tgindex
𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

СтатОстОка

ምድሚ ፅዬን ዓዲ ቀዶሞት ትግራይ ዓባይ ኩሉ እቲ ሕማቅኪ ካባኺ ይርሓቕ። ፁፁይ ሓበሬታ ብእዋኑ ካብ ማህደር ቅያ @mahderkiya ርኞቡ። ዝኟነ ሓበሬታ (ሪኢቶ) ብዉሜጢ መስመር ክትልእኩልና እንትደሊኩም ➻ @mahdernabot ቊት ሰደዱልና 🙏 𝐉𝐚𝐢𝐧 𝐔𝐬: https://t.me/mahderkiya 𝐅𝐚𝐜𝐞𝐛𝐚𝐚𝐀: fb.me/mahderkiyana

ППслеЎМОй пПст
17 яМв. 2025 г.
ППслеЎМее чтеМОе
15 авг.
ППстПв за МеЎелю
0
ВсегП пПстПв
20
ТОп
Пткрытый
Язык
ti
КатегПрОя
НПвПстО О СМИ (пП пПхПжОЌ)
В каталПге с
15 авг.
ППЎпОсчОкО
2 899
+1 за 3 ЎМ.
СуткО
0
0,00%
НеЎеля
—
 
Месяц
—
 
ПрПсЌПтрПв Ма пПст
3 454
20 пПстПв
ВПвлечёММПсть
119,1%
к пПЎпОсчОкаЌ
ППстПв в ЎеМь
0,0
всегП 20
УпПЌОМаМОй
0
каМалПв
Охват разЌещеМОя
ПцеМка
1/24суткО в леМте
—
1/48ЎвПе сутПк
—
1/72трПе сутПк
—

ОцеМка пП прПсЌПтраЌ МеЎавМОх пПстПв: пПст МабОрает пПчтО всё за первые суткО.

ППсты

  • ◍ ◍ ◍ እጅግ ዘግናኝ . . . ዹሰው ክብር፣ ዹወላጅ ክብር እና ዚሰውነት ርህሬሄ እና መንፈስ ያልፈጠሚላ቞ው። ትናንት በትግራይ ተንጋግተው ገብተው ዚፈፀሙት ዛሬም በተለያዩ ሚስኪን ዚኊሮሞ ገበሬ እዚፈፀሙት ይገኛሉ። ዕድምያቹ ኹ22 ዓመት በላይ ዚሆናቹ ብቻ እዩትፀ አንድ ወጣት በወላጆቹ ፊት በኊሮሚያ ልዩ ሃይል ሲገደል ዚሚያሳይ ነው!! ወላጆቹ እጅግ ያሳዝናሉ . . . @mahderkiya #Share . . . T.me/mahderkiya

  • ኣዲስ አበባ ዚእሳት አደጋ አጋጥሞ በኹፍተኛ ሁኔታ እዚነደደ ይገኛል። ዚብልፅግናው መንግስት ይህ በተደጋጋሚ እዚተፈጠሚ ያለውን ዚእሳት አደጋ አፈጣኝ መፍትሄ ሊያደርግለት ይገባል። ኚሰባ ደሹጃ በስተጀርባ አኚባቢ ያለው ነው @mahderkiya

  • ◍ ◍ ◍ ሩሲያ በዩክሬን ላይ ለመጀመሪያ ጊዜ ዹአህጉር አቋራጭ ሚሳዔል ጥቃት መፈጾሟን ኪዬቭ አስታውቃለቜ፡፡ ጥቃቱ ዩክሬን በአሜሪካ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ይሁንታ በአሜሪካ ሰራሜ ሚሳኀሎቜ በሩሲያ ላይ ለፈጞመቜው ጥቃት ዹአጾፋ ምላሜ መሆኑ ተገልጿል፡፡ ዹአህጉር አቋራጭ ሚሳዔል ጥቃቱ ዚሩሲያ- ዩክሬን ጊርነት ኹተጀመሹ ወዲህ በአይነቱ ዚመጀመሪያ ነው ተብሏል፡፡ ዚዩክሬን ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዜለንስኪ÷ሩሲያ በዛሬው ዕለት አዲስ ዚሮኬት አይነት ወደ ዩክሬን ማስወንጚፏን አሚጋግጠዋል፡፡ ሮኬቱም ዹአህጉር አቋራጭ ሚሳዔል ባህሪያት እንዳሉት ፕሬዚቱዳንቱ መናገራ቞ውን ቢቢሲ በዘገባው አመላክቷል፡፡ በሌላ በኩል ሩሲያ ወደ ዩክሬን ያስወነጚፈቜው ዚባላስቲክ ሚሳዔል ሳይሆን እንዳልቀሚ ስማ቞ው ያልተጠቀሱ ምዕራባውያን ባለስልጣናት መግለጻ቞ው ተጠቁሟል፡፡

  • ይህ ወጣት ልጅ በሰላሌ እንዲህ በጭካኔ ተገድለዋል - እጅግ ያሳዝናል። ፈጣሪ ነብሱን ይማሚው።

  • አይነስምዕን ኢልና ሃሊኜና እምበር ካብ ዝንገሹና እኮ ፀኒሑ እዩ። በዓል ወዲ መሓሪ ዓገግ ኢሎም ብዛዕባ እዞም ሩሙሳት ባህርን ሕመቅን ተዛሪቊም ንሕና አይሰማዕናዬምን፣ አይሓገዝናዬምን፣ እኳ ድአስ አዕቢዶሞ?? T.me/mahderkiya #Share . . .

  • ብህውኚትን ዱሑር ፖለቲካዊ አካይዳን ዝፍጠር ለውጢ ዚለን፣ ትግራይ መሰሚታዊ ሕቶ ብፍትሓዊ መንገዲ ዝሓተላን ዝምልሰላን እያ ትደሊ። ትግራይ ብጉጅለን ብአውያትን ብጫውጫውን እትፈትሖ ፀገም ዚለን። ወለድና ካብቶም ውሑዳት ተበላለፅቲ ክነድሕነን ይግባእ። እዚ ሎሚ ኣብ ዓድግራት ክርብሻ ዝወዓላሉ አባት እቲ ሓንሻሺ ጉጅለ አሰዚን። ንሓግዘን ንወለድና!!

  • ስታሊን ግን ትኞዶ ዶ ኣላ ሓቀይ? ትማሊ ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ናይ ዝኟኑ ዑጡቋት ፋኖን ሻዕብያይ ዋና አጋፋሪ ምዃኑ ተገሪምና ኚይወዳእና ሐዚ ድማ ኚምቲ ናይ አፍሪካዊ ሰብአይ "ናይ ግምት በዓል ስልጣናት ናይ ወሲብ ቪድዮ ኮምፒዩተሚይ መሊእዎ እዩ ግን ንትግራይ ክብል share አይገበሮን" ይብል ኣሎ። ኢዶእ?? በቃ ፅልልል ...

  • በሰሜን ወሎ ዹቆቩ ኹተማ ብልፅግና ፓርቲ ፅህፈት ቀት ሃላፊ ዚነበሩት ደርቀ በለጠ ዛሬ ሚፋድ ላይ በተተኮሰባ቞ው ጥይት ህይወታ቞ው ማለፉን ዹደሹሰን መሹጃ ያመላክታል። ነፍስ ይማር❗ @mahderkiya

  • ◍ ◍ ◍ አፍሪካቜን . . . ምቅናይ ምቅናይ ኩሉ ንምርአይ ዶ በሎ ዶ/ር ኣርቲስት ኪሮስ ኣለማዬ - ኹተሰነበተ ብዙ ይሰማል ዝዙም ይታያል። ዚኢኳቶርያል ጊኒ ሰውዹው - ኹ400 ዚባለስልጣን ሎቶቜ እና እህቶቜ እንዎት በመስርያቀቱ እና በዚኮሪዶሩ ጥግ ያማግጣ቞ዋል ብለን ተገርመን ሳንጚርስ ሚስቱም ተደገመቜ:- ሰውዹው ለካ ዹሰው ወጥ ሲያማስል፣ ዚቀቱ ወጥ ሌሎቜ እያማሰሉበት ነበር፣ ትናንት በወጣው ዚሚስቱ አስገራሚ ቪድዬ ደግሞ ዚሷም 400 ወንዶቜ ባይደርሱም በተወሰኑ ስትቀመጚል ነበር። ለማነኛውም ሰውዹው ትልቅ ባለስልጣን እንደደመሆኑ መጠንፀ ኹዚህ በፊት በነበሩ ዚአፍሪካ ህብሚት ስብሰባ አዲስ አበባ መጥቶ ነበር እንዎ? #Share . . . T.me/mahderkiya

  • ኣፍሪካ 😂🀔🀔 ህዝቊቜዋ እና መሪዎቜዋ ምን ጉድ ነው እናንተዚ - ኢኳቶርያል ጊኒ ኣንድ ዚፋይናይስ ሎኩሪቲ ሃላፊ ኹ450 በላይ ዚአገሪቱ ሎቶቜ እና ዚመንግስት ባለስልጣን በመስርያ ቀቱ እና በሌላ ቊታ - አጫወታ቞ው። ጉድ በል ኢኳቶርያ ጊኒ!!

  • ◍ ◍ ◍ ብመዝሙር ዶ ክፍትን ወይሰ ብመንዙማ ብማሰ ጉማዚስ ምስማዕ ኣቢኹምዋዋዋ .ኣታ ሰሎሞን ይኩኖኣምላክ T.me/mahderkiya

  • ◍ ◍ ◍ ዓኜ እንተበልካስ ጓሂ ጥራሕ ኣብ ዘመነ ወለድና ሰራዊት ትግራይ ንደርጊ ስዒሩ ንሑመራ ቕድሚ ምቁፅፃሩ ኣብ ሑመራ #ዚትግሬ መቃብር ዝበሃል ኔሩ :: ሕጂ ድማ ኣብ ዘመና #ዚትግሬ ቄራ ዝበሃል ኣሎ ትግራዋይ ዝሕሹደሉን ዝቕተለሉን ቊታ Goitom Hailessilassie

  • ◍ ◍ ◍ ኚንፈሩ በሜክኣፕ ኚመቀባት ጀምሮ ኢህወደግ ዚገነባ቞ው ሜጋ ፕሮጀክቶቜ ቀለም ለመቀባት ዹማይቩዝነው አትክልተኛው ዚብልፅግና መንግስትፀ ዚራሱ ዜጋ ናቾው ብሎ ለሚያወራላ቞ው ህዝብ ለማጥፋት በፀሃይ ብርሃን ፍጥነት በብዙ ቢልዬን ዶላር ድሮን በመግዛት እሳት ያርኚፈክፍባ቞ዋል። እንዲህ በተለያዚ ምክንያት ዚእሳት አደጋ ሲኚሰት፣ ህዝብ በሚሃብ ሲወድቅ፣ መንገግስት ሰራተኛ ርቩኛል እያለ ሲዝለፈለፍ ግን መስምያው ጥጥ ነው። ጉዳዩ አይደለምፀ እንደውም ትርፍ ህዝብ ነን ለሱ ደስ ይለዋል። ሾገር ትልቅ ኹተማ ነው - ድሮን በያይነቱ ኹሚገዛ ይልቅ - ዘመናዊ ዚእሳት ማጥፊያ ሄሊኮፕተር እንደ ኚተማፀ እንዲሁም ዘመናዊ ዚእሳት ማጥፍያ መኪና ደግሞ በዚወሚዳው ሊኖር ይገባል። ይህ በሁሉም ክልል ኹተማም ግድ ነው። ኹዚህ በፊት በመቐለ ዓዲ ሓቂ፣ በድሬዳዋ አሾዋ ገበያ ዹተኹሰተ ማስታወስ ይቻላል። #አትክልተኛው_መንግስት!! T.me/mahderkiya #Share . . .

  • без пПЎпОсО

  • መርካቶ ትናንት ማታ በተነሳው እሳት - ለመጥፋት ህዝብ ሲሚባሚብ ቢያመሜም ንብሚት እና ሂወት ግን ቀጥፈዋል።

  • ◍ ◍ ◍ መርካቶ ኹፍተኛ ዚእሳት ቃጠሎ በመነሳቱ ምክንያት በንብሚት እና በሰው ሂወት ኹፍተኛ ጉዳት እያደሚሰ አድሚዋል። መርካቶ ዚአገሪትዋ ትልቅ ገበያ ዚሚኚናወንበት ቊታ በመሆኑ ያለው ንብሚት እና ዹሚደርሰው ጉዳት መገመት ቀላል ነው። ኹዚህ በፊት በድሬዳዋ አሾዋ ገበያ ተመሳሳይ ዚእሳት ቃጠሎ ተነስቶ ሙሉ ገበያ መውደሙ ይታወቃል። ይህ ነገር ሲኚሰት አፋጣኝ መፍትሄ ዚሚወስድ እሳት ማጥፍያ መኪና በሾላሉ ዹሚገኝ መሆን ኣለበት። ግን ለምን? ለካ በወመኔ እዚተመራቜ ነው አገሪትዋ - በቀለም መቀባት እና በአትክልት ስፍራ ነው ያለው @mahderkiya #Share . . . ማህደር ቅያ | @mahderkiya

  • #ወርቂ_ትግራይ ብመን ይውሹር ኣሎ? - - - እዚ ሕቶ ንኹሉ ትግራዋይ፣ ብፍላይ ድማ ንመንሰይ ወሎዶ፣ ነቲ ጀግና ሰራዊት ትግራይ፣ ነቲ እናራአዚ ዘፅቀጠ ፖለቲኚኛ ይምልኚት። መንእሰይ ትግራይ ብውሜጥን ብደገን ብዝተደራጀው ወሚርቲ፣ ሃፍቱ እናተመንዘዐ እቲ ወርቂ ንምሕፃብ ዘድሊ ኬሚካል ድማ ንሰብን ነቲ መሬትን ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ዝገብር ፣ ሃፍቱ ምስተጓሕጎሐ ሰብን እንስሳን ዘይነብሚሉ ኚባቢ እናተፈጠሚሉ ኹም ዘይሰመዐ አፂቂጥና ንወፆ ዶ? እዚ ካብ አድያቊ፣ ጭላ፣ ወርዒ ጀሚሩ ክሳብ ኀርትራ - ዚመንፀ ብኢትዬጵያ ክሳብ ታይላንድ ዝተዘሹሰገሐ ናይ ወሚርቲ ሰንሰለት ብዋናነት መን ይመርሖ ኣሎ? ኣብ ኢትዬጵያ ብዙሕ ወርቂ ዘለዎ ኚባቢ ኣሎ፣ እንተኟነ ፌደራል እቲ ካብ ኀርትራ ዘምለጠ ወርቂ ወይ ሳፋዚር ድማ ብሚኒስትሪ መዓድን፣ ብባንኪ ንግዲ ኢትዬጵያን አቢሉ እናተቐበለ ቢልዬናት ዶላር እናሓፈሰሉ ዝርኚብ ነቲ ናይ ትግራይ እዩ። ትግራይ ዝወሃቩ ቁንጣሮ በጀት እዩ። እቲ ካብ መሬቱን ርስቱን በበመዓልቱ ዝፈስስ ዘሎ ሃፍቲ ግና ቢልዬናት ዶላራት እዩ። አብ ትግራይ ዝርኚብ ወርቂ እቲ ፁሩይ ዝበሃል (ካብ 22 ክሳብ 24 ካራት) እዩ። አብ ዕዳጋ ዓለም ሓደ ግራም ወርቂ 22 ካራት ብውሕዱ 11500 ብር ይሜዚጥ። እቲ አብ ውሜጢ 3ተ ወርሒ አብ ሜሚ ቅርንጫፍ ብባንኪ ንግዲ ጥራሕ ዝተአኹበ 13.4 ኩንታል ንአብነት ንሕሰቊ። እዚ ማለት ብካልኊት ቅርንጫፍ ዝተአኚበ፣ ብመስመር ኀርትራ ክሳብ ዹመን ዝወፅእ ዘሎ፣ አብ አክሱም፣ ባድመ፣ ወርዒ ወዘተ ዘሎ ኹዹውሓወሰ ማለት እዩ። 1 ኩንታል = 100 ኪሎ ግራም 1 ኪሎ ግራም = 1000 ግራም 13.4 ኩንታል= 1340 ኪሎ ግራም (1, 340, 000 ግራም) ካብ ሜሚ ኚባቢ ብባንኪ ንግዲ ዝተአኹበ ወርቂ እዩ። እዚ ብውሕድ ዕዳጋ ብገንዘብ እንትግበጥ ድማ ነዚ ይመስልፊ 1 ግራም ወርቂ = 11 ሜሕ ብር 1340000 ግራም = 14, 740,000,000 ብር ይኞውን። #ትግራይ:- እዚ ኹሉ ሃፍቲ ብውልቀን ብአዝዬም ዝተደራጀው ሓይልታት እንትውሚርፀ ህዝቢ ትግራይ ግን ቁራስ እንጀራ ክልምን ፎቆዶ ጉግማንጉግ ተበቲኑ ገፅ እናሚአዚ ይውዕል ኣሎ። ተጋደልትና ሰአን ሕክምና ሰንሰን ኢሎም ኣብ ሕመቅ ይርኚቡ፣ ህዝብና ልምዓት ሕልሚ ኮይንዎ ይርኚብ፣ ዝተሰደተ ህዝብና ኣብ መኚራ ይሓለሾፎ ኣሎ። ህዝበይ ናበይ እዩ ንኞዶ ዘለና፣ ይኟኖ ንስርቂ፣ ይኟኖ ንሕመቅ!! 𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ #Share . . . T.me/mahderkiya #Share . . . ማህደር ቅያ | @mahderkiya

  • без пПЎпОсО

  • ◍ ◍ ◍ ንህዝብን መንግስትን ብአግባቡ ዘዚገልግልፀ ብአንፃሩ ኣብ ክልተ ጫፍ ሹጊፁ ንመንግስትን ህዝብን አሰናጭበርበሹ ዝኞይድ ካቊ ዝሓዞ ናይ ህዝቢ ስልጣን ብዝተፀነዐ መልክዑ ክፍለ ይግባእ። እንተኟነ ነቲ ዝወርድ ዘሎ ሰብ ንምትካእ አብ ዝግበር ምደባታት ግን ሉዑል ጥንቃቐ ዚድሊ። ኩነታት ምብራቅ አፍሪካ መዓልታዊ ዝርዳእ፣ ዝተምሃሹ ንህዝቡን ዓዱን ዝሓስብ ክኾውን ይግባእ። 𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ #Share . . . #Invite

  • ◍ ◍ ◍ ሕድሕድ መሬት ትግራይ ጀጋኑ እናፍሚዚት፣ ጀጋኑ ድማ መስዋእቲ እናኞፈለት መፂአ እያፀ ሐዚ እውን ሪኢኻ ዘይምነው መላምል ትኞፍል ኣላ። ብፍላይ ካብ መወዳእታ #18ተ ክ/ዘበን ክሳብ ሐዚ ማእለያ ዘይብሎም ጀጋኑ - ሞት ዓይና አፍጢጣ እናመፀቶም እውን ኣብ መሬት ዓዶም እምቢ ንወሚርቲ፣ እምቢ ንግፍዐኛ ኢሎም መስዋእቲ ዝኾፈሉ እልፊ አእላፍ ጀጋኑ እዬም። ካብ ደጃት ተድላ ዋህድ ዝውለድ #ጥላሁን_ይግዛው እውን ካብቶም ስርዓት ንጉስ ሃይለስላሰ ሃደሜደሜ ኢሉ ንክወድቅ ተቃውሞ ሜግ ሓርነት ወሊዑ ብ19/04/1962 ዓ.ም አብ አዲስ አበባ ዝተሰወኣ ጀግና እዩ። ጥላሁን ግዛው ማእኞሉ ማይጹው ዝገበሹ አውራጃ ደቡብ ትግራይ ዘማሓድሩ ካብ ዝነበሩ ደጃት ተድላ ዋህድ ወዲ ወዶም እዩ። " ሺ ቢወለድ ሺ ነው ጉዱ አንዱ ይበቃል ተድላ ዋህዱ" ዝተበሃለሎም ሓርበኛ ትግራይ ወዲ ወዶም እዩ ዝኾውን ዘሎፀ ጥላሁን - ይግዛው - ተድላ - ገብሚዋህድ (ዋህድ)ፀ ይበሃል። #ብዝኟነ ህዝቢ ትግራይ ሐዚ እውን ነቶም ብ1960ታት ዝነበሹ ድምሚት ተሰኪሞም ካብ ሕማም ሜዋን ውሜጣዊ ድሕሚትን ዘይተላቐቍ ዕንክሊላት ኹም ጥላሁን እምቢ ንስርቂ፣ እምቢ ንሕመቅ ክብልን ግዚኡ ዝጠልቩ ኩሉ ዝተሚደኣ መሪሕነት ክፈጥርን ይግባእ። ይኮኖ ስርቂ፣ ይኟኖ ዓፈና፣ ይኮኖ ጉራን ሕሶትን፣ ይኟኖ ሙስሉይነት!! #Share 𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ