tgindex
3ይ ዙር ሰብዓ ካሬ ዋና ቻናል

3ይ ዙር ሰብዓ ካሬ ዋና ቻናል

Статистика
Последний пост
14 июн.
Последнее чтение
15 авг.
Постов за неделю
0
Всего постов
21
Тип
открытый
Язык
ti
Категория
Новости и СМИ (по похожим)
В каталоге с
14 авг.
Подписчики
2 463
−5 за 3 дн.
Сутки
−3
−0,12%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
2 840
21 постов
Вовлечённость
115,3%
к подписчикам
Постов в день
0,0
всего 21
Упоминаний
0
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
1/48двое суток
1/72трое суток

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • 14 июн.2 222339

    ብዛዕባ እቲ ናይ ሎሚ ዘተ ኣባላት #3ይዙር70ካሬ ከተማ መቀለ ብኣባላትን ላዕሎዎት ፈጸምትን እዚይ ማሕበር ዝተወሰነ ውሳነ ምፍላጥ ይምልከት!!! ብኣባላት ÷ ብኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ መቀለን ብዝተፈላለዩ ኣካላትን ይውኃቡ ንዝነበሩ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝግባእ መብራህርሂ ብኣመራርሓ ጥምረት ተዋሂቡ ኣሎ።#ጽማቅ ናይቲ ዝተውኃበ መብርሂ ከም ዝስዕብ ይኸውን:- 1.መንግስቲ ንኣባላት እዚይ ጥምረት ብዝኣተዎ ግዴታን ከም መጠን ንዜጋታት ዘመሓድር ኣካልን እዚይ ንልዕሊ 8+ ዓመት መፍትሒ ከይረኸበ ጠጠው ኢሉ ዘሎ ውራይ ቅድም ቀዳድም ጠመተ ሂቡ ንክፈትሐልና ሐዚ እውን ቃልስና ክነሐይል  ከም ዝግባእ። 2.ምምሕዳር ከተማ መቀለ ኣባላት እዚይ ጥምረት ማሕበራት #3ይዙር70ካሬ_ኣፓርታማ ንክቅበሉ ፍቃደኛታት እንተኾይኖም ናብ ተግባር ንክኣቲ ከም ዝወሰነ Official ወይም ስሩዕ ብዘይኾነ ኣገባብ ምዝራቡ ከምዘሎ ኾይኑ እንተኾነ እዚይ ምምሕዳር ብመሰረት ዝሓዞ #መንግስታዊ ትልሚ ንማሕበራት #ኣፓርታማ ክህብ እንተደልዩ መዓዝ ክህብ ከም ዝደለየ ÷ ብኸመይ ክስራሕ ÷ ብመን ክስራሕ ÷ ንክንደይ ማሕበራት ክህብ ሓሲቡ ብመሰረት ዝተውኃቦ ሓላፍነት ባዕሉን ባዕሉን ጥራሕ ክውስንን ክፍጽምን እምበር ኣንሕና ኣባላት ፈቀድትን ከልከልትን ከም ዘይኾና ÷ ንዓና ከም ምኽንያት ንምግባር ዘቅርቦ ዘሎ ኣገላልጻ ትክክል ከም ዘይኮነ ዝግባእ መብርሂ ተዋሂቡ ኣሎ። 3.ከም ኣባላት እዚይ ጥምረት ግን ሐዚ እውን ብዝተወደብናሉ መምርሕን በቲ ዝተወደብናሉ ዓለማታትን መሰረት ኣብ ዝሓጸረ እዋን ዘለና ጸገም መንበሪ ገዛ መፍትሒ ንክንረክብ ሐዚ እውን ሕቶና ናብ መንግስቲ ትግራይ ምቅራብ ከም እንቅጽል ተወሲኑ ኣሎ። ኣብ መወዳእታ:- ኹሉ ኣባልና ክፈልጦ ዘሎወ ነገር እንተኃሎው ዝጀመርናዮ ፍትሓዊ ሕቶ ጸገም መንበሪ ገዛ መሊኡ ስለዘይተፈተሐ ቀጸልቲ ጉዕዞታት ንምክያድ ፋናንሻዊ ሓቅሚ ማሕበር ንምጥንኻር ቀዲሞም ኣታዊ ገይሮም ንዝጸንሑ 50ቅርሺ ንሓደ ኣባል 1000 ቅርሺ ድማ ከም ማሕበር እስካዕ እዛ ሰዓት ኣታዊ ዘይገበሩ ድማ ሓደ ኣባል 100 ቅርሺ ከም ማሕበር ድማ 2000 ቅርሺ #ጥራሕ ናብዞም ዝቅጽሉ ናይ ጥምረት ኣመራርሓ #3ይዙር70ካሬ ከተማ መቀለ ሒሳብ ቁጽሪ ካብ ሎሚ 07/10/2018ዓ/ም ጀሚርኹም :- 1.ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ 👉00312722007_46 2.ዓለም ለኸ ባንኪ ወጋገን 👉1057030230301 ኣታዊ ክትገብሩ,ብስም ኣመራርሓ ጥምረት ማሕበርናን ኣባላትናን ጻውዒተይ ከቅርብ ይፈቀደለይ። ሕብረት ሓይሊ እዩ። Unity is strength!!! #ብWaereb_Times #ናይ_ቴለግራም_ቻነልና_ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 14 июн.1 9662

    без подписи

  • 14 июн.1 9622

    без подписи

  • 14 июн.1 9492

    без подписи

  • 14 июн.1 8902

    без подписи

  • 14 июн.1 8972

    без подписи

  • 14 июн.1 970162

    ምስልታት ካብ ቤተ አብርሃም አደራሽ #ናይ_ቴለግራም_ቻነልና_ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 14 июн.1 76215

    እቲ ዘተ ክጅምር እዩ ስለዚ ኣብ ከተማ መቐለ ዘለኹም ኣባላት ምፁታ  🙏 #ባራኪ

  • 10 июн.2 114264

    ፃውዒት መድርኽ ዘተ #ሰንበት_ዕለት_7_10_2018_ዓ/ም #ሰዓት_3:00 #ንጉሆ_ኣብ_ኣዳራሽ_ቤተ_ኣብርሃም_ኹሉ_ኣባል_ንክርከብ_ተፀዊዑ_ኣሎ። ==============================ሰላማት ኹልኹም ኣባላት 3ይ ዙር 70 ካሬ ከተማ መቐለ ከመይ ቐኒኻቱም። ብዛዕባ እቲ ዘለና ሕቶ መንበሪ ገዛ መስርሒ ቦታ ኣመልኪቱ ክሳብ ሐዚ ስሩዕ ብዝኾነ ኣገባብ ዘዐግብ መፍትሒ ኾነ ግብረ-መልሲ ንዝሓለፉ 8 ዓመታት ከይተወሃበና ምፅንሑ ይፍለጥ እዩ። እንተኾነ ኣብዚ ቐረባ ግዜ ምምሕዳር መቐለ ንተጠቀምቲ ኣፓርታማ ክህብ እየ ኢሉ ብዝብል ብኣባላትና ዝተፋላለዩ ርኢቶት ይሃቡ ከምዘለው ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰንበት በቴለግራም ኣብ ዝነበረና ኣኼባ ብሰፊሑ ተገሊፁ እዩ። ከም ኣመራርሓ እዚ ጥምረት ኣብዚ ዝተለዓለ ሕቶታት መብርሂ ዝሃብና ኾይኑ ነዚ ናይ ኦንሊየን ኣኼባ ንምስታፍ ዕድል ዘይረኸቡ ኣባላትና ብኣካል ተራኺብና ምዝታይ ኣድላይ ኾይኑ ስለዝረኸብናዮ ንዝቕፅል ሰንበት ዕለት 7/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ኣብ ኣዳራሽ ቤተ ኣብርሃም ኹሉ ኣባል ንክርከብ ተፀዊዑ ኣሎ። #ኣመራርሓ_ጥምረት #ናይ_ቴለግራም_ቻነልና_ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 6 июн.2 450214

    ፅባሕ 30-09-2018 ዓ ም ንጉሆ 4:00 ሰዓት ኣብ ቴሌግራም ቻነል ቀጥታ ተራኺብና ክንዝቲ ኢና። #ኣመራርሓ_ጥምረት #ናይ_ቴለግራም_ቻነልና_ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 4 июн.2 790475

    ‎ሰላማት ኹልኹም ኣባላት 3ይ ዙር 70 ካሬ ከተማ መቐለ ከመይ ኣለኹም። ከም ዝፍለጥ ከም ናይ ዚ 3ይ ዙር 70 ካሬ ንዝሓለፈ 8 ዓመት ንዝፍፀመልና ዘሎ በደል ብዝተፋላለዩ ኣገባባት ድምፅና እናስማዕና ዘለና ኾይኑ እንተኾነ ዘዝመፀ መንግስታዊ ምሕዳራ ነቲ ናትና ፀገም ከም ቀንዲ ውራዩ ሓሲቡ መፍትሒ ከምፅአልና ኣይተረአየን። ሐዚ እውን እንተኾነ እዚ ናትና ሕቶ ምስ ዝኾነ ፖለቲካዊ ሕቶ ምትእስሳር ዘይብሉ፣ ዝኾነ ኣብዚ ዓድና ምምሕዳር ህዝቢ ተረኪበ ከማሓድር እየ ዝብል ኣካል ነዚ መሰረታዊ ሕቶና ንምፍታሕ ናይ ቐዳምነት ቐዳምነት ውራዩ ክገብሮ ኣለዎ ኢልና ስለ እንኣምን መቐፀልታ ናይቲ ክነካይዶ ዝፀናሕና ምንቅስቓስ ኹሉ ኣባልና ንሰንበት ዕለት 30/09/2018 ዓ/ም ፀዊዕና ኣብ ዘሎ ህልዊ ኹነታት ሕቶ መንበሪ መስርሒ ቦታ ክንዘራረብ ሓሲብና ንግዚኡ ኣዳራሽ ክንረክብ ኣይኸኣልናን። በዚ ኣጋጣሚ ንኹሉ ኣባልና መአከቢ ዝኾን ኣዳራሽ ብተመጣጣኒ ዋጋ ዘካርየና ወይ ደማ ስፖንስር ክኾነና ዝኽእል እንተሃሊዩ ዝኾነ ኣባልና ክሕብረልና፣ እዚ ዘይከኣል እንተኾይኑ ደማ ኹሉ ኣባል ኣብቲ ዝተጠቐሰ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ብቴለግራም ኣብ እንገብሮ ቨርችዋል ኣኼባ ንክትሳተፉ ብክብሪ ንፅውዕ። ‎#ባራኪ_ #ናይ_ቴለግራም_ቻነልና_ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 26 мая2 73071

    ንኹለኹም ተክተልቲ እምነት እስልምና እንዃዕ ንዒድአል-አድሃ (አረፋ) በዓል ብሰላም አብፅሓኩም! ናይ ሰላም፣ናይ ፍቅሪ፣ናይ ሓጎስ ኽምእዉን ናይ በረከት በዓል ኽኮነሎም ንምነ። #ናይ_ቴለግራም_ቻነልና_ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 10 апр.3 900361

    ልኹለኹም ተከተልቲ እምነት ክርስትና አባላት 3ይ ዙር 70 ካሬ እንኳዕ ልጎይታና መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ በዓል ስቅለት ብሰላም ኣብፀሓኩም:: #ናይ_ቴለግራም_ቻነልና_ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 20 мар.3 87023

    ንኹለኹም አባላት 3ይ ዙር 70ካሬ ተኸተልቲ እምነት እስልምና  እንዃዕ ል 1447 ዒድ አልፈጥር በዓል ብሰላም አብፀሐኩም ❤️ ናይ ሰላም ናይ ራህዋ ናይ ፍቅርን ስኒትን በዓል ክኮነልኩም ንምነ 🙏 ዒድ ሙባረክ #ናይ_ቴለግራም_ቻነልና_ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 13 мар.4 265781

    UpDate፡ 2 👉ለሙዓንቲ ድሕሪ ብዙሕ ምልልስ ምስ ከንቲባ ከተማ መቐለ ዶ/ር ረዳኢ ተራኺብና ኣውጊዕና። ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት መሓውሩ ሒዙ ክፀንሕ፣ ንሕና እውን ኹሉ ኣመራርሓ ናብኡ ብምኻድ ናይ መወዳእታ ዝርርብ ክንገብር ተቋፂርና ኣለና። 👉ክሳብ ሽዑ ኹልኹም ኣባላትና ኣብ ጎኒ ኣመራርሓ ንኹን፣  በቢዘለናዮ ፀኒዕና ኹነታት ብቐረባ ክንከታተል ይግባእ። እግዚአብሔር ይሓግዘና👏 #ሻሎም❤ #ሐየት

  • 6 февр.4 810141

    ከይንርስዕ ቀዳም አብ ሰዓትና ንረከብ🙌

  • 4 февр.4 651134

    #30_05_2018ዓ_ም ልክዕ ሰዓት 2:30 አብ ቤተ አብርሃም አዳራሽ ናይ ኩለን ማሕበራት አቦ ወንበር ምስ ምኽትል አቦወንበራት ልክርከቡ አብ ልተገበረ ፃዉዒት ናይ ኩላትና ማሕበራት ተወከልቲ ክንርከብ ይግባእ። #አመራርሓ_ጥምረት ናይ ቴለግራም ቻነልና ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • 2 февр.3 76172

    ናይ ቴለግራም ቻነልና ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar

  • #ኤማ_ብ_ዕዳጋ ዘመናዊ ካብ ጃር ይኹን ካብ ጀሪካን መቅድሒ ማይ ናብ ዝደለኩሞ ቦታ ብተመጣጣኒ ዋጋ ንልእክ ኢና። ~ሓደ ግዜ ቻርጅ ጌርካ ንብዙሕ ግዜ ዝፀንሕ ~ አጠቃቕምኡ ቐሊልን ዋግኡ ድማ ተመጣጣኒ ዝኾነ original ምህርቲ ብ 0942765180 ወይ ድማ 0723755180 ይአዝዙና

  • ናብራ ክልተ ዓለም እቲ ሓደ ምንግስቲ ንህዝቡ ከይጭነቑን ከይችገሩን አብ ትሑት መነባብሮ ንዘለዉ ዜጋታቱ ገዛ ሰሪሑ የረክቦም! እቲ ሓደ ድማ ል ልዕሊ 7ተ ዓመት ባዕሉ መንግስቲ ብሕግን ብስርዓትን ተወደቡ ኢሉ እናዓቖሩ ፀኒሖም እታ ዝነኣሰት 70 ካሬ ቦታ እዉን ከም ዜጋታት አይግበኣኹምን ኢሉ ልህዝቡ ዝብድልን ዝጭቁንን መንግስቲ ! መዋፀኦ ይፍጠረልኪ ዓደይ💔 ናይ ቴለግራም ቻነልና ይተሓወሱ👇👇👇 https://t.me/sebakare70kar https://t.me/sebakare70kar