tgindex
Tigray Horizon

Tigray Horizon

Статистика

News and Analysis Channel

Последний пост
14 авг.
Последнее чтение
13 авг.
Постов за неделю
24
Всего постов
78
Тип
открытый
Язык
und
В каталоге с
13 авг.
Подписчики
1 372
+4 за 2 дн.
Сутки
0
0,00%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
150
40 постов
Вовлечённость
10,9%
к подписчикам
Постов в день
3,4
всего 78
Упоминаний
0
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
139
1/48двое суток
159
1/72трое суток
171

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • видео или голосовое, без подписи

  • ሰበር 🚨 👉ሓደገኛ ሚሳይላት ህወሓት 👉ሚግ ሰራዊት ኢትዮጵያ ተወቒዓ 👉ሑመራ ኣዕናዊ ምንቅስቓስ ዝብሉ ሰበር ዜናታትን ተወሰኽቲ ሓበሬታትን ቀሪብናልኹም ኣለና። ንምክትታልኹም ንዕድም! ዝርዝር ዜናታት👉https://youtu.be/mCca_pqsDXc ከምአ እውን Telegram 👉 https://t.me/TigrayHorizon Facebook 👉https://www.facebook.com/share/1KKdQo24PN/ WhatsApp 👉 https://whatsapp.com/channel/0029VaunqH80LKZ8FdLJ690y ኣባላት ብምዃን ተኸታተሉና ኢኹም። ሓሳብ፣ ሪኢቶ ወይ መልአኽቲ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኢሜይል ኣድራሻና ልኣኹልና ኢኹሞ። Email 👉 tigrayhorizon2022@gmail.com ሰናይ ምክትታል!

  • ኣቦይ ስብሓት ዓቢ ሰብ እዩ ነይሩ ብጣዕሚ ዓቢ" ስድርኡ "ዓባይ ስድራቤት" እዮም ነይሮም። ብፍላይ ወለዱ ዓበይቲ እዮም ነይሮም ይብል እቲ ብግልባጢ ኣብ ዝብል ንኣስ ርእሲ ዝተፅሓፈ መልእክቲ ዳኒአል ክብረት ን ኣስታት 3ግዘ "ብጣዕሚ "ትብል ቓል ዝደጋገመ ዳኒአል ክብረት ኣቦይ ነጋ ብህይወት እንከሎ በብዓመቱ ናብተን ሓሙሽተ ዓበይቲ ገዳማት ሓገዝ ይልእኽ ነይሩ ደብረ ሊባኖስ ሓዊሱ ስድርኣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተፈላለየ ሓሳብ ከም ዘለዎም እፈልጥ እየ። ኣቦይ ስብሓትን ገለ ኣሓቱን ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝተፈላለየ ሓሳብ ኣለዎም። ኣቦይ ስብሓት "ትግራይ ሓራ ንምውጻእ" እዩ ተቓሊሱ ሽምን ዕላማን ናይቲ ክሳብ መወዳእታ ዝተቓለሰሉ ውዳበ "ትግራይ ሓራ ምውጻእ" እዩ ነይሩ። ንኢትዮጵያ ኣይተቓለሱን። ተቃሊሶም እንተዝኾኑ ድሕሪ 1983 ትግራይ ናፃ ኮይና ምስ ተኣወጀት እውን ስም ህወሓት ምተቐየረ ነይሩ። ንትግራይ ዝተቓለሰ ሰብ "ሓላፊ ኢትዮጵያ" ተባሂሉ ።ሽዚ ድማ ዲፕሎማስያዊ ፓስፖርቶምን መርገጺታቶምን ዘረጋግጾ እዩ። ኣብ "ኢትዮጵያዊ" ኢንስቲትዩት ስትራቴጂካዊ መፅናዕቲ ርክባት ወፃኢ ዳይሬክተር ኮይኖም ክሳብ ጡረታኦም ኣገልጊሎም። ዶክተር ኣብይ ንኢትዮጵያ ተቓሊሱ፤ ንኢትዮጵያ ክበጽሓ እዩ። ኣብታ ዝተመርጸሉ መዓልቲ "ንሕና ንነብር ንሞት ኢትዮጵያውያን ኢና" ኢሉ። ስለዚ ድማ እዩ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝተወደበ ኢህወዴግ ናብ ሃገራዊ ሓድነት ፓርቲ ዝቐየረ። ኣቦየ፡ ንሓደ ከባቢ ዝተቓለሰ ሰብ ኢትዮጵያዊ ምዃኑን፡ ንኢትዮጵያ ዝተቓለሰን ንኢትዮጵያ ዝሰርሕን መራሒ ድማ "ኢትዮጵያዊ ኣይኮነን" ዳኒአል ክብረት ነቂፉ ዘሎ። Tplf ሽሙ ኣይቀየረን ዝበለ ዳኒአል ክብረት ሓዳር ካብ ዝገብር ውላዳት ካብ ዘፍርን ነዊሕ ዘቂፀረ ዳኒአል ክብረት ድያቆን በቢ ቦትኣ ድያቆን ዝብል መዕርግ ኢዝ ዝቀፀል እዩ። ዝንተ ኣመል tplf ዝንተ ኣለም ሓራ መውፅአ ዝብል ነቀፌታ ዘቅረበ ዳኒአል ክብረት ንብተ ኣለም ድያቆን ዝብል መኣርግ ምሽካሙ ነቀፌታ ዝዘነቦ እዩ። ንዘረባ ንግበረ መልሲ ዳኒአል ክብረት ድማ ከጓላ የመጣ ዐይን ኣወጣ ዝብል ግበረ ምላሽ ዝወሃቦ ዘሎ። #tigray horizon #follow

  • ኣቦይ ስብሓት ነጋ ዝሃቦ ሓዱሽ ቃለ መሕተት ልዕሊ ምክክር ኮምሽን ኲናትን ብላዕሊ ኣጀንዳ ኮይኑ ኣሎ። በሪ ቤተ መንግስቲ ቀዳምይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ዘንኳሕኮሐ እዚ ቃለ መሕተት ኣቦይ ስብሓት ብዛዕባ ትግራይ እምበር ብዛዕባ አ/ያ ታይ ይምልከቶ ዝብል ግብረ መልሲ ብ ድያቆን ዳኒአል ክብረት ኣቢሉ ተዋሂቡ ኣሎ ኣብ መላእ አ/ያ ኣጋጢሙ ዘሎ ሰፊሕ ቅልውላው ብፋላይ ትግራይ ኣጋጢምዎ ዘሎ ሓደጋን ወራርን ቀንዲ መበገሲኣ ኣብ 4ኪሎ ዘሎ ሓይሊ ኣብይ ኣሕመድ ምኳኑ ዝሓበረ ኣቦይ ስብሓት ነጋ መንነት ኣቲ መሪሕነት ኣብ ሰዓቱ ብዝግባእ ዕላዊ ብዘይምግባርና ተሰሓሒትና ክብል ተሰሚዑ ዘሎ። እቲ ን ኣስታት 2 ሰዓት ዝከውን ህወሃት ነቲ ኣብ አ/ያ ዝነበረ ገዛአ ሓይሊ ንምጥፋእ ዝገበረቶ ኣካይዳ ዝተንተነ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ናይ ነዊሕ ዓመት ልምድን ተሞክሮን ኣለና ንስርዓት ብልፅግና ንምጥፋእ ድማ መላእ ህዝቢ አ/ያ ክሓበር ከምዘለዎ እዩ መልእክቲ ኣሕሊፊ ዘሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ምስ መጽአ፡ 'ብኽብሪ' ዝተሰናበተ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ብዛዕባ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ሓዱሽ ሓበሬታ ኣቃሊዖም ዘለው። "እቲ ፀገም ዝተፈጥረ ባዕልና ክንገብሮ እናተገበኣና ዘይገበርናዮ እዮ ንሱ እውን ስርዓት ኣብይ ኣሕመድ ፖለቲካዊ መንነቱ ብዝግባእ ንመላእ ህዝቢ አኢ/ያ ኣይተዛረብኣህናና ኣየቃለዕናና ብፈጣሪ ተመሪፀ እየ ዝብል ኣብይ ኣሕመድ ከምዚዓይነት ተረክ ሰሚዕና ኣይንፈልጥን ግን ድማ ካብ ፈለምኣ ኣትሒዝና ፖለቲካዊ መንነቱ ተንዛረብ ኔርና እቲ ሓቂ ክጋሃድ ይክእል ኔሩ ክብል ጣዕሳ እቲ መሪሕነት እቲ ውድብ መንነት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ሰዓቱ ዘይምግላፁ እዩ ዝገለጸ ኣቦይ ስብሓት ነጋ "ብ ኣምላኽ ዝተመረፅኲ እየ ዝብል ከቢድ ሕማም ዘለዎ ኣብይ ኣሕመድ ኣቅድም ኣቢልና ንህዝቢ አ/ያ ዕላዊ ተትንገብረሉ ኔርና ከምዚ አሉ እቲ ፖለቲካ ኣይምተሓመሰን ኔሩ ህዝቢ አ/ያ እቲ ሓቂ ተዝንገሮ እግዚኦ ኣድሕነነ ዝብል ፀሎት እምበር ንዑዑ ዝድግፍ ሓይሊ ኣይምነበረን "ክብል ዝስማዕ ዘሎ። ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣነ ጥራይ እንተይኰንኩስ ካልኦት እውን ነዊሕ ዝተቓለሱ ምኳኑ ብሓፂሩ እቲ ቃልሲ፡ መልክዑ ብሄራዊ ኰይኑ ትሕዝትኡ ግን ደርባዊ ዝዀነ እሞ ድማ ኢትዮጵያዊ ዝዀነ ቃልሲ ምኳኑ ኣብ ፈለማ ዘብረሀ ኣቦይ ስብሃት ነጋ እቲ ሕዚ ዝተጀመረ ቃልሲ መወዳእትኡ ናይ ህዝቢ ኢትዮጵያ ቃልሲ ክከውን ከምዝግባእ እዩ ኣፍሊጡ ዘሎ። ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብዚ ዓብይ ነጥቢ ኣልዒሉ መንግስቲ ኣብይ ኣሕመድ ጥራሕ እምበር ህዝቢ ኢ/ያ ዝኮነ ዝገበረና የለን ኣብ ኲለን ክልላት ዘሎ ሓይሊ ንባዕሉ ኣብ ፀገም እዩ ዘሎ ጆኖሳይድ ህዝቢ ኢ/ያ ኣይፈፀመልናን ዝብል እዩ። ፃውዒት ኣቦይ ስብሓት ነጋ ንህዝቢ ኢ/ያ ዝሓወሰ ኾይኑ ህዝቢ ኢ/ያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ጆኖሳይስ ኣይፈፀመን ኣየፈፀመን እዚ ንምግባር እውን ዝኮነ ስልጣን ኣይነበሮን ንባዕሉ ጆኖሳይድ ይፍፀሞ እዩ ዘሎ ክብል እዩ ተሰሚዑ። ህዝቢ ኢ/ያ አሉ ብሓፈሻ ዝገለፆ ሓይሊ ዘየነፀረ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ህዝቢ አ/ያ ካብቲ ስርዓት ክነድሕኖ ኢና ክብል ዝስማዕ ዘሎ። ንዝነበረ ብልሽው ኣካይዳ ቀንዲ ተሓታዪ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኢህወዴግ እዩ ፤ ብፍላይ ቀዳማይ ሚኒስትርን ምክትሉን ብምባል ዶ/ር ኣብዪ ኣህመድ ዝመረፀ እቱ መሪሕነት ኣብይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ምስ መፀ እውን ነቲ ዝመረፅናዪ ክነፅዖ ኣለና ተዘይኮይኑ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ እያ ኣላ ዝብል ምርድዳእ ዝገበረ እዩ። ነቲ ኣብይ ኣሕመድ ዝመርሖ ሓይሊ ከይገምገመ ከየፅንዐ ከምዝሓለፈ ዝዛረብ ኣቦይ ስብሃትን ነጋ ጌጋ ፈፂምና ኢና ዝብል ጣዕሳ እዩ ኣመሓላሊፉ። ን ኣብይ ኣህመድ ጅኒ አሉ ዝገለፆ ኣቦይ ስብሃት ነጋ ፖለቲካዊ መንነት ኣብይ ኣሕመድ ንህዝቢ ኢ/ያ ኣይተነግረን ብምባል ሕዚ ንመላእ ህዝቢ ኢ/ያ መንነት እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ከቃልዕ ፈቲኑ ዘሎ። ኣብ ዓለም ከምዚ ዓይነት ኩነታት ኣጋጢሙ ኣይፈልጥን እዚ ኩሊ ጆኖሳይድ ኣንትፍፀም ቅር ዘይብሎም ሰባት ኣለው ህዝቢ ነንባዕሉ ክዋዳእ እዩ ኣብ መላእ አ/ያ ዘለዋ ክልላት ናይ ኲናት ዓውዲ ክኮና እየ ዝከፍኣ ሓደጋ እዩ ዝመፅእ ዘሎ ህዝብታት አ/ያ ንሕና አሎም ዘውፅእዋ ሕገ መንግስቲ ይፈርስ ኣሎ ህዝቡ ክነቅሕ እዩ ዘለዎ ህዝቢ አ/ያ ክለዓል ኣለዎ ጥይት ምትኮስ ጀግንነት ኣይኮነን ምስ ዓለም ብመዓረ ምርማድ እዩ ሰላም ንደሊ አና ምባል ኲናት ክሕሰብ የብሉን ዝብሉ ዓበይቲ ኣጀንዳታት ዘልዐለ ኣቦይ ስብሓት መላእ ህዝቢ ኣብ ጎኒ መሪሕነት ህወሓት ንክስለፍ ኣተሓሳሲቡ ዘሎ። ኣብ ትግራይ ንትግራይ፤ ካብ ትግራይ ንኢትዮጵያ ንህወሓት ዝትክእ ፖለቲካዊ ሓይሊ የለን ዝብል መርገጺ ዘለዎ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብቲ ውሽቲ መሪሕነት ዝነበሩ ሓይልታት ሕዚ ኣጋጢሙ ዘሎ፡ምክፍፋል ጌጋ ምኳኑ እኮ እንተብርሀ እቲ ቃልሲ ከምዝዕወት ግን ይገልፅ። ህወሓት ንደርግ ስዒሩ ፌደራላዊ ስርዓት ኣብ ምምስራት ዝተፃወቶ ተራ ዘይከሓድ እንትኮን ብ ኣንፃሩ ድማ ሓድነት ኢትዮጵያ ከፋፊሉ ኣብ ፀልማት ኔርና ዝብሉ ዘረባታት እውን ዝቀፀሉ እዮም ። ነቲ ሕዚ ኣብ ጎኒ ኣብይ ኣሕመድ ብምኳን ምንቅስቃሳት ይገብሩ ኣለው ባንዳታት እናተብሃሉ ዝሕመዩ ዘለው ከም እኒ ጌታቸው ረዳ ካልኦትን ኣካላት ኣብቲ ቃለ መሕተት ዘልዐል ኣቦይ ስብሓት ነጋ ሚስተር ጌታቸው ረዳ ባዕለይ እየ መልሚለ ናብ መሪሕነት ክመፅእ ጌረዮ ንጌታቸው ጥራሕ ዘይኮነስ ን ዛዲግ ኣብርሃ እየ መልሚለ ክልቲኦም ኣካላት ቅኑዓት እዮም ብትምህርቶም እውን ጎበዛት እዮም። ጌታቸው ብምምራፀይ ኣይጠዓስን ምክንያቱም ካብኣ ዝበኣሱ ኣካልት ኣለው ኣብ ውሽጥና ዝነበሩ ኣባላትና ክበታተኑ ዝገበረ ኣብ ውሽቲ tplf ዝተፈጥረ ምጥንካር ማለት ኣውን ተዘይተረዳዲኦም ወፂኣ ይኪድ ኣብቲ ውድብ ዝነበረ ኣካይዳ እዩ ከምዚ አሉ እንዳሃለው ግን እቲ ክከውን ዝነበሮ ሕመቅ ኣብይ ኣሕመድ እንተነቃልዕ ኔርና ዝሃድም ኣካል ኣይምነበረን ክብል እቲ ዘሎ ኩነታታ ዘብርሕ ብዛዕባ ፅምዶን እዋናዊ ምንቅስቃስ ህወሓት አርትራን ንዝግባእ ዘይተዛረብ ዝሃለፈ ኣቦይ ስብሓት ነጋ መላእ ህዝቢ አ/ያ ነቲ ቃልሲ ክፅንበር መልእክቲ ኣመሓላልፊ ዘሎ። ኣቦይ ስብሓት ብዛዕባ ትግራይ ኣምበር ብዛዕባ አ/ያ ታይ ይምልከቶ ዝብል ግብረ መልሲ ድያቆን ዳኒአል ክብረት ን ቃለ መሕተት ኣቦይ ስብሓት ነጋ ግብረ መልሲ ሂቡ ዘሎ። ግብረ መልሲ ድያቆን ዳኒኤል ክብረት 👇 ንዓመታት ንሓደ ውድብን ክልልን ዝተቃለሰ መሪሕነት ህዚ ሓላይ አ/ያ ኮይኑ ክመፅእ ኣይክእልን ዝበለ ዳኒአል ክብረት ኣብዚ ቀረባ እዋን ብኣቡይ ስብሓት ነጋ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ካብ ዘተን ክትዕን ንላዕሊ ኮይኑ ኣሎ። ብ ብዳንኤል ክብረት ኣቢሉ ድሕሪ ቁሩብ መዓልታት ቃለ መሕትት ኣቡይ ስብሓት ነጋ ዝተውሃበ ግብረ መልሲ ን ኣብይ ኣህመድ ካብ ክሲ ስብሓት ነጋ ዝከላኸለሉ ኣገባብ ኣዘራራቡ ዝኮነ እንትኮን ወያነ ስማ ኣይቀየረትን" ዝብል ልሙድ ትንተና ሂቡ ዘሎ "ስብሓት ብዛዕባ ትግራይ እምበር ብዛዕባ ኢትዮጵያ እንታይ ይፈልጥ ነይሩ?"

  • видео или голосовое, без подписи

  • ህዝቢ ኢ/ያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ኣይፈፀመን ንሚኒስተር ጌታቸው ረዳ ብምምራፀይ ኣይጠዓስን- ኣቦይ ስብሓት ነጋ 👇 ኣቦይ ስብሓት ነጋ ዝሃብዎ ሓዱሽ ቃለ መሕተት ዝርዝር ሓበሬታ ይፀበዩ

  • ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ብኣንፈት ሸረሪና 'ቅሉዕ ውግእ ተጀሚሩ ምንባሩ ዝዝለር ኮይኑ ኣብቲ ዝነበረ ውግእ አዶም ሂቦም ዝተብሃሉ ኣባላት ሰራውት ትግግራይ ምስክርነት ሂቦም ኣለው። 'ኣብ ከባቦ ሸራሮ ኢና ኔርና ናበይ ከምንከድ ዝነበርና ኣይተነገረና ተነገሱ ጥራሕ አና ተባሂልና ናብ ካብ ከባቢ ሸራሮ ናብ ሰንበል ከባቢናብ ኣምሪሕና ናይ አርትራ መካይን ኣብኣ ጸኒሐናና ክሳብ ናይ ሱዳን ድንበር ድማ ሒዘናና መጺኣን ካብኣ ናይ ሱዳን መካይን ተቀቢለን ድማ ናብዚ ሂዘናና መጺኣን ኣብዚ ድማ ምጀልባ ጌርና ምስ ሰገርና ቦታ ሒዝና አና ጸኒሕና ውግእ ምስተከፈተ ግን ቶስኪ ተጀሚሩ አድና ድማ ሂብና' ዝብል ምስክርነት እውን ይህቡ ኣለው። ትሕቲ ዕድመ ዝኮኑ መናእሰይ ብሓይሎ ይግፈፉ ኣለው ዝብል ክሲ ዝነፅግ እቲ መሪሕነት ግፋ ይካየድ ምህላው ሓበሬታ የብለይን ክብል ዝስማዕ እኮ ተኮነ ብሓይሊ ናብ ንግባራት ዝለኣኩ ዘለው ትሕጊ ዕድመ ዝኮኑ ህፃናት እንው ኣደና ሞት ይኮኑ ምህላው ዝግለጽ ዘሎ። ኣብል ክፍለ ሰራዊት ሕወልቲ ምኪና ዝተዛረበ ጓል 15ዐመት ምብራቕ ሃፍቲ ዝሃበቶ ምስክርነት ተገዲደ እየ መጺኣ እቲ ከነታት ኣይፈልጦ ኔረ ኣብ ገዛይእንዳሃለኩ መፅዮም ሖዝምኒ ከይዶም ኣነ ቆልዓ እየ ኣይከድን አለዮም ዝሰምዐኒ ኣካል ግን ኣይነበረን ዝበለ እታ ንእስቲ ኣብሪ ኣብ ሸረሪና ዝነበረ ውግእ አዳ ተወቒዓ ቅቁሊሕ አሉ ዝረኣያን ከምዘየለን ካባይ ዝገፁ ስንኩላን ከይተረፉ ምኲናት ይለኣኩ ኣለው ክትብል ተሰሚዖ ዘላ። ካብ ህፃን ክሳብ ሽማግለ ናብ ዓውደ ውግእ ክኣቱ ጓስጓስን ወታደራዊ ሓይሊ ዝጥቀም ዘሎ መሪሕነት ዝከዶ ዘሎ ኣካይዳ ህፁፅ መኣረምታ ተዘይተጌርሉ ትግራይ ሃገር ዘይኮነት ንእሽተይ አርትራ ትኮነሉ መስርሕ ጀሚሩ ኣሎ ዝብል ቁጠዐ ድማ ብፖለቲከኛታት ፈጢሩ ዘሎ። ኣብ ትግራይ ዘሎ፡መሪሐንት ሙሉእ ብሙሉእ ኣብቲ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ዝገብር ዝነበረ ምንቅስቃስ ዘካይድ ዘሎ ኮይኑ ሰፋሕቲ ፕሮፖጋንዳታት ዝቀጸሉ እዮም። ኣብ ውግእ ሸረሪና ካብ ዝተማረኹ ኣርሚ 13 ዝሃብዎ ምስክርነት ናብ ዘይመረጽይናዮ ኲናት ኣቲና ዝብል መልእክቲ ዝሓዘለ ኛትኮን ኣብቲ ዝወፀ ምስላዊ ቃለ መሕተት እንው ብዕድመ ድፍእ ዘበሉ ጥሕቲ ዕድመ ህፃናትን ደቆ ኣንስቶም ዝርከብኦ እዩ ኲናት ሸረሪና ዓወት ዓቲረ ሰራዊት ብልጽግና ድማ ስዕረት ተከናኒቡ ዝብል መገልፅታት ብወገን ኣርምታት ክወፅእ ዝቀነየ እንትኮን እቶም አዶም ሆቦም ተማሪኮም ብዛዕባ ዝተብሃሉ ተጋደልቲ ግን ዘልዐሎም ኮነ ኣብ መግለፅታት ዝፀርሖም ኣካል የለን። #@TigrayHorizon #FOLLOW

  • ኣብ ገጠራትን ንኣሽቱ ከተማታትን ትግራይ እናበርትዐ ዝፀንሐ ግፋ መናእሰይን ምንክልባት ስድራቤታትን ኣብተን ዓበይቲ ከተማታት ብርኣኡይ ተሰጋጊሩ ምህላው ፍልፍላት ትግራይ ሆራይዘን ኣረጋጊፆም። ኣብ ከተማ መቀለ መፈናፈኒ ዝተስኣኑ ግፋ መናእሰይ ዛይዲ ምህላውን ኣብ ከተማታት ሽረ ዓድዋ ዓድግራያ ኣክሱም ውቅሮን እውን ፅዑቅ ወታደራዊ ግፋ ይካየድ ከምዘሎ እዩ ተፈሊጡ ዘሎ። ህወሓት ዳግማይ ናብ ስልጣን ድሕሪ ምምላሱ፡ ኣብ ኩለን ከባቢታት ትግራይ ኣብ ልዕሊ መናእሰያት ዝፈጸም ዘሎ ጅምላዊ ናይ ምእሳርን ምግፋፍን ምንቅስቓስ ብዝኸፈአን ብዝሰፈሐን መልክዑ  ብምቕጻሉኣብ መላእ እቲ ዞባ ዓቢ ናይ ጸጥታ ስግኣትን ህዝባዊ ራዕድን፡ ክነግስ ጌሩ ኣሎ። ድሕሪ ኣብ ሸረሪና ዝወዓለ ውግእ ፅዑቅ ዝኮነ ወታደራዊ ግፋ ይካየድ ምህላውን ብፍላይ ብትማሊ ዕለት ብ ግንባር ራያ ኣላማጣ ዝተካየደ ደብዳብ ድሮስ ስዒቡ ስ ከተማ መቀለ ግፋ በርቲዒ ምንባሩ ዝግለፅ ዘሎ። ንትግራይ ሆራይዘን ሓበሬታ ዝሃቡ ካብቶም ዝተገፈፉ ሓደ ዝኮነ መንእሰይ ከምዝብሎ ብርግፅ ግፋ ዝፀንሀ እዩ ግን ድማ ተቃውሞን ራዕድን ንዘይምፋጣር ብዝብል ካብ ቀትሪ ናብ ምሸት ተሰጋጊሩ ዝፀንሐ ኳ ተኮነ ብትማሎ ዕለት ዝተርኣየ ክስተት ግን ኣዝዩ ዘሕዝን ምንባሩ እዩ ዝገልፅ። ሰብ ብታክሲ ተሰቂሊ ክከድ ኣይከኣለን ኣብ ሕድ ሕድ ፅርግያታት ወታደራት ተሽከርለርትን ታክስታት ደው እናበላ መናእሰይ ክገፋ እየን ውዒለን ዝብለ ሓደ ግዳይ ኣቲ ግፋ ዝኮነ መንእሰይ በቢ ከባቢኣ ዝንቀሳቀሳ ታክስታት ደው እናበልካ መለለይ መንነት ዝሕተተሉ ዝነበር መስርሕ ታክሲ ደው ኣናበልካ ካብ በዓል ገናሒ መኪና ጀሚሩ ኩሉ ከምዝግፈፍ እዩ ገሊፅ። ብእግሩ ዝንቀሳወስ መንእሰይ ቀኒሱ እዩ ኔሩ ሕዚ ድማ ነቲ ብታክሲ ዝንቀሳቅሥ መንእሰይ ግፋ ጀሚሮም ኣለው ብከምዚ ተቀፆሉ ናብ ከተማ ዝወፅእ መንእሰይ ኣይክህሉን ኣብ ገዝኣ ኮፍ አሉ እውን ክዕፃ ኣይክእል" ዝበለ እቲ መንእሰይ ናበይ አና ደኣ ሞ ንከዶ መገዛ ዓድና ሲኦል ኮይኑና ክብሉ ዝስምዑ። ብበዝሒ እናተገፈፈ ናብ ኣዳራሻት ዝኣቱ ዘሎ መንእሰይን ኣብ ኣዳራሽ ተኣኪቡ ምእንተ ኦኣድኩም ተጋደሉ ዝብል ኦሬንቴሽ ተዋሂብዎም ናብ ተዓሊማት ዝኣትው ውሁዳት ኣይኮኑን። እቲ ኣብ መላእ ከባቢታት ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ናይ ግፋ ምንቅስቃስ ብኣባላት ሰራዊት ትግራይን፡ ገለ ገለ ካብ ኤርትራ ዝተላእኩ ዕጡቃትን ይካየድ ምህላዉ ዝተጠቅሰ ኮይኑ ንንቡር ምንቅስቓስ ዜጋታት ሙሉእ ብሙሉእ ብምዕጻው፡ ንመላእ ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ዓቢ ወጥሪ የእትይዎ ምህላዉ እዩ ዝንገር ብሓይሊ ዝተገፉ መናእሰያት ተጋሩ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ኣብ ዝርከቡ መዓስከራት ካብ ምስፋር ሓሊፎም፡  ብቐጥታ ዶብ ተሳጊሮም ናብ ኤርትራ ይውሰዱ ምህላዎምን ናበይ ይከዱ ምህላዎም ውን እንተኾነ ፈጺሙ ንጹር ከምዘይኮነ ዝጠቅስ ኮይኑ እዚ ኩነታት እዚ ጭንቀት ስድራቤታት ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክበጽሕ ይገብር ምህላዉ’ዩ ዝገልጽ። #Tigray Horizon #follow

  • ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ቀረባ እዋን ኣዲስ ኣበባ ከምዝቆፃፀር ዘመላክት ሓበሬታ 👇 ካብ ብልፅግና ዝመፅእ ሓዊ ካብ ወልድያ ተበጊሳ ኣዲስ ኣበባ መዕለቢኣ ጌርናያ ኣለና ዝብለ ስርዓት ህግደፍ ኲናት ካብ ደምበና ኣርሒቕናዮ ይብል ኣሎ። ብ ዘውፀናዩ ትልሚ ንከድ ኣለና ፅምዶ ፈጢርና ድማ እቲ ኣሰላልፋ ከምዛቀየሮ ዝሃበረ ስርዓግ ህግደፍ ትግራይ ቅድመ ግንባር ክትከውን ብምስራሕ ን አአርትራ ኣነፃሪሩ ዝነበረ ሓደጋ ኣንፈቱ ከምዝጠምዘዞ እዩ ኣቃሊዑ። ካብ ኣዲስ ኣበባ 1250 km ርሕቀት ተቀሚጡ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀረብ እዋን ክኣቱ ኣየ ተጸበዩኒ ዝብል ዘሎ እቲ ሰርዓት ተፀበዩና ዝብል መልእክቲ በቶም ክንፍታቱ ኣቢሉ ኣፍሊጡ ዘሎ። ፅምዶ ዝብል ሓበራዊ ጥምረት ብምፍጣር 4ኪሎ ክንኣቱ ኢና ዝብል ዘሎ ሃይሊ ህወሓትን ህግደፍን ነቲ ስሮኣት ብክጽግና ብምውጋድ ሓዱሽ ስሮኣት ክተክል እየ ዝብል ቃልሲ ዝገብር ዘሎ እንትኮን ብፍላይ ሰራዊት ሻዕብያ ሓዱሽ ልእክቶ ተሓንጉጡ ብ ህወሓትን እናተመርሐ 4ኪሎ ደበክ ክብል ምኳኑ እዩ ዘፍልጥ ዘሎ። ሻዕብያ ባሮት ኣብይ ኣህመድ ዝበሎም ብስም ዘይገለጾም ኣካላት " ኣብኣ ተጸበዩና ምስ ረከብናኲም ንገብረኩም ሓቢርና ንሪኦ ዝበላ ክንፍታት ስሮኣት ህግደፍ እቲ ዘሎ ነበልባል ካን ዞብኦ ገለል ከምዘበሎን ኣፍሊጡ ዘሎ። ሕከከኒ ክሓከካ ዝበሃሉ ዘለው ህግደፍን ህወሓትን ብርግፅ ኣዲስ ኣበባ ክኣትው ይክእሉ ድዮም ? ዝብል ሕቶ ኣካታዑ እንተኮነ ፅምዶ ፈጢርና ኣለና ዝብል ዘሎ ሰለስተ ሃይሊ ማለት ኣውን ህወሓት ፡ፋኖ ፡ሻዕብያን ሓበራዊ ድልየት ዋላ እኳ እንተሃለዎም ሓዲኣ ንሓዲኣ ኣሕሊፉ ክህቦ ዝክእል መክሰብ ኣሎ ዶ ዝብል እውን ባህርያዊ እቲ ስሮኣት ካብ መሰረቱ ምርኣይ ዝጠልብ እዩ። ስርዓት ሻዕብያ ዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቃስ ብትንቃቀን እፊ ኲናይ ብ ዝተክኣለ መንገዲ ካብቲ ዞባ ንምርሓቅን ዝፍፀሙ ደብዳብ ድሮናት ኮነ ናብ ውድመ ግንባር ዝወርዱ መናእሰያት ካብ ዞብኣ ብምርሃቅ ሙሉእ ቀረባት ክገብርም ብድሕሪት ኮይኑ ድፋእ ክብል ምኳኑ ቃል ምእታው ብዘይወግዓዊ መንገዲ ክገልፅ ዝፀንሐ ኣዩ። ብፍላይ ኣብ ዝ/ዩ እዋናት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ቀሪቡ ጉዳህ ቀይህ ባሕሪ ይምልከተና እዩ ኣፍደገ ባሕሪ ከይቀነና ድቃስ የ ልናን ዝብል፡መስልእክቲ ን ኣስመራ ምግዋሑ ቤት ፅሕፈይ ስሮኣት ህግደፍ ድቃስ ዘስኣነ ዛዕባ ብምኳኑ ንንውሕ ዝበለ እዋናት "ስርዓት ብልፅግና ከመይ ነጥፎ ወይ ድማ ምስቲ ስሮዓት ከጥፍእ ምስ ዝብህግ ኣካል ከመይ ይሓብር ዝብል "ኣኬባ ካብ ሚስጥራዊ ኣኬባታት ስርዓት ህግደፍ ዝተከወለ ኣይኮነን። ኣብ ሞንጎ መንገስቲ ኣብይ ኣሕመድን አሳያስ ኣፍወርቅን ዝተኮልፈ ሕፅኖት እናሓመቀ ዝከደ እንትኮን ን ኣስመራ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ከመይ ይቅልበስ ዝብል እውን ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ላዕለዋይ መሪሕነት ብዝግባእ መኪርሉ እዩ። ውድሚ ዓመት ኣቢሉ ሕቡእ ርክብ ዝገብር ከምዝነበረን ብፍላይ ኣብ ከባቢ ራማ ላዕለዋት ኣዘዝቲ ጀነራላት ትግራይን ህግደፍን ተራኪቦም ሓበራዊ ዕማም ክፍፅሙሉ ዝክእሉ ንድፊ ምውፅኦም ዘመላክት ሓበሬታ ምውጽኣ ይዝከር። ሕቡእ ርክባት እዞም ሃይልታት ህወሓት ብዕሊ ኣይገበርኩን ዝብል መግለፂ ዘይሃበትሉ እንትኮን "ቅዱስ ዝኮነ ርክብ ምስ ጎረባብተይ ክገብር እየ ምስ ህዝብታት አርትራ ሰላም ይደሊ እየ ምስ ህዝብታት ሱዳን ክመሓዞ ኣየ ዝብሉ መገልፅታት ግን ሰሙን ሰሙን ክተውፅእ ትረኣ እያ። ትግራይ ዓውደ ግንባር ከይትኮን ጌርና ዝመስል፡መላክቲ ዘለዎ እቲ መልእክቲ ህግደፍ ን ኣንፃሩ ድማ ኣብ ቅድሚ ዘሰልፍናዪ ሓይሊ ሒዝና አና ንዕወት ዘለና ይብል ።ንግልፂ ኣብ ቅድሚ ኣሰሊፈ ዝብሎ ዘሎ ሓይሊ መን እዩ ዝብል እንተዘይገለፀ "ጆኬር ማታ ኣብ ቕድሚት ኣገዲሙ እቲ ጸወታ ንዛዝማ ኣለና ዝብል መላክቲ እዮም ኣሕሊፎም፡ ንሕና ኣብ ደምበና ሓዊ ኣይንውልዕን ዝብለ ሻዕብያ ንዓመታት ዝኣክል ኣብ ደንበና ሓዊ ከይወላዕና ከመይ ንዕወት ዝብል፡ልምዲ ስለዝዓተርና በዚ ኣይንቅልበስን ዝብል ኣዘራራቢ መላክቲ እዩ ኣሕሊፉ ዘሎ። ክንፋታት ህግደፍ ከምዝብልኦ ጥበብ ፖለቲካ፣ ስትራተጂን ታክቲክን ሓንጺጽካ እትኸዶ ፍሉይ ጥበብ ዝሓትት ዓውዲ እዩ። ንሕሉፍ ተሞክሮ ኣብ ግምት አእቲኻ፣ ንህልዉ ኩነታት ተገንዚብካ ንናይ መጻኢ ኣመታት ፖለቲካ ብዝግባእ ተረዲእኻ ሕርያታት እትወስደሉ ኣዝዩ ረቂቕ ዓዉዲ እዩ 'ሻዕቢለ እቲ ትሪም ትሪም ብዝግባእ ተጻዊቱ ድሕሪ ደጊም መሬት ኤርትራን ትግራይን ዓውዲ ውግእ ኣይክከውንን እዩ' ይብል። ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተርን መራሒ ሰልፊ ሰምረትን ኣቶ ጌታቸው ረዳ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ብቋንቋ ኢንግሊዘኛ ኣብ ዝዘርገሖ ስፍሕ ዝበለ ፅሑፍ፤ እቲ መራሕቲ ህወሓት ንመናእሰይ ትግራይ ናብ ሓዊ ዝዳጉኑሉ ዘለው ኲናት ቀንዲ ሃንዳሲ ሻዕቢያ ኮይኑ ስርዓት ኣራት ኪሎ ንምቁፅፃር ዝዓለመን ትግራይ ዓውደ ውግእ ዝገብር ሓደገኛ ስትራቴጂ ሻዕቢያ እዩ ኢልዎ ነይሩ። ሕጂ ድማ ብኬንያ ዘይርና ብልፅግና ከቢብናካ ኣለና ዝብል ፕሮፖጋንዳ ሒዞም ተቐልቂሎም ኣለው። ብሚኒስትሪ ዜና ዝምወልን ዝምራሕን ብኣፈኛ ኣወል ስዒድ ኣብ ሚድያታት ዝወዓዋዕ ፅምዶ ሕጂ ድማ ናብ ኬንያ ከምዝዞረ ገሊፁ ኣሎ። ስርሒት ጽምዶ ናይሮቢ ኬንያ ዘእንገደቶ ብዓወት ተዛዚሙ ክብላ እየን ማሕበራዊ መራኸቢታት ህግደፍ ዝፅብፅባ ዘለዋ። ሎምቅነ ኣብ ቢቢሲ ቀሪቡ ኣዘራራቢ ቃለ መሕትት ዝሃበ ኣምበሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ጀነራል ባጫ ደበሌ ፣ ኲናት እንተተጀሚሩ ጂኦግራፊ ዝበሃል ኣይህሉን፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝበሃል ኣይሰርሕን ዝበሎ፣ እተን ህግደፋውያን መርበባት ድማ ባጫ ፈካሪ ፣ ጽምዶ ኣብ ቱሽቱሽካ ኮይና ኢያ ዓርሞሽሽ ዋዕላ ጽምዶ ሰላም ኣብ ኬንያ ብዓወት ዝዛዘመት ክብላ ግብረ መልሲ ይህባሉ ኣለዋ። እቲ ንኢትዮጵያ ቀንዲ ራዕዲ ፈጢሩላ ዘሎ ድማ እቲ "ዘኢትነገር" ብዝኾኑ ሓይልታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ዘሎ ኣብ ስትራተጅያዊ ረብሓታት ህዝብታት'ዚ ዞባ ዘርብሕ ጥምረት እዩ ብምባል ፕሮፖጋንዳ ጀሚረን ኣለዋ። ሰፍ ዘይብል ፖሮፖጋንዳ ኣብ ምስራሕ ሰናይምፍ ዘይኮነ እቲ ስርዓት ን ኣፈኝኣ ኣወድል ስዒድ ኣቢሉ ቅድሚ ዓመታት አ/ያ እትገብሮ ወራር በይንና ኣይንጅምሮን አና ሓይልታት ሰራዊት ትግራይ ኣብ ጎንና ኣሰሎፍና ክንቃለስ አና ዝብል መልእክቲ ምሕላፉ ኣይርሳዕን። ንሕና ምእንተ ህላወና ክንብል ሰራዊት ትግራይ አርትራ ካብ ወራር ከድሕን ንሕና ድማ ሕቶ ሃገርነት ዝምልሰሎም ሰነድ ክንህቦም ስምምዕ ጌርና አና ዝብል መልእክቶ ኣብታ ሰሙናዊ ዝውዝዓ መደቡ ዕላዊ ጌሩ ኔሩ። እቲ ኣሰላልፋ ቀዲሙ እናተገለፀ ዝመፀ እኳ ተኮነ አርትራ ክሳብ ፖከቲካዊ ምንቅስቃሳት እናዓወተት ትከድ ዘላ እንትኮን ኣብ ትግራኡ ዘሎ ሓይሎ ከ እንታይ ኣዐዊቱ እንታይ ከ የዐውት ኣሎ ዝብል ሕቶ ፈጢሩ ዝቀፀለ እዩ። #Tigray horizon #follow

  • ዕጡቓት ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ክልል ሶማል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀሙ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ኣብ ክልል ሶማል ዞባ ሲቲ ወረዳ መዒሶ ዝተፈፀመ ድንገተኛ ዝተብሃለ መጥቃዕቲ ሓይልታት መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ፤ ሰብኣውን ንዋታውን ኪሳራ ከምዘውረደ ማሕበራዊ መራኸቢታት ሶማል ፀብፂበን ኣለዋ፡፡ ቴልቪዥን ካራማራ ከምዝፀብፀበቶ እንተኾይኑ፤ በቲ ዝተፈፀመ መጥዕቲ ዕጡቓት ኦሮሚያ ብውሕዱ ሓሙሽተ ሶማልያውያን ክሞቱ እንከለው ዓሰርተታት ድማ ቆሲሎም፡፡ እዚ ኣብቲ ዝሓለፈ ሃንደበት ዝተወለዐ ግጭት፡ ህዝቢ ሶማል ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ካብ ጎረባብቲ ዕጡቓት ክልል ኦሮሚያ መጥቃዕቲታት ዝፍፀመሉ ቦታ ከምዝኾነ እቲ ዜና የመልክት፡፡ ተወለድቲ ክልል ሶማል ከምዝብልዎ እንተኾይኑ እቲ ኣብ ልዕሊኦም ብክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ዝፍፀመሞም መጥቃዕቲ ናይ ምግባትን ምስፍሕፋሕን ፕሮጀክት ኦሮሞቶት ምኻኑ ይገልፁ፡፡ ዕጡቓት ክልል ኦሮሚያ ምስ ክልል ሶማል ካብ ዘካይድዎ ግጭት ብተወሳኺ ንብዙሕ እዋናት ዝፀነሐ ግጭት ምስ ክልል ሲዳማ እዉን ከምዘካይዱ እዩ ዝግለፅ፡፡ ኣብ ልዕሊ ክልል ሶማል ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ስዒቡ ካብ ክልል ሶማል ይኹን ኦሮሚያ መንግስታውያን ኣካላት ዝተውሃበ መብርሂ የለን እዩ፡፡ ብመሰረት ምንጪታት ሓበሬታ ሶማል ዝብልዎ ሓይልታት ኦሮሚያ ብኣንፈት ዞባ ሲቲ ብዙሓት ቀበሌታት ክልል ሶማል ብሓይሊ ተቆፃፂሮም ከምዘለዉ እዩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንኦቢኤን ቴሌቪዠን ብቋንቋ ኦሮሚኛ ኣብ ዝሃቦ ቃለ መሕትት ፤ መሬት ንህዝቢ ኦሮሞ ናይ ህልውና ጉዳይ እዩ ከምዝበለ ይዝከር፡፡ እዚ ድማ ብመንግስቲ ዝምርሑ ዕጡቓትን ዘይስሩዓት ዕጡቓት ጉጅለታትን ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ክልላት ዝፍፅምዎም መጥቃዕቲታት ትሕዝቶ መሬት ናይ ምግባትን ስፍሕፋሕን ፕሮጀክቶም ምኻኑ ከም ኣብነት ብምልዓል ይንቀፉ ኣለው።፡ #tigrayhorizon

  • видео или голосовое, без подписи

  • ሰበር ዜና 🚨 👉ሻዕቢያ ኣራት ኪሎ 'መፃናኩም' 👉ፅዑቕ ምንቅስቓስ TDF 👉ኢትዮጵያ ብዙሓት ዘደናገፀ ፍፃመ 👉 ሸረሪና ዝተማረኹ ዕጡቓት ዝብሉ ሰበር ዜናታትን ተወሰኽቲ ሓበሬታትን ቀሪብናልኹም ኣለና። ንምክትታልኹም ንዕድም! ዝርዝር ዜናታት👉https://youtu.be/B4eJjn-lm4U ከምአ እውን Telegram 👉 https://t.me/TigrayHorizon Facebook 👉https://www.facebook.com/share/1KKdQo24PN/ WhatsApp 👉 https://whatsapp.com/channel/0029VaunqH80LKZ8FdLJ690y ኣባላት ብምዃን ተኸታተሉና ኢኹም። ሓሳብ፣ ሪኢቶ ወይ መልአኽቲ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኢሜይል ኣድራሻና ልኣኹልና ኢኹሞ። Email 👉 tigrayhorizon2022@gmail.com ሰናይ ምክትታል!

  • ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ መንግስቲ ኤርትራ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ናብ ከተማ ዛላምበሳ ብምእታው ባንዴራ አርትራ ኣውለብሊቦም ዝብል ቀጠዐ ጀነራል ባጫ ደበሌ ሓዱሽ ሓበሬታ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብኣምባሳደር ጀነራል ባቻ ደበሌ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘስግእ ዘሎ ስግኣት ሃገራዊ ድሕነት ዘጉልሕ ትንታነ መንግስቲ ኤርትራን ውድብ ህወሓት ዝፈጠርዎ ሓደገኛ ምሕዝነት ብትሪ ነቒፉ። እቲ ትንታነ ኢትዮጵያ ካብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ንደሓር ንክልተ ዓመት ዝጸንሐት ስትራተጂካዊ ትዕግስቲ ይውዳእ ምህላዋ ዘጠንቅቕ ኮይኑ ማሕበረሰብ ዓለም ነቲ ጉዳይ ህጹጽ ቆላሕታ ክገብረሉ ይላቦ። ብመሰረት ሓበሬታ ጀነራል ባጫ ደበሌ ላዕለዎት ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ መንግስቲ ኤርትራ ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ናብ ከተማ ዛላምበሳ ብምእታው ባንዴራ ኤርትራ ብግልጺ ኣልዒሎም። እዚ ፍጻመ’ዚ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሰፊሑ ዝተዘርግሐ ኮይኑ፡ ንልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነት ኢትዮጵያን ብግልጺ ዝጥሕስ ምዃኑ’ዩ ዝግለጽ። ካብዚ ሓሊፉ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ማለት ብ6 ነሓሰ 2026 ታንክታትን ከበድቲ ኣጽዋርን ሓዊሱ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ናብ ክልል ትግራይ ከምዝኣተወ እቲ ጽሑፍ ኣቃሊዑ። እዚ ተግባራት’ዚ ዝተነጸለ ፍጻመታት ዘይኰነስ፡ ኣካል ናይቲ ብመንግስቲ ኤርትራን ኣብ ውሽጢ ህግደፍ “ጸምዶ” ዝበሃል ኣኽራሪ ውድብን ዝቖመ ጥምረት’ዩ ነይሩ። እዚ ውድብ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ፌደራል መንግስቲ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ንምክያድ ምድላዋት ከምዝዛዘመ ብግልፂ ኣፍሊጡ፣ ደገፍ ሓይልታት ወፃኢ ድማ ከም ዋሕስ ፖለቲካዊ ህልውና ይቖፅሮ ኣሎ። ብተወሳኺ እቲ ውድብ ምልካዊን ወተሃደራዊን ናይ ምግዳድ ሜላታት ብሰፊሑ ብምጥቃም፣ ከምኡ እውን ኣብ ኲናት ሱዳን ተጋሩ ከም ዝተቖፀሩ ቀተልቲ ብምሻጥ ድሕንነትን መሰልን ህዝቢ ብኸቢድ ኣብ ሓደጋ ከምዘእተወ ይንገር። ኢትዮጵያ ዞባዊ ዘይምርግጋእ ንምውጋድ ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ተሪር ስትራተጂካዊ ኣቃውማ መሪጻ። ኣብ ወርሒ ለካቲት 2026 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዝቐረበ ወግዓዊ ዕድመ ንዘተ ሓዊሱ ሓያሎ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ኣብ ኣስመራ ተነጺጉ። ሕብረት ኣውሮጳን ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣኽረርቲ ህግደፍ ዘውጽኦ መግለጺታትን እገዳ ኣመሪካን ጽቡቅ ተበግሶታት እኳ እንተኾነ፡ እዞም ስጉምትታት እዚኣቶም ብኣስመራ ይኹን ኣብ ትግራይ ዘለዉ ወከልታ ኣብ ኣካይዳ ዝጭበጥ ለውጢ ከምጽኡ ኣይከኣሉን። ስለዝኾነ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብግህሰት ሃገራዊ ድሕንነቱን ልኡላውነቱን ግዝኣታዊ ሓድነቱን ብዘይምግዳስ ክጸንሕ ዓቕሚ ከምዘይብሉ እቶም ጀነራል ኣስሚሮምሉ። ጀነራል ባጫ ንፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ንነዊሕ እዋን ዝጸንሐ ስትራተጂካዊ ህርፋን ንኢትዮጵያ ንምድኻም፡ ንምብታንን ፖለቲካዊ ጽልዋ ንምጽላውን ከምዘይገደፎ ብትሪ ነቒፉ። ከምዚ ዝኣመሰለ እኩይ ተግባራት ክልተኣዊ ግጭት ጥራይ ዘይኮነ፡ ንፖለቲካዊ ኣቃውማ መላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዓመጽ ንምርግጋእ ዝግበር ሓደገኛ ፈተነ ምዃኑ ኣመልኪቱ። ኣብ ጽሑፎም መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ብቕጽበት ካብ መሬት ኢትዮጵያ ኣውጺኡ ኢድ ኣእታውነቱ እንተዘየቋሪጹ፡ ኢትዮጵያ ልኡላውነታ ንምርግጋጽ “ሕጋዊ መሰል ርእሰ-ምክልኻል” ክትጥቀም ከም እትግደድ ኣጠንቂቖም። እዚ መከላኸሊ ስጉምቲ’ዚ ኣብ ኤርትራ ባዕላ ናብ ምፍራስ መንግስቲን ዋላ’ውን ጃምላዊ ምዝንባልን ከስዕብ ዝኽእል ቅልውላው ከስዕብ ከምዝኽእል ኣጠንቂቖም፣ ነቲ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ዞባናን ዘሎ ሓፈሻዊ ዘይምርግጋእ ተሓተትቲ ልኡላውነት ዝጥሕሱ ኣካላት ምዃኖም ኣስሚሮምሉ።

Tigray Horizon — tgindex