Messebo Cement Factory PLC
Статистика- Последний пост
- 25 июн.
- Последнее чтение
- 14 авг.
- Постов за неделю
- 0
- Всего постов
- 21
- Тип
- открытый
- Язык
- und
- В каталоге с
- 14 авг.
- 1/24сутки в ленте
- —
- 1/48двое суток
- —
- 1/72трое суток
- —
Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.
Посты
без подписи
без подписи
без подписи
ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዓወት ኣመዝጊባ ▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭▬▭ ሎመዓንቲ ዕለት 18/10/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክሌታ ኢትዮጵያ፣ ጋንታ ብሽክሌታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘኹርዕን ብሉፅን ዓወት ኣመዝጊባ እያ። ኣብቲ 26.91 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ናይ ጁኒየር ደቂ ተባዕትዮ ውልቀ ክሮኖ ሜትር (ITT) ውድድር፡ ተቐዳደምቲ ጋንታና ንመላእ ተወዳደርቲ ብምብላፅ ነቲ ውድድር ብዓብላሊ ፀብለልታ ዛዚመምዎ ኣለዉ። ብፍላይ ሻምፒዮን ናይዚ ውድድር ዝኾነ ጆናት ገብረስላሴ ነቲ ርሕቀት ብ 00:34'57:29 ብምዝዛም፣ ኣብ ሰዓት ብማእኸላይ 46.7 ኪ/ሜ ብምጉዓዝ ፍሉይ ብቕዓት ኣመዝጊቡ እዩ። ደረጃን ውፅኢትን ተቐዳደምቲ ጋንታ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ፦ 🥇 1ይ - ጆናት ገብረስላሴ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) — 00:34'57:29 | ፍጥነት፡ 46.7 ኪ/ሜ 🥈 2ይ - ሚኪኤለ ገረዚሄር (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 4ይ - ተመስገን ፍትዊ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 7ይ - ኒቆዲሞስ ታደሰ (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) 🏅 11ይ - ደጀን ቀለም (ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ) face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
без подписи
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ፍርያት ንምጅማር ምድላዋቱ ወጊኑ! ==================================== ብሰንኪ ሕፅረት እታወት ሕመት እምኒ (coal) ን ኣዋርሕ ፍርያቱ ተኣጓጒሉ ዝፀንሐ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠሞ ፀገማት ፈቲሑ ኣብ ቀረባ እዋን ስሩዕ ፍርያቱ ንምጅማር ዘኽእሎ ምድላዋቱ ከም ዝወገነ ንክቡራን ዓማዊልና ክንገልፅ ንፈቱ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ብምኽንያት ምውሳኽ ዋጋ እታዎታት ምህርቲ ኣብ መሸጢ ምህርትና ወሰኸ ዋጋ ከምዝገበርና እናፍለጥና ሲሚንቶ ዓዲግኩም ሲሚንቶ ዘይፀዓንኩም ዓማዊልና በቲ ዝተገበረ ወሰኽ ዋጋ ምስትኽኻል ክፍሊት ወጊንኩም ክትፀንሑ እናሓበርና ዝርዝር ወሰኽ ዋጋ ኣብ ዕላዊ ሰሌዳ ማርኬቲንግን ማሕበራዊ ገፅ ፋብሪካና ክንጥቀዐልኩም ምዃንና ንሕብር ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
без подписи
без подписи
#መጠቓለሊ ግጥማት ውድድር ኩዕሶ እግሪ #ፅዋዕ_መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ሻምፒዮን ትግራይ ፅዋዕ መሰቦ ቀዳማይ ዲቪዥን 2018 ኮይና። 24 ጋንታታት ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን እንዳካየደኦ ዝነበረ ብፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝመወሎ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ፡ ካብ ሰለስቲኡ ምድብ ብሉፃት 8 ናብ መጠቓለሊ ግጥማት ሓሊፈን ካብ ዝሓለፈ ሰንበት ጀሚረን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ፀወተአን እንዳካየዳ ድሕሪ ምፅናሕ ሻምፒዮን ትግራይ ፅዋዕ መሰቦ 2018 ንምፍላይ ፀወታ ፍፃመ ተካይዱ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንፖሊስ ዋልታ ትግራይ 1ን0 ብምስዓር ሻምፒዮና እቲ ዉድድር ኮይና ዛዚማ። ብርክት ዝበሉ መፍቀርቲ ስፖርትን ደገፍቲ ክልቲኤን ጋንታታት ኣብ ዝተረከብሉ ፀወታ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ቅድሚ ዕረፍቲ ብዘቁፀሩዋ ሸቶ እያ ተዓዊታ። ንተዓዋቲት ጋንታ ድማ ሽልማት ፅዋዕ ሜዳሊያን ገንዘብን ተበርኪቱ። ንደረጃ ኣብ ዝተካየደ ፀወታ ሽራሮ ንጋንታ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ 2ን0 ብምስዓር ሳልሰይቲ ኮይና ዛዚማ። ንካልኣይትን ሳልሰይትን ዝወፃ ጋንታታት ዉን ሽልማት ሜዳሊያን ገንዘብን ተበርኪቱ እዩ። # ዳኒኤል ወርቅልኡል face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
без подписи
ብኣሰናዳእነት ፌደሬሽን ብሽክሌታ ትግራይ ብስፖንሰር ባንኪ ወጋገን ዝካየድ ዘሎ ውድድር ሻምፒዬና ብሽክሌታ ትግራይ ኦሎምፒክ ሲስተም ቀፂሉ ሎማዓንቲ ኣብ ከተማ መቐለ ስራዋት መበገሲን መዛዘምን ዝገበረ 31 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ኮርስ ደቂ ተባዕትዬን 25 ኪ/ሜ ዝሸፈነ ኮርስ ናይ ግሊ ሰዓት ሙከራ ውድድር ተኻይዱ ። ተወዳዳራይ ጋንታ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ተመስገን ፍትዊን ተወዳዳሪት ጋንታ ትራንስ ኢ/ያ ኣብረሀት ገ/ሚካኤል ተዓዊቶም ።
ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1447 ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብፀሓኩም ብምባል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ። ዒድ ሙባረክ! face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
без подписи
ኣብ ሓፂር እዋን ትደምቕ ዘላ ኣትሌት ስምረት በርሀ ! =============================== ኣብ ጋና ከተማ ኣክራ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 24 ሻምፒዮና ኣፍሪካ ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዝኾነት ኣትሌት ስምረት በርሀ ኣብ ሓፂር ግዘ ንሃገር ብምውካል ብ15/05/2026 ኣብ ዝተገበረ 10,000 ሜትር ውድድር ምስ ብዙሕ ልምዲ ዘለወን ኣትሌታት ተወዳዲራ 5ይ ደረጃ ሒዛ ተሸላሚት ዲፕሎማ ኾይና ። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
без подписи
без подписи
без подписи
без подписи
#ቀዳማይ_ዙር_ውድድር_ኩዕሶ_እግሪ_ፅዋዕ_መሰቦ_ተዛዚሙ 24 ጋንታታት ትግራይ ኣብ ሰለስተ ምድብ ተመዲበን ከካይደኦ ዝፀነሓ ቀዳማይ ዙር ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፅዋዕ መሰቦ ቐዳማይ ዲቪዥን ጋንታታት ትግራይ 2018 ተዛዚሙ ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ውድድር ፖሊስ ትግራይ ዋልታ ምስ ቀመር ልቃሕን ዕቋርን ፀዋተአን ዘካየዳ ኰይነን 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ጋንታ ፖሊስ ትግራይ ዋልታ ብዘዋህለሎቶ ድምር ውፅኢት ሻምፕዮን እቲ ምድብ ኰይና። ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፀዋታ ዝተረኸቡ ኣካያዲ ስራሕ ስሚንቶ ፍብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ኣይተ ክብረኣብ ተወልደ ፋብሪካ መሰቦ ንዕብየት ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ዝጀመሮ ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም። face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR Telegram - https://t.me/messeboCementPLC X (Twitter )- @messeboC Website -https://www.messebocement.com/ #ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ #ፅርየት_ብተግባር
без подписи