- Последний пост
- 12 авг.
- Последнее чтение
- 15 авг.
- Постов за неделю
- 6
- Всего постов
- 20
- Тип
- открытый
- Язык
- ti
- Категория
- Новости и СМИ (по похожим)
- В каталоге с
- 15 авг.
- 1/24сутки в ленте
- 98
- 1/48двое суток
- 112
- 1/72трое суток
- 121
Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.
Посты
без подписи
без подписи
без подписи
без подписи
BREAKING NEWS - ሰበር ዜና ! በኦሮሞ ነፃት ጦር (OLA) ላይ ዛሬ ማክሰኞ 5:00 ሰዓት ከደብረዘይት አየር ሃይል ተነስቶ በመቂ ቦራ ወረዳ ላይ ጥቃት ሊፈፅም የመጣው የአገዛዙ Mig-23 ተዋጊ አውሮፕላን በኦሮሞ ነፃነት ጦር ተመቶ መውደቁ ተረጋግጧል። የሚጉን ሁለቱ ፓይለቶች በፓራሹት ከወረዱ በኃላ ሄሊኮፕተር መጥቶ እንዳዳናቸው ታውቋል።
-------------------------------------------------------
https://www.youtube.com/live/XOsdTu_A17U?is=B7Spi9aFV6t1LyGp
መገዛ መቓልስቱ ዝኾነ ሕዚ ኣትሪሩ ዝቃለሶ ዘሎ ሰልጠነ ግርማይ ብኸምዚ ይገልጾ ኣሎ
በየነ ገ/ዝግሔር - ናይዚ ዘመንና መስፍን ሓጎስ ብቕጽል ሽሙ "ዉፉይ" ብዝብል ዝፍለጥ ኣብ ቖላታት ኣከለጉዛይ ምውላዱ ዝንገረሉ ጎተነታይ ኣይተ በየነ ገ/ዝግሔር ኣብ ናይ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ምንቅስቓሳትን ውዳበን ዳርጋ ዘይኣተዎ ጥርናፈ የለን ክንሉ ናይ ቀረባ ነበር ብጾቱ ይገልጹ። ኩለን ዘዝኣተወን ውድባት ይኹና ምንቃስቓሳት ክዓ ወይ ተገማሚዐን ወይ ተበቲነን ስለዝተርፋ በየነ - በተነ ዝብል ሳጓ ተጠሚቑ ዘሎ ቐንዲ ናይ ውዲትን ሽርሕን ሃንዳሲ ሙዃኑ 'ዮም ብቐረባ ዝፈልጠኦ ብጾቱ ዝገልጹ። ካብ ተበተነ ምዕበል፥ ምንቃስቃስን ጥርናፈታትን ንምጥቃስ ዝኣክል፥ ሀ) ማዕበላት፥ - ስምረት ኤርትራውያን ንለውጢ - ማዕበል ይኣክል ኤርትራውያን - ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ለ) ውዳበታት/ጥርናፈ፥ - ምንቅስቓስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን - ስሙር ግንባር ኤርትራውያን - ግንባር ሰማያዊ ሰውራ ኤርትራውያን (EBRF) ሐ) ትካላት/ባይቶታት/ህዝባዊ ርክባት፣ - ትካል ሰብኣዊ መሰል ኤርትራውያን - ትካል ሰላም ትግራይን ኤርትራን - ዓለምለኻዊ ባይቶ ብርጌድ ንሓመዱ (Global) (ኣብ ትሕቲ እዚ Plan A, B, C ,ዝብሃሉ ንኡሳት ክፋላት ይርከብዎም) - ቤት ምኽሪ ግንባር ሰማያዊ ሰውራ ወዘተ... ኮታስ ክንደይ ኢልካ ክቑጸሩ። ብሓጺሩ ኣይተ በየነ-በተነ ምስ መስፍን ሓጎስ ኣብ ግዜ 30 ዓመታት ኤርትራውያን ዝገበርዎ ብረታዊ ገድሊ የማናይ ኢድ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብሙዃን ኣብ ሓለዋ ሰውራ ዝብሃል ኣብ ቅንጸላ ኣሽሓት ተጋደልቲ ንተጻአቶ ተራ ብምዝካር ተመሳሳሊ ተግባር ሙዃኑ ብሰፊሑ ይግለጽ ኣሎ። ንሸፈጥ ይቃለሶ ኣለኹ ንዝብሎ ኣስመራ ንዘሎ ስርዓት ትርጉም ዘለዎ ቃልሲ ዘይገበረ፥ ኣብ ልዕሊ መገዛ ብጾቱን መቓልስቱን ዘውርዶ ዘሎ ኺሳራታት ከቢድ እዩ። መቐጸልታ ናይቶ መስረቲ ቃልሲ ዝኾኑ መናእሰይ ብጉቦን ብላዕን ናህደንካ ምእሳር ድማ ኣብ አ/አ ነቲ ፈለማ ኣፍቲ ቦታ ብምዃድ ነቲ ቓልሲ ካብ ኣውሮፓ ናብ መሬት ክረግጽ ምግባሩ ዝግለጸሉ ከያኒን ድምጻውና ኪሮስ ኣስፍሃ ሓዊሱ፥ ብዙሓት መራሕትን ኣባላትን ናይቲ ምንቅስቓስ ኣብ አ/አ ዘለው ንናይ ብልጽግና ታሕተዎት ኣባላት ጸጥታ ብቕርሺ ብምዕሳብ የእስሮምን የጋፍዖም ጸኒሑን ሕዚ ውን ይቕጽልን ኣሎ።
ንተዘክሮ ! ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ስያመ ኣሽሓት ግዳይ ስደትን መከራን ኮይኖም ካብ ዓዶም ወጽዮም ብሰሃራን ባሕርን ኣቆራሪጾም ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ብዝነብሩ ኤርትራውያን መናእሰይ ካብ ተበገሰ ማዕበል ምንባሩ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ። እዞም መሰረታዊ ስርዓታዊ ለወጢ ኣብ ዓዶም ክመጽእ ኣብ ዝተፈላለዩ ውዱብን ዘይውዱብን ጥርናፈታት ክቃለሱ ዝጸንሑ ኤርትራውያን መናእሰይ ምስ ኣዋጅ ኲናት ጽንተት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ተኣሳሲሩ ናብ ሓደ ብምትእኽኻብን ኣብ ጎኒ ቃልሲ ትግራይ ብምዃን ነቲ ጄኖሳይድ ካብ ምኹናን ብዝሓለፈ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ናይ ዲፕሎማሲ፥ ጎስጓስ (Advocacy)፣ ምውጻእ ሰብኣዊ ሓገዝ ወዘተ... ኣብ ጎኒ ትግራይ ምንባሮም 'ውን ኩልና ንዝክሮ ሓቂ እዩ። እዚ ሓደ ፖለቲካዊ ውድብ ዘይመርሖ ማዕበል ህዝቢ ብቐንዱ ብኽልተ መናእሰይ ነበርቲ ኣውሮፓ ዝጀመረ እዩ። ንሶም 'ውን 👉 ጆን ብላክ ፥ ኣከለጉዘታይ ነባሪ ሆላንድ 👉 ዋዜማ ፥ ሰራየታይ ነባሪ ጀርመን እዮም። ዞም ክልተ ንኡሳት ዝጀመርዎ ማዕበል ንመላእ ዓለም ኣባጺሑ ከቢድ ማዕበል ንኸፍጥር ድማ ኣበርክቶ ኣስመራ ናይ ዘሎ ስርዓት ልኡኽ ኣወል ስዒድ ናብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝገበሮ መገሻ ዓብይ ነጥቢ መቐይሮ ምግባሩ 'ውን ይዝከር። እዞ ኣሽሓት መናእሰይ ምስ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ክሳድ ብኽሳድ ብምትሕንናቕ ን"ትግራይ ክትጠፍእ ኣለዋ" ንዝብልዎ ነበሩ በቲ ግዜ ናይ ጽንተት ጎስጓስ ሓዊሱ ንሃልኪ ፕቶፓጋንዳኦም፣ ንምእካብ ገንዘብ ዝጥቀሙሎም ፌስቲቫላትን ዳሳትን ህግደፍ ዓነውነው ኣቢሎም ናይ ብዙሓት ዓለም ለኻዊ ሚድያታት ትኹረት ስሑቦም ምንባሮ ይዝከር። ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንዓመታት ተሰብከ ጽልኢ 'ውን ዶዃዕዃዕ ኣቢሎም ምፍራሶም ኩልና ንዝክሮ ሓቂ እዩ። ይኹን ድኣ ምበር ወትሩ ኤርትራውያን ማዕበል ቃልሲ ከልዕሉ ተለው ኣብ ውሽጦም ተዃሉ ከምዘፍሽልዎም፥ ኣብዚ 'ውን ተመሳሳሊ ነገር ንኽፍጠር ነዊሕ ግዜ ኣይወሰደን። መቓልስትክም መሲሎም ኣብ ውሽጢ ኣትዮም ብኣንጻሮም ይሰርሑ ምህላዎም ዝተፈልጠ ቶም መስረቲ ናይቲ ቓልሲ ንኽእሰሩን ብምግባር ነቲ ማዕበል ብምጭዋይ ንሕና ኢና ገበርቱ ሓደግቲ ብዝብል ዝኸዱ ውሕዲተይ ዝቑጽሮም ጉጅለ ፈገራትን ሸቃጦን ንኽበታተንዎ ብዙሕ ጻዕሪ 'ዮም ጌሮም። ውክልና ዝሃቦም ኣብ ዘይብሉ ሽማሽም ቀያይሮም ካብ ቅርሺ ኣዋጽኡልና ናበሉ ዓዲ ዓዲ ብምትላል ዝኣከብዎ ገንዘብ ምብላዕን ምጥፍፋእን ሓሊፎም፥ ክሳብ ካብ ኤምሬትስ ተይተረፈ ብላዕ ብምቕባል ነንዝተቓወሙዎም ናቐንጸሉ፣ ብጉቦ ኣብ ተፈላለዩ ሃገራት እናሰሩ፥ ወዘተ... ነቲ ቓልሲ ፋሕ ከብልዎ ነዊሕ ሰሪሖም። ብቑጽሪ ሓደ ናይዚ ናይ ክድዓትን ናይ ሸቐጥ ኣካይዳን መራሒ ኣብዚ ምስሊ ትሪእዎ ዘለኹም ውልቀ ሰብ እዩ።
без подписи
ንፍትሓዊ ቓልሲ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ብምጭዋይ ኣብ ብዙሕ ውዲታትን ሽርሕን ካብ ምጽማድ ብዝሓለፈ ንትካላዊ ኣሰራርሓ ብምጥሓዝ፣ ኣብ ቅድሚት ዝነበሩ መራሕትን ጎስጎስትን ናይቲ ቓልሲ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ክእሰሩ፥ ክጋፍዑ፥ ግዳያት ናይ ብዙሓት ናይ ዓመጽ ተግባራት ንክኾኑን ካውኡ ሓሊፉ 'ውን ክሳብ እንኮ ህይወቶም ክስእኑ ዝገበረት ሓንቲ ናይ ቅንጸላ ጉጅለ ኣብ ሽዋ ተዕገርገር ኣላ።
እንዳ ኣስቤዛ ሸቐጥ ክዓ በዚ ገጽ ኣብ ሽዋ
-------------------------------------------------------
без подписи
ክሳብ ሕዚ ኣንጻር ትግራይ ብስርዓት ብልጽግና ኣብ ተኣወጀ ናይ ጽንተት ኲናት ምስ ሰራዊት ትግራይ ብምንባብ ብዓቕሞም ክምክቱ ዝጸንሑ ሙዃኖም ዝፍለጥ ኮይኑ፥ ብፍላይ ድማ ኣፍቲ ክልል ዓሪዶም ብአብይ አሕመድ ዓሊ ቀለብን ፍርፋሪን ንዝሰፍረሎም ናይኒ ኣይተ ጻይቃንን ጌታቸው ከዳን ጸረ-ትግራይ እክብካብ መዳኸርቲ ሸፋቱ ስሚ ኾይኖምም ኣለው። ካብ ግዜ ናብ ግዜ ብሓይሊ ሰብን ዕጥቅን ውድባን ዓቕሞምን እናዕበዩ ይመጹ ምህላዎም ዝግለጽ ዘሎ ኾይኑ፥ ግቡእ ወታደራዊ ስልጠና ክዕለሙ ዝጸንሑ ሓደሽቲ ሰልጠንቲ ሎሚ ኣመሪቖም ኣለው። ኣፍቲ ናይ ምረቓ ስርዓት ተረኽበ ኣቦ-ወንበር ናይቲ ውድብ ኮ/ል ሓጂ ኢብራሂም ዑስማን አዩ ክልልና አብይ አሕመድ ዝዕንድረሉ ናይ ጥፍኣትን ጽንተትን ዓውዲ ክኾን ኣይንፈቅድን ክብል ተሰሚዑ ኣሎ። Fun Fact: እዚ ኮ/ል ንታ ናይ ጉጅለ ተበልጸግቲ ዓፋረተይቲ ሹመኛ ሚኒስተር ምክልኻል ዝኾነት ኢ/ር ዓይሻ ኣኮኣ ቁሞና ሙዃኑ ትፈልጡ ዶ?
በራሕለ፥ ክልል ዓፋር ጸረ ጄኔሳይደር ስርዓት አብይ አሕመድ ዓሊ ዝቃለሱ ዕጡቓት ዓፋር ካብ ግዜ ናብ ግዜ ቁጽሮም ይውስኽ ኣሎ። ኣብ ጎረቤት ክልል ዓፋር መሰረቶም እዞም ዕጡቛት ንውሕ ዝበለ ናይ ቃልሲ ታሪክ ምስ ዘለዎ ብስሩዕ ሽሙ Afar National Unity Revolutionary Front (ANURF) ፖለቲካዊ ውድብ ዓፈረቶት ዝተጠርነፉ ኾይኖም ብናይቲ ከባቢ ልሙድ ኣጸዋውዓ ድማ አ.ጉ.ጉ.ማ ተባሂሉ ይፍለጥ።
ጸረ አብይ አሕመድ ዓሊ ዝቃለሱ ዕጡቛት ዓፋር (አጉጉማ) ሓደሽቲ ሰልጠንቲ የመረቑ Afar National Unity Revolutionary Front (ANURF)
-------------------------------------------------------
без подписи