ALAJE TIMES
Статистикаብሄራዊ ክብታትናን ማንነትናንን ብቅልፅምና ✊ 📱 Tigray Digital Forces 📱 @ALAJETIMES
- Последний пост
- 9 янв.
- Последнее чтение
- 14 авг.
- Постов за неделю
- 0
- Всего постов
- 20
- Тип
- открытый
- Язык
- und
- В каталоге с
- 14 авг.
- 1/24сутки в ленте
- —
- 1/48двое суток
- —
- 1/72трое суток
- —
Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.
Посты
без подписи
без подписи
без подписи
ሓይሊታት ምክልካል ትግራይ TPF ኣብ ስራሕ ኣለው✊
ብዙ ነገሮች የተበላሹት ለፈጣሪ መናገር ያለብንን ለሰው እየተናገርን ነው !! 🍿#ሼር #ሼር #በማረግ_ተባበሩን
የላምሮት አደባባይ( እውነተኛ ታሪክ )👩⏳🎓💔🌸 መቀሌ ዩኒቨርሲቲ ዋናው ጊቢ( አሪድ ) መግቢያ በር ላይ:- የፍሬሽ ተማሪ ወጉ ደርሶኝ ከትውልድ ከተማዬ ሸገር 783 ኪ.ሜ እርቄ እራሴን አገኘሁት ! ከቤተሰብ ፣ ከጓደኛ ከለመድኳቸው ልማዶቼ ሁሉ አሁን እርቄያለሁ ! 18 አመት ያልሞላኝ ጎረምሳ ህይወትን በአዲስ መልክ ላያት መቀሌ ዩኒቨርሲቲ ዋና በር ላይ ሻንጣዎቼን እየገፋሁ ተገኘሁ ። እንደኔው ፍሬሽ የሆኑ ተማሪዎች በሰልፍ ሻንጣቸውን እያስፈተሹ ወደጊቢው ይገባሉ ! ለፍተሻ ወረፋዬን እየጠበኩኝ እያለ ከመግቢያው በር ወደ ግራ ስመለከት አንድ በድንጋይ መሰል ነገር የተቀረጸ ሃውልት ትኩረቴን ሳበው ። ሻንጣዬን ባለበት ትቼ ሃውልቱን ጠጋ ብዬ አየሁት ! አንድ ጽሁፍ ብቻ እላዩ ላይ አየሁ ! " ላምሮት አደባባይ " ይላል ጽሁፉ ! ሃውልቱ በሴት ቅርጽ የተሰራ ነው ! ሌላ ሃውልቱን ገላጭ ነገር ግን አጣሁበት ! ....የምን ሃውልት ይሆን ? ...ወረፋ ደርሶኝ ሻንጣዬን አስፈትሼ ወደ ጊቢው ቅጥር ገባሁ ! በዚህችው ቅጽበት " ሀ " ብዬ ኑሮን በመቀሌ ዩኒቨርስቲን ጀመርኩት ! ....... ቀን አንድ ...... ህይወት ግን ይቀጥላል አይገርምምም ? ከቤቴና ከቤተሰቤ እርቄ ኑሮዬን ከተለያየ የኢትዮጲያ ክፍል ከመጡ ጎረምሶች ጋር አደረኩ ። ሁሉ ብርቁ ነበርኩኝ :- እዛው በዛው ወዳጆች አፈራሁ ። ቀን ቀንን ቆጠረ :- አይገርምም ፍሬሽ ጦ'ጣ እንዳልተባልን ፣ ግዜ ጌታ ከአዲስ ተማሪነት ወደ አሮጌ ተማሪነት ቀየረን ። አንደኛ አመት አልፎ ወደ ሁለት ሶስት እያለ :- በዛች አጭር ግዜ ስንቱን አየነው ? ይገርመኛል ሳስበው ያንን ግዜ :- ትኩስ ወጣትነት :- ልበ ሙሉነት ፣ ደፋርነት :- ምን ይሉኝን አለመፍራት :- ከፍታ ዝቅታ ብቻ ብዙ ብዙ የማይረሱ ትዝታዎች ። ህይወት ተፈተነ .... ብዙ ብዙ በህይወቴ ሆነ .....እዛ ጊቢ ውስጥ እራ'ሴን ለማጥፋት ሁሉ ሚያስመኝ ግዜ አሳልፌያለሁ አይገርምም ? አይ ልጅነት ። እና ደሞ በደስታ ጮቤ የረገጥኩበትም ግዜ ብዙ ነበር በመቀሌ ካምፓስ ቆይታዬ ....ብዙ ውርቅ የሆኑ የልብ ወዳጆች አፈራሁ .... የቅርቤ ያልኳቸውንም እሩቅ አደረገብኝ የጊቢ ህይወት ..... ምን ያልሞከርኩት ነገር ነበር ? .....ብቻ ግን አንዱ አንዱን እየተካ ፣ ግዜ እየነጎደ " ሀ "ብዬ እንደጀመርኩ መመረቂያዬ ቀን ደረሰ ! አይገርምም ጊቢ ስገባ ከቤተሰብ መራቅ ሞ'ት መስሎ ነበር የተሰማኝ ። በጣም የገረመኝ ደሞ ትምህርቴን ጨርሼ ወደ ቤቴ ልሄድ መሆኑን ሳውቅ :- ድጋሚ ባዶነት ተሰማኝ ። ምክኒያቱም የጊቢ ህይወት እስኪለመድ እንጂ ከተለመደ በኻላ ለመላቀቅ ፈተና ነው :- ከህይወት ጋር ተዋህዷልና መቼም በቀላሉ አይወጣም ። ለአመታት እንደወንድምና እህት ጓደኛ አብሮ ካሳለፉት ጀማ ጋር መራራቅ ህመም አለውና ። ብቻ የቁርጥ ቀኑ መጣ :- ልንመረቅ አንድ ቀን ቀረን :- እንኳን ደስ አላችሁ ሊባልልን ሃያ አራት ሰአት ማይሞላ ግዜ ብቻ ። ጊቢ ቀይረን አዲሃቂ ካንፓስ የገባን ቢሆንም ባጋጣሚ ወደ ዋናው ጊቢ በጉዳይ ሄድኩኝ :- እናም የመጀመሪያ ቀን ዩኒቨርስቲውን ስረግጥ ሻንጣ እየጎተትኩ የተገኘሁበት እዛ ቦታ ሄጄ ቁጭ አልኩኝ ! ላምሮት አደባባይ ጋር ። የካንፓስ ቆይታዬን ልመዝነው ..... ትዝታዬን ልቋጨው ልሰናበተው ። ላምሮት አደባባይ ግን ምንድን ነው ? አሁን አዲስ ተማሪ አይደለሁም ! ልመረቅ አንድ ቀን ነው የቀረኝ ስለ ላምሮት አደባባይ :- ከኔ የቀደሙት የነገሩኝን ብጥስጣሽ ታሪክ ቀጣጥዬ ማውራት እችላለሁ ! በእርግጥ በጊቢ ታሪክ ወሬ በቅብብሎሽ ነው ከድሮ ተማሪዎች እንደ አፈ ታሪክ እየተቀጣጠለ ሚደርሰው :- ላምሮት የኛ ግዜ ተማሪ አይደለችም :- በአመታት ምትቀድመን የነበረች ተማሪ ናት ። ስለዚህም በዛ ግዜ የነበሩ ተማሪዎች የነገሩን ታሪክ ተዋርሶ እኛ ጋር ደርሷል ። ላምሮት ማናት ? ለምንስ በስሟ ሃውልት ተሰራላት ? ቀደምት ተማሪዎች እንደወረደ እንዲህ ነው የነገሩን ። ላምሮት :- ሰቃይ ( ጂኒየስ ) ተማሪ ነበረች አሉ ። እዚሁ ዋናው የዩንቨርሲቲው ጊቢ ( አሪድ ) ትማር ነበር ! ቆንጆና ተግባቢም ናት እንደሰማሁት ! አንድ አስተማሪ እንደውም ወደድ'ኩሽ ከነፍኩ'ልሽ :- ፍቅሬን ተቀብለሽ :- እሺ ካላልሽኝ ውጤ'ትሽን አበላሸ'ዋለሁ ምናምን እያለ ያማ'ርራት ነበር አሉ ! ይሄን ተቋቁማ ለአራት ይሁን ለአምስት አመት ተምራ የምርቃቷ ቀን ወደ አዳራሽ ለመሄድ እየተዘገጃጀች የጋወኗ ቁልፍ በስርአት አልገጥም ብሏት :- ለጋወኗ ማያያዣ መርፌ ቁልፍ ልትገዛ ( የቀደሙት እንዳሉኝ) ጋወኗን እንዳደረገች፣ መነሳንሷን ከአናቷ ደፍታው ከዋናው ጊቢ በር አስፓልቱን ተሻግሮ ወዳለ ሱቅ እየሄደች ድንገት መኪና ገጭ'ቷት ለአመታት የተማረችበት በር ላይ ህይወቷን አጣች .... አይገርምም ? ይህቺ ልጅ ላምሮት ትባላለች ! አያሳዝንም ታሪኳ ? ያ ሁሉ እሩጫዋ ፣ ያ ሁሉ መባከኗ ስንቱን የሆነችለት ደ'ም እንባ ያለቀሰችለት ትምህርት ለካንስ እዚህ ድረስ ነበር ውሉ !!!! ቤተሰቦቿ ሊያስመርቋት ተሰብስበው መተው የልጃቸውን ሬ'ሳ ይዘው ተመለሱ ...እናም እላችኻለሁ ቀደምት ተማሪዎች እንደነገሩን :- የላምሮት ታሪክ ይሄው ነው ! ...... ዩንቨርስቲውም ለመታሰቢያ ሃውልት በሩ ላይ አሰራላት ! ዋናው ጊቢ በር ላይ ! ሁሉም ሰው ሲወጣ ሲገባ ሃውልቷን ያየዋል ። ቦታውም በተለምዶ ላምሮት አደባባይ ተባለ ። እኔም ለአመታት ከተማርኩት ትምህርት ይልቅ የላምሮት ታሪክ በብዙ አስተማረኝ ! ምን ተማርኩ ? ህይወት አጭር ናት የምወዳችሁ ! ጤዛ ነው አይተነው እያለ :- ወይም እያየነው ድንገት ሙሽሽ ስልብ የሚል ጉም ነው ! ይሄ ገባኝ ! ብዙ የለፋንለት ፣ ተጠንቅቀን የገነባነው እንደ እንቧይ ካብ ድንገት ሊናድ ይችላል ። ከሰማይ በታች አዲስ ነገር ወፍ የለችም እዚህ ምድር ላይ !ሁሉም ነገር ከንቱ የከንቱ ከንቱ ነው :- ንፋስንም እንደመከተል ነው ። .... ሰዎችዬ አዲስ ቀን ሲሰፈርልን :- ለመልካምነት እንዘርጋ ሌላው ሁሉ የምድር ጌጥ እረጋፊ ነው ! መልካምነት ያስጊጠን ! በእያንዳንዱ እርምጃችን :- ተቆጥሮ በተሰጠን ትንፋሽ :- የቀናውን ፣ ያማረውን ፣ ሰው ሰው ሚሸተውን ወርቅ እንቁ የሆነውን መልካሙን ስብእናችንን ኖረነው እንለፍ ። የሰው ልጅ በቀጣዩ ሰከንድ ምን እንደሚገጥመው ማያውቅ ምስኪን ፍጥረት ነውና :- ሰው ሆነን እንለፍ ። በመልካምነት ምንወሳ እንሁን :- መልካም እሁድ ። እንደጀማሪ ሰባኪ ምክር አበዛሁ አ ? አፉ በሉኝ ። ✒️ጽሁፍ ✍️ Sami Fanta ( ላይክ ፣ ኮመንት ፣ሼር እንዳይረሳ 💛💛💛 ) 🍿#ሼር #ሼር #በማረግ_ተባበሩን
👆👆👆👆👆👆👆👆👆 ናብ እሱር ቤት ከይኣተኻ ኣይትትኣሰር። ኣንብብ ኣይትፍራሕ see more ውቃዕ! √ ከይትእሰር ክንደይ ግዜ ትፈርሕ ትኾን። በቲ ጥቃ እሱር ቤት ክትሓልፍ ከለኻ እንታይ ይስምዐኻ? ወድኺ እንተትኣሲሩ ግደፍዮ። ሰብኣይኪ ወይ ሰበይትኻ ክእሰሩ ከለዉ እማ ናብ ፅሉል ትቅየር ትኾን በቃ። ኣይትፍራሕ እሱር ቤት ኣብ ገዛኻ ኣሎ ። √ ንስኻ ባዕልኻ ትፈጥሮም እሱር ቤታት ይገዱ። ንስኺ ባዕልኺ ዝሃነፅክዮም ወኽኒ ቤታት ይጭክኑ። ሕልናኻ ቀቲሎ እዮም ዕላማኻ ዘምክኑ። ኣረ ናብ ፅሉል ይቅይሩ። √ ሕድ ሕድ ሰብ በዚ ተስማዕማዕ ። እዚኦም ሕድ ሕድ ሰብ ባዕሉ ዝፈጥሮም ብፀልማት ዝተውሓጡ ሕድ ሕድ ገዛ ኣንኮሕኲሖም ዝኣተዉ እሱር ቤታት እዮም። 1.ከይብሉኒ ኣይትበል። ድሌትካ ከይትረክብ ዝገብር ቀናእ እሱር ቤት እዩ። ከይብሉኒ እናበልካ ሕልናኻ ኣሲርካ ኣይትዝር ። ከይብሉኒ ስለ ዝበልካ ምባል ኣይተትርፍን።ኣንታ ወዲ ግደፍ ባዕልኻ ንባዕልካ ኣይትዓፍን። 2. ኣይክእሎን እየ ኣይትበል። ንኸይትማሃር ፣ ንኸይት ሓስብ ዓጊቱ ዝሕዝ ሓያል እሱር ቤት እዩ። ኣይክእሎን እየ እንተ ኢልካ ትኽእሎ እውን ኣይትኽእሎን በቃ ሕልናኻ ሞይቱ ያ። 3. ከይትጋገ ኣይትፍራሕ። ንኸይትዕወት ጋሪዱ ዝሕዘካ ንሕስያ ዘይብሉ ሻምፔን ከይትኾን ዝሓፅር እሱር ቤት እዩ። ሓሲብካዮ ዲኻ ሻምፔን እንተዘይኮይንካ እኮ ወርቂ ሜዲልያ እዩ ኸምልጠካ። ወይ ጣጣ ። 4. ካብ ሰብ ኣይትፀበ። እዚ እቲ ሓደገኛ ዓቅምኻ ቀቲሉ ራእን ሕልምን ዘይብልካ ድኹም ሰብ ዝገብረካ ካብ ሰውራ ዘይንእስ እሱር ቤት እዩ። 5.ኣብ ጣዕሳ ምንባር። እዚ ሓዱሽ ሂወት ንኸይትፈጥር ኣብ ክሳድካ ዝተፀመደ ዘይብጦስ ካቦ እዩ። ኣብ ሕልሚ ቀትሪ ዘንብረካ ጨካን ኣብ ጎደናታት ዝርከቡ ዝወዳደቁ ሃይላንድ እናረጋሕኻ ክትከድ ዝገብር ንሕስያ ዘይብሉ ባዕልኻ ትፈጥሮ እሱር ቤት እዩ። # እሞ ኻብዙይ ዝዓቢ እስር ቤት ድኣ ኣበይ ኣሎ። በዚኦም ከይትእሰር ፍራሕ ። ናብ እሱር ከይኣተኻ ኣይትትኣሰር። እስኪ ገለ በለኒ ኣብ ኮመንት። ንስኺ እውን ሓበሬታ ሃብኒ ካሊእ እውን ክፅሕፍ እየ ዝደሊ። ሰላም!
без подписи
✅ በቻይና ውስጥ እጅግ ባለጸጋ የሆነው “ጃክ ማ” ሲሆን 39 ቢሊዮን ዶላር የሚገመት ሀብት አለው። ጃክ ማ እንዲህ ይላል፡- ‘’ ገንዘብና ሙዝን ከዝንጀሮዎች ፊት ብታስቀምጥ ዝንጀሮዎች ሙዙን ይመርጣሉ። ምክንያቱም ገንዘብ ብዙ ሙዝ እንደሚገዛ አያውቁም! ✅ አብዛኛው ሰው ላይ ተመሳሳይ ሙከራ ብታደርጉና በአንድ የተወሰነ የግል ስራ (ቢዝነስ) እና በወር ደመወዝ መካከል ምርጫቸው ምን እንደሆነ ብትጠይቁ አብዛኛው ሰው ወርሃዊ ደመወዝ ያለው ስራን ይመርጣል። ምክንያቱም ትንሽም ቢሆን የግል ስራ (ቢዝነስ) ከወርሃዊ ደሞዝ የበለጠ ገቢ እንደሚያመጣ እና ህይወት የሚቀይረው ይህ እንደሆነ ስለማያውቁ ነው። ✅ ሰዎችን ለድህነት ከሚዳርጉት ነገሮች አንዱ ከግል ስራ (ቢዝነስ) የሚመጡትን እድሎች ማየት አለመቻላቸው ነው። ምክንያቱም በህይወት ዘመናቸው ሁሉ በትምህርት ቤቶች የሚማሩት ስራ ማለት ሁልጊዜ ለወርሃዊ ደመወዝ መስራት መሆኑን ነው። ለራሳቸው ከመስራት ይልቅ ለሌሎች መስራትን ብቸኛ አማራጭ እንደሆነ ተምረዋል! እውነት ነው የወር ደሞዝ ከድህነት ይጠብቅሃል። ነገር ግን ሀብትን እንዳታገኝ ያደርግሃል። ✅ በህይወቴ ከጠዋቱ 2 ሰዓት እስከ 12 ሰዓት የሚሰራ ተቀጣሪ ሰው ሀብታም ሆኖ አይቼ አላውቅም።’’ ይላል ጃክ ማ። እውነት ነው እኛም አገር ያለው ነባራዊ እውነታ ይሕ ነው። ምክንያቱም ተቀጥረህ በምታገኘው የወር ደመወዝ ሀብት፣ ጥሪት፣ ቤት እና ራስህን ለውጠህ ሌላ ሰው መርዳት አትችልም። እርግጥ ነው የወር ደመወዝ ሲኖርህ የምትፈልገውን ማድረግ ባትችልም በገቢህ ልክ መኖርን ትለምደዋለህ። ለማንኛውም በሥራ ፍለጋ ጊዜ ከማባከን በትንሹም ቢሆን የግል ስራ የምትጀምሩበትን የሥራ ፈጠራ ሃሳብ ላይ ትኩረት ማድረግ ይገባል። 👉 ከወደዱት #ሼር በማድረግ ለሌሎች ያካፍሉ።
ፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ምክትል ኣቦ ወንበር ህወሓትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ካብ ዝሃብዎ መግለፂ ። ዝተወሰኑ ነጥብታት 🎯 እዚ ጉጅለ ጉባኤ ምክያዱ ኣይኮነን ዶ ውድብ ከድሕንስ ንውልቀ ረብሓኡ ክብል ነታ ውድብ ናብ ዘይኮነ መንቀርቀር ኣእትይዋ እዩ። 🎯 ምስ ሕጋዊ ኣፍልጦ ውድብ ተዳሒዙ ይኹን ዘሎ ሓፈሻዊ ምርድዳእ እዚ ጉጅለ እዚ ምስ ፌደራል መምግስቲ ብልዝብን ድርድርን ዝጀመርናዮም ከይድታት ኣብ ሓደ ብርኪ ናብ ሓደጋ ዘዕበየ ስራሕ ሰሪሑ ኣሎ። 🎯እዚ ጥራሕ ኣይኮነን ኣዚ ጉጅለ ኣብ ዘይሕጋዊ ጉባኤኡ ብላዕለዎት ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኣቢሉ ንኩሉ ዓይነት ጎንጺ ክንዳሎ ኣለና፣ንኩሉ ዓይነት ዕጽዋን ክባን ክንዳሎ ኣለና፣ንዝመጽእ ዝኾነ ይኹን ጽእንቶ ክንዳሎ ኣለና፣ጸላእትና ስለዘይድቁስልና ህዝቢ ትግራይ ንዝኾነ ይኹን ክባን ዕጽዋን ክዳሎ ኣለዎ፣ ህዝብና ንዘይትወደእ መኸተ ክዳሎ ኣለዎ ይብል ከምዘሎ 🎯እዚ ጉጅለ ምስ ናይ ጊዝያዊ ምምሕዳር ስልጣን ንምሓዝ ኣንጻር ረብሓ ህዝቢ ትግራይን ፌደራል መንግስትን ምስ ዝተሰልፉ ሓይልታት ተወዲበ ጽእንቶ ክፈጥር እየ ኢሉ ይሰርሕ ኣሎ። 🎯እዚ ሓይሊ እዚ ምስ ናይ ወጻኢ ሓይሊ ኮይነ ናይ ትግራይ ሰላም ክዘርግ እየ ኣብ ዝብለሉ ናይ ትግራይ ሰላም ናይ ምሕላው ሃላፍነት ስለዘለና ልዕሊ ኩሉ ሓይልታት ጸጥታ ትግራይ ኣብዚ ጉዳይ ካብ ዝኾነ ፖለቲካዊ ኣሰላልፋ #ናፃ ኮይኖም ቀይሕ መስመር ተሰሚሩ ናብ ዕግርግር ንኣቱወሉ መንገዲ ከይህሉ መንግስቲ ይሰርሕ ኣሎ። 🎯ሕገ ደንቢ ህወሓትን ካልኦት ደንቢታትን ዘየማልአ ወድዓዊ ኩነታት ትግራይ ኣብ ግምት ዘየእተወን ጉባኤ እዩ። Desye Ashenafi
без подписи
መን መርዓት ምስበለክን ኢኽን ትኩሓላ! ንባዕሉ ሕጋዊ ዘይኮነ ጉባኤ ተመሊሱ ብሽም ህወሓት ዝንቀሳቐስ ሓይሊ ከይህሉ ኢሉ ንምውሳን ዘኽእል ናይ ሕጊ ኮነ ናይ ሞራል መሰረት የብሉን። ከንቱ ባህጊ! ብማእኸላይ ኮሚቴኡ ተቓውሞ ዝገጠሞ፣ ማእኸላይ ቁፅፅር ኮሚሽን ዝነፀጎ፣ ቦርድ መረፃ እታ ሃገር ኣይፈልጠካን ዝበሎ፣ ንናይ ባዕሉ ሕገ ደንብን ናይ ኣሰራርሓ መምርሕን ተገዛኣይ ዘይኮነ ሕጋዊነት ዘይብሉ ጉባኤ ሕዚ ተመልሱ ናይ ካልኦት ምንቅስቓስ ክዓግት ማይ ይዓኩት ኣሎ። ጉጅለ ኣደመ እቲ ጉባኤ ከይተዛዘመን ይስምረ ኣይስመር ብዘየገድስ ኣመራርሓ ከይመረፀን ብከምዚ ዓፈና ዝጀመረ ስልጣን እንተዝረክብ እንታይ ንምስራሕ ከምዝዓለመ ዘርኢ እውን እዩ። ✍️Desye Ashenafi
ገራሚ እዩ🤷🏽♂️ ትማሊ ኣብ ዝነበረ ናይ ጉጅለ ምይይጥ ካብ ዝተልዓሉ ሓሳባት:- * ካብ ብሕዚ ምስ ኢትዮጵያ ትባሃል ዓዲ ምቕፃል ዘይካኣልን ዘይሕሰብን እዩ። * ብኹሉ ነገር ተዳሊና ኢና ድሕሪ ጉባኤ ንዝመፅእ ኹሉ ዓይነት ነገር ንምምካት ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ኣለና። * ማእኸላይ መንግስቲ ክገብራ ዝኽእል ግልጋሎት (በጀት፣ ባንኪ፣ አውሮፕላን፣ ቴሌ ወዘተ) ምዕፃው እዩ። እዚ ድማ ለሚድናዮ ኢና። ዕፅዋ ድማ ምስ ህዝብና ኾይንና ክንምክቶ ኢና። * ዕፃና ምስ ኤርትራ መንግስቲ እዩ። ናይ ሓባር ምንቅስቓስ እውን ጀሚርና ኣለና ዝብሉን ካልኦት ሰላምን ውዕሊ ፕሪቶርያ ናብ ሓደጋ ዘእቱ ርኢቶታት ብኣመራርሓ የሕልፉ ምህላዎም ተፈሊጡ አሎ። ★ኣብዝሓ ጉባኤተኛ ኣብ ከቢድ ድንጋፀ እዩ ዘሎ። ብዙሓት አብቲ ዘይሕጋዊ ጉባኤ ተደናጊሮም ክሳተፉ ዝኣተው ኣባላት ድማ ኣብቲ መድረኽ ዝሓልፍ ዘሎ ሓደገኛ መልእኽቲ ኣስጊእዎም ገዲፈምዎ ንምውፃእ ይዳለዉ ከምዘለዉ ንምፍላጥ ተኻኢሉ ኣሎ ✍️ mezeker Abedi
ናይ ትግራይ መራሒ ነዚ ናይ ሕዚ ወለዶ ዝምጥን ብቕዓት ዘለዎ ፕረዚዳንት ጌታቸው ጥራሕ እዩ period !!💪💪💪
#እዚ ውሳነ ተግባራዊ ንክኾን ኩሉ ዝክኣሎ ይግበር!! ምምሕዳር ወረዳ #ራያ ጨርጨር 11 ኢንቨስተራት #ሙሉእ ብሙሉእ መሬቶም ንክምንጠሉ ብምውሳን ናብ ዞባን ክልልን ሪፖርት ምግባሩ ገሊጹ። እቲ ምምሕዳር ብ 08/ሚያዝያ 2016ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ናይ ኣመራርሓ መድረኽ ኣማኢት ሄክታር መሬት ወሲዶም ዘየልምዑ #ኢንቨስተራት ዝምልከት እዩ ወሳነ ብምዕራፍ ሪፖርት ዝገበረ። ኣብ ራያ ዓዘቦን ጨርጨርን ዝርከቡ ኢንቨስተራት ዘለውሉ ኩነታት ዝፍትሽ ብብርኪ ወረዳን ክልል ኮሚቴታት ተጣይሹ ቁፅጽር፣ ክትትልን ዑደትን ዝተገብረ ምኻኑ ዝፍለጥ እዩ። ኣብ ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ዝርከቡ 56 ኢንቨስተራት ነቶም 45 ዘለውሉ ኩነታት ብምፍታሽ እዩ ዝተፈላለዩ ወሳነታት ዝወሰነ። እቶም ዝተረፉ ኣብ ትሕቲ ወረርቲ ሓይልታት ስለዝነበሩ ዘለውሉ ኩነታት ኣይተፈተሸን። በቲ ናይ ወረዳ ውሳነ መሰረት 11 #ሙሉእ ብሙሉእ ተመንጢሎም ንምንእሰይ ንክዕደልን #ሳቫናን፥ #ኣላሙዲንን ብፍርቂ ንክምንጠሉን 16 ብመጠንቀቕታ ን6ወርሒ ንክርኣዩን 17 ድማ ብዘለውሉ ንክጽሉ እዩም ወሲኖም። #ሙሉእ ብሙሉእ ንክምንጠሉ ዝተወሰነሎም ኡንቨስተራት 1. ብርሃነ ፀጋይ 2. ሃይሉ ሓድስ 3. ነጋሲ ገ/ገርግስ 4. ዳንኤል ካልኣዩ 5. ኣስመላሽ ኣበበ 6. መልካም ግደይ 7. በርዎ ትሬዲንግ ወ/ሰንበት 8. ኣይፈራሕ ኣባተ 9. ጓል ግራንደ 10. መስፍን ግርማይ 11. ኩችነል #ብፍርቂ (50%) ንክምንጠሉ ዝተወሰነሎም 1. ኣልሚኮ ኣላሙዲ 50% 250 ሄ/ር 2. ሳቫና 50% 225 ሄክታር #ብመጠንቀቕታ ን 6 ወርሒ ዝቅጽሉ 1. በላይ ጠዓመ 2. ሰይፈ ሃ/ስላሰ 3. ተስፋይ ሃይሉ 4. ኪሮስ ባራኪ 5. ብርሃኑ ኪሮስ 6. ሓጎስ መሓሪ 7. ብርሃኑ ፃዲቕ 8. ሃፍቱ በርሀ 9. ኣባይ ኣብርሃ 10. ጥዑማይ ታረቀ 10ሄ/ር 11. ገ/ሂወት 10 ሄ/ር 12. ሃለቃ በርሀ 13. ሃፍታሙ ባይርኡ 10 ሄ/ር ይመንጠል ወራ 14. ብሊ ያያ 15. ገ/ሄር መዝገቦ 16. ሉሲ ማኑፋክቸሪንግ ነዚ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ እቲ ምምሕዳርን ሓደ ሓደ ዓበይቲ ዓድን ኣቦታት ሃይማኖትን ናይ ምፍርራሕን ጸለመን ምንቅስቅሳ ይግበርሎ። እዚ ውሳነ ተግባራዊ ከይኾን ብዝተፈላለዩ ኣካላት ጽእንቶ እናተገበረ ስለዝኾነን ክልል እውን ናይ ህዝቢ ሕቶ ርእዩ ንክወስን ንረባረብ። እዚ ውሳነ ተግባራዊ ንክኾን ኩሉ ዝክኣሎ ንክገብር ህዝብን ምምሕዳርን ብፍላይ ድማ መንእሰይ ፅእንቶ ክፈጥር ይግባእ። ኣብ ከቢድ ጸገም ዝርከብ ህዝብናን መንእሰይን ነዚ ዘሎ ምንቅስቃስ ተረዲኡ ክንቐሳቐስን ኣብ ቐጻሊ ድማ ናይ ራያ ዓዘቦ ዘሎ ዘይሕጋዊ ውራ መሬት ብተኸታታሊ ክነቃልዕ ኢና። Desye Ashenafi
без подписи
➽አንበሳ ባስ ውስጥ ዋሌቱን ከ( 300 )ብር ጋር በቅፅበት የተሰረቀው ግለሰብ ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ እያለ ሲጮህ ተደመጠ ➽ኢኸው ተናግሪያለሁ ! ዋሌቴን አሁን እዚሁ ነው የተሰረቅኩት ብትመልሱልኝ ይሻላችኋል አለ ። በባስ ውስጥ የተሳፈሩት ሀሉ በአንድ ጊዜ ወደ ሰውየው ዘወር ብለው ተመለከቱ ➽ሰውየው ቀጠለና አሁኑኑ ካልመለሳችሁልኝ ህዳር 14 /1993 / ዓ.ም አባቴ የሠራውን ታሪክ እደግመዋለሁ" በማለት በቁጣ ተናገረ ➽ተሳፋሪዎቹ በሙሉ በሰውየው ሁኔታ ተደናገጡ !! ሰውየው ቀጠለና አባቴ ይሙት ባሱ ሳይንቀሳቀስ ህዳር 14/1993/ የሞተውን የአባቴን ታሪክ እንዳልደግመው ለመጨረሻ ጊዜ ተናግሪያለሁ እያለ ሲዝት 5 ደቂቃ ባልሞላ ጊዜ ውስጥ ዋሌቱን ገልጦ ለማየት እንኳን ፋታ ያላገኘው ፍሬሽ ሌባ መሬት ላይ ይጥለውና እራሱ አንስቶ "ይሄው ዋሌትህ" በማለት ይመልስለታል። ➽ባሱ ውስጥ የነበሩ በእድሜ ገፋ ያሉ ተሳፋሪዎችም እሰይ ፣እሰይ ተመስገን ሊጨርሰን ነበር" እኮ እየተባበሉ አውቶብሱ ጉዞውን ቀጠለ። ➽የባሱ ተሳፋሪዎች ሰውየው መረጋጋቱን ካስተዋሉ በኋላ የ 14/1993/ ቱን ታሪክ ለመስማት ቋምጠው ነበርና ከተሳፋሪዎቹ የተወሰኑት በ 1993 ህዳር 14 አባትህ ምን ነበር ያደረጉት እባክህ በማለት ፈራ ተባ እያሉ ጠየቁት ? ➽ነፍሱን ይማረውና አባቴ ዛሬ በህይወት የለም። ነገር ግን ህዳር 14/1993/ ላይ እንዲህ እንደኔ አንበሳ ባስ ወስጥ ለመሳፈሪያ እንኳን ሳያስቀሩለት ሌቦች ገንዘቡን ሰርቁት እና ተሰወሩ ➽አባቴም ጃኬቱን እንደ እብድ እያውለበለበ ከሳር ቤት ፈረንሳይ ድረስ በእግሩ ነበር የሄደው። ➽እኔም ዛሬ ብሬን ባትመልሱልኝ ኖሮ ያው የታክሲም ስለሌለኝ በእግሬ ወደ ቤቴ በመሄድ የአባቴን ታሪክ እደግመው ነበር" ብሏቸው እርፍ፡፡
☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️☝️ ውራ መሬት #ራያ_ጨርጨር (#ኣልሚኮ_ኣላሙዲ ) ኣብ ወረዳ ራያ #ጨርጨር ጣብያ #ባግኤ ደልቦ ቁሸት ዓዲ ጎሎ ናይ መሓመድ ኣሊ #ኣላሙዲን ከምዝኾነ ዝንገርሉ ንዓመታት ተሓጺሩ ዝርከብ ናይ ሕርሻ መሬት ኣሎ። ሕርሻ መሬት #ኣልሚኮ_ኣላሙዲ ኣብ 2000 ዓ/ም እዩ መጠኑ 500 #ሄክታር መሬት ብምውሳድ ብውሱን መልክዑ ናብ ተግባር ክኣትይ ዝሞከረ። ቕድሚ ኩነታት ነዚ ናይ ሕርሻ መሬት ሓሪሱ ንምልማዕ #ትራክተራት ገዚኡ ብምእታይ ስራሕ ጀሚሩ ነይሩ። ይኹን እምበር ዝበዝሓ ትራክተራቱ ኣብ ቀፀልቲ ዓመታት ናብ ኻልኦት ናይ ሕርሻ ቦታታቱ እየን ተዛዊረን። ኣብዚ እቲ ብዙሕ ዝልዓል ሓሳብ እቲ ናይ ኢንቨስትመንት መሬት ብትኽክል ናይ #ኣላሙዲን ድዩ ዝብል እዩ። ናይዚ መረጋገፂ ድማ ኣብዚ ሐዚ እዋን "ናይ ኣላሙዲን" ኢና ናብ ስራሕ ክንኣትው ኢና ኢሎም ዝመፁን ብውሱን መልክዑ ንምልማዕ ዝሞከሩ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ #ሰባት መሽነሪ ማለት ውን #ትራክተር ካብተራ ገባር ተካርዮም ንምልማዕ ሻማ ሻማ ዝብሉ ኣለው። እዚ ጥራሕ ኣይኮነን ካብቲ መሬት ሰለስተ ርባዕ (3/4th) ገለ ሰበ-ስልጣናትን #ኣላሙዲ "ዘቐመጦም" ስራሕ መካየድቲን ብሽርክና ኾይኖም ኽረምቲ ብሄክታር ነቲ ገባር እናካረዩ ይጉሕምጩዎ ነይሮም እዩም። ነዚ እዩ እቲ መሬት ብትኽክል ናይ ኣላሙዲን ድዩ ኢልካ ክትሓትት ዝገብረካ። ካሊእ ሓደ እዋን ክልል ኣብ ዘዳለዎ ናይ #ኢንቨስትመንት መድረኽ ዝተሳተፈ ናይ መሬት ምምሕዳር #ሰራሕተኛ ኣብቲ መድረኽ "እቲ መሬት ብትኽክል ናይ መን እዩ? ብትኽክል ኣላሙዲን ይፈልጦ ድዩ? ኢሉ ሕቶ ዘቅረበ እንትኾን ዝተወሃቦ ምላሽ ድማ ነቲ ሕቶኡ ዘጠናኽርን ከም ክልል ውን ዝተቐበለዎን እዩ ነይሩ። ሐዚ ውን ከም ምምሕዳር ወረዳ ጨርጨር #ኣልሚኮ_ኣላሙዲ ኣብ ልምዓት ከምዘየለ 50% #ንክምንጠል ብምውሳን ናብ ዞባን ክልልን ሪፖርት ገይሮም ኣዩም።።ኣብቲ ከባቢ ኣብዚ እዋን እዚ ኩሉ ውልቀ-ሰባት ዝፃወቱሉ ዘለዉ፣ ተመሊሱ ናይ ሓድነትና ስግኣት ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ መሬት መዕለቢ ክረክብ ኣለዎ። ብፍላይ ኣብ ራያ ኣብ መሬት ዝተፈፀመ ማእለያ ዘይብሉ ጌጋ፣ በደል ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብ ኣለዎ። ኣላሙዲ ብርክት ዝበሉ ኣማኢት ሄክታራት መሬት ተሸንሺኑ ዝተዓደሎ ፣ ኣብ መሬት ጥር ትብል ኢንቨስትመንት ከይገበረ ኮፍ ኢሉ ክራይ ዝእክቡ ዘለው ማፀይቲ ደም መሬቶም ተሓዲጉ ንመናእሰይ እቲ ኸባቢ ክዕደል ይግባእ። መንግስታዉን ውድባውን መሓውር ከምድሌቶም ዘሽከርክሩ ገባሪ ሓዳገቲ #ጉጅለታትን ወልቀሰባትን ተሓራሲ መሬት ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ #ህዝቢ እናወረሩ #መንእሰይ ሰኣን መሬት ኣብ ሕሱም ድኽነት ንኽነብርን ኣደዳ ስደትን መከራን ንክኾን ይገብሩ ኣለው። #መሬት_ንህዝቢ ርሑስ በዓል #ፋሽጋ ንክኾነልኩም ይምነ!! ብ Desye Ashenafi
без подписи
ሰላም ክብራት ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኣመንቲ እንኳዕ ንብዓለ ትንሳኤ ብሰላም ብጥዕና ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ኣማን እምባአር ከስ ለሞዓንቲ ቀዳም ስዑር ብጓሓቱ እግዚአብሔርን ሰብ ዝፈትዎ ክላላይሶ እልና ፁቡቅ ስራሕ ጀምርና ታይ እዩ እቲ ስራሕ ክትብሉ ትህልዩ እምብኣይስ ከምዚ ንፈልጦም ሽፈራት መንእሰይ ከተማና ዝኾኑ እቶም ሕማቅ ንዝበፅሖም ኣለናልኩም ንቤተ ክርስቲያን ኣዉፅኡ ኣለና ዝብሉ ለሞዓንቲ እዉን ብናይ ባዕሎም ሓሳብ ንፁጉማትን ኣረጓጉቲ ጠዋሪ ዘይብሎም ዝኾኑ ወገናትና ብታዓቅሞም ዝፈቀዶ ዓሰርተ ኣርባዕተ|14000|ሽሕ ቅርሺ ኣተኣኻኺቦም ብሽፈር ጎይቶኦም ታረቀ ዝላኣኽዎ ገንዘብ ንዒስራን ሸሞንተን ዝተፀገማን/ሙ/ ወገናት ክኪ ሓሙሽተ ሚኢቲ(500)ንሓደ ፁጉም እናዞርና ሂብና ኣለና ካብቶም ዝሃብናዮም ስም ዝርዝሮም ድማ እዚኦም ይመስሉ 1, ብርሃኑ ተላ 15,ማማ ባሃፍታ 2, ኪሮስ ወ|ስላሴ 16, ኣማረች ገ|ተኽለ 3, ማሚት ሃደራ 17, ከበዱ ደስታ 4, ኣባዲት ፀጋይ 18, ሸፈና መሰለ 5, ማማ ሃሪፈያ 19, ሽኽሙ በርሀ 6, ኣበባ ፀጋይ 20, ኣኸዛ ደስታ 7, ማዓሩ 21,የሻለም ሓለፎም 8, ሸዊት ሰነ 22, ማማ ብርሃነ 9, ካሕሱ 23, ስንዳዮ ባሻይ 10, ተስፈይ ድርባ 24, መብራህተ ተገኝ 11, ማማ ኣልጋነሽ 25, ዋግነሽ ብቁልቲ 12, መሰሉ ቲቶ 26, ኣለማዮ ፖልዮ 13, እነ ለተኪሮስ 27, ወርቄ 14, ገ|መድህን ገ|ተኽለ 28, ብሃፍታ ፀጋይ ዝተብሃሉ ወገናት ሓጊዝና ኣለና ንቀፃሊ ድማ ኸዚ ዝሓገዝኩሙን ዘይሰማዕኹሙን ብሓባር ኮይንኹም ካብ ናይ ሎሚ ብዝበለፀ ዝተረፈና ፅጉማት እዉን ስለዘለዉ ተሓባቢርኩም ክትቅፁሉሉ ተስፈ ይገብር ኣፈወርቂ ገብረመስቀል ሓየሎም ሃፍቱ ጎይትኦም ታረቀ