማት ወገናትና ደገፍ ክንኮንን ልቦናን ዓቕምን ይሃበና! 🙏🕊️ ​🤝 ንሕና እውን ናይዚ በረኸት እዚ ተኻፈልቲ ንኹን!

  • መደብ ምግባረ ሠናይ ማ/ስ/ቅ/ቅ/ማርያም ካቴድራል ቤት ትምህርቲ ሰንበት ​«ጐይታ ድማ፡ “ሕራይ፡ ንስኻ ሕያዋይን እሙንን ባርያ፡ ብውሑድ ተኣሚንካ ኢኻ እሞ፡ ኣብ ብዙሕ ክሾመካ እየ፡ ናብ ሓጐስ ጐይታኻ እተው” በሎ።» (ማቴዎስ 25፥21) ​መዓልታዊ መደብ መተሓባበርቲ ​ሰንበት (ንጉሆ 1:00 - 3:00) ​ሰይፈ_ሚካኤል ቦኽረ_ጽዬን ​ፊልሞን መልካሙ ​ገነት ኣክሊሉ ​ቤቴልሔም ፍስሃ ​ሰኒ (ሰዓት 5:30 - 9:15) ​ዲ/ን ሓበን ሓጎስ ​መድኃንየ ዘዉዴ ​ኣሮን ተወልደ ብርሃን ​ሰሉስ (ሰዓት 5:30 - 9:15) ​ሰላም ኣርኣያ ​ዳግማዊት ፋሲል ​ይዲድያ መሓሪ ​ረቡዕ (ሰዓት 5:30 - 9:15) ​ቕሳነት ተወልደ ​ኣርሴማ ሰለሞን ​ሓሙስ (ሰዓት 5:30 - 9:15) ​ስምዖን ገ/ሚካኤል ​ያዕቆብ ገ/ሚካኤል ​ዳናይ ታየ ​ዓርቢ (ሰዓት 5:30 - 9:15) ​ቤቴልሔም ፍሰሃ ​ፍረ_ወይኒ ኪነ ጥበብ ​ርግበ ኪነ ጥበብ ​ቀዳም (ንጉሆ 1:00 - 3:00) ​ሜላት ተስፋይ ​ኣክሱም ኪነ ጥበብ ​ኣርሴማ ኪነ ጥበብ ኣብዚ ሠናይ ተግባር ክትሳተፉ ትደልዩ ብ +251914004217 ይርከቡና።

  • Share ንግበራ ደቅ ዓበይቲ

  • ሰላም ልተኸበርኹም ናይ ሰ/ት/ቤትና አባላት እንካዕ ላብ ናይ እምበይትና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆመ ፍልሰታ ብሰላም አብፀሐኹም እናበልና ካብ ሶኒ ዕለት 4/12/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 6/12/2018 ዓ/ም ልተኻታታሊ ሰለስተ መዓልቲ ልፀንሕ ዓብይ ናይ ሱባኤ ጸሎት መርሃ ግብሪ አዘጋጂና አለና ካብ 9:30 ጀሚርና ኹላትና አባላትን አብዚ ሱባኤ ክሳተፉ ልደልዩ አሕዋት ሒዝና ናይዚ ዓብይ ናይ በረከት ፀሎት ንኽትሳተፉ ብስም ሰ/ት/ቤት ንፅውዕ ፍፁም ሰላምን ሓድነት ንህዝብና ፀልዩ በእንተ ሰላም

  • እዚ መልእኽቲዚ ንብዙሓት ንክበጽሕ SHARE ብምግባር መንፈሳዊ ግዴታና ንዋፃእ 🙏✨

  • ብድጋሜ እንኳዕ ልፆመ_ፍልሰታ ኣብጸሐና!! ​✨ ንዕለተ ዓርቢ ዝተመደቡ መተሓባበርቲ፦ ካብ ሰዓት 5:30 - 9:15 ​ያሬድ ገ/ሥላሴ ​ቕሳነት ተወልደ ​ኣርሴማ ሰለሞን ል ቀዳም:- 1:00 - 2:30 . መድኃንየ ዘዉዴ . ሜላት ተስፋይ . ሳይሞን ገ/ሥላሴ ​✨ ኣብዚ ናይ በረኸት ስራሕ ክትሳተፉን ሓገዝ ክትገብሩን እትደልዩ፡ ​ብቴሌፎን/ብቀጥታ: 0914004217 0914203032 0914129650 ​ብቴሌግራም (Text): +251 914004217 ​ብምድዉል ወይ መልእኽቲ ብምልኣኽ ክትሳተፉ ብፍቕሪ ንዕድም። ​"ንነዳይ ዝምሕር ንእግዚኣብሔር ይልግስ፡ ንሱ እውን ጽቡቕ ግብሩ ይፈድዮ።" (ምሳሌ 19:17) ​በረኸት ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኹን!

  • ምጽዋትን አድርጉ ! ማቴዎስ 6 ፥ 2-4 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ 👉 እንግዲህ ምጽዋት ስታደርግ፥ ግብዞች በሰው ዘንድ ሊከበሩ በምኩራብ በመንገድም እንደሚያደርጉ በፊትህ መለከት አታስነፋ፤ እውነት እላችኋለሁ፥ ዋጋቸውን ተቀብለዋል። 👉 አንተ ግን ምጽዋት ስታደርግ ምጽዋትህ በስውር እንዲሆን ቀኝህ የምትሠራውን ግራህ አትወቅ፤ በስውር የሚያይ አባትህም በግልጥ ይከፍልሃል። +++++++++++++++++++++++++ ይህንንም አውቀን ከመቶ አስር ( 100/10 ) የእግዚአብሔርን ለእግዚአብሔር እንሰጥ ዘንድ አንሰስት እላለሁ :: 🙏🙏🙏             + ገዳማውያን +

  • ብዚ መሠረት ናጋ ልናይ ምግባረ ሠናይ ልጠቅም ዳስ ምሰራሕ ስለለሎ ኹለና ደቂ ተባዕትዬ ልክዕ ሰዓት#11:00 ንረኸብ። ካብ ዓርቢ ጀሚርና ኹላትና ኣባላት በቢ ልተመደብናዬ መዓልትን ሰዓትን ኣብቲ ዳስ ብምርካብ ልመፀ ሓገዛት ብምቕባል መንፈሳዊ ግዴታና ንዋፃእ። ኣብዚ ሠናይ ተግባር ልክትሳተፉታ ድልየት ለለኩም +251914004217 ብዚ ስልኪ የፍልጡና። "ንምስኪንን ድኻን ዝሓስብ ብፁእ እዩ፤ እግዚአብሔር ካብ መከራ ከድሕኖ እዩ እሞ።" (መዝሙር 41፡1)

  • ​በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ  ፩ አምላክ አሜን! ​ዝኸበርኩምን ዝፈተውኩምን ኣባላት ቤት ትምህርቲ ሰንበትና፡ ​እንካዕ ንፆመ ፍልሰታ ማርያም ብሰላም ኣብጽሐና/ኣበጽሐክን። ​ፆም ናይ ጸሎትን ንስሐን ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ናይ ርሕራሔን ናይ ምጽዋትን ወቕቲ እዩ። ቅዱስ ያዕቆብ ኣብ መልእኽቱ "እምነት ብዘይ ግብሪ ምስታ ዝሞተት እያ" (ያዕቆብ 2:17) ከም ዝበሎ፡ እዚ ናይ ፆም ወቕቲ ቁርስናን ዘሎናን ንዝተፀገሙ የሕዋትና ብምክፋል እምነትና ብግብሪ እንገልጸሉ ብሩኽ እዋን እዩ። ​ስለዚ ናይ ማ/ስ/ቅ/ቅ/ ማርያም ካቴድራል ቤት ትምህርቲ ሰንበት ብምኽንያት እዚ ብሩኽ ፆም፡ ንዝተፀገሙ ወገናትና ሓገዝ ንምእካብ ተበግሶ ወሲዱ ኣሎ። ኩልና ኣባላት፣ ምእመናንን ሰብ ሃፍትን ኣብዚ ሰናይ ግብሪ ብገንዘብ፣ ብምግቢ፣ ብክዳውንቲ ወይ ብጉልበት ብምሳትፍ በረኸት እመቤታና ክንቅበል ብስም እግዚኣብሔር ንፅውዕ። ​✨ ኣብዚ ናይ በረኸት ስራሕ ክትሳተፉን ሓገዝ ክትገብሩን እትደልዩ ​ብቴሌፎን/ብቀጥታ:  0914004217 0914203032 0914722413 ​ብቴሌግራም (Text): +251 914004217 ​ብምድዉል ወይ መልእኽቲ ብምልኣኽ ክትሳተፉ ብፍቕሪ ንዕድም። ​"ንነዳይ ዝምሕር ንእግዚኣብሔር ይልግስ፡ ንሱ እውን ጽቡቕ ግብሩ ይፈድዮ።" (ምሳሌ 19:17) ​በረኸት ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኹን!

  • ✨✨ "ድብርት'ን ጭንቀትን ዝምንጭው ፡ ኣእምሮና ካብ መጠን ንላዕሊ ክርበሽ ከሎ እዩ። እዚ ዝኽሰት ድማ ብስንፍና ፡ ከንቱ ነገራት ብምውራይ ፡ ወይ ድማ ካብ መጠን ንላዕሊ ብምምጋብ እዩ.."                       ✍ ማር ይስሐቅ

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи

  • без подписи