tgindex
ኣስተንትኖ🍂meditation 🧘🏿‍♀️

ኣስተንትኖ🍂meditation 🧘🏿‍♀️

Статистика

ብንጹር ንምሕሳብ ኣስተንትኖ meditation ግበር።🧘🏽 @Temesto

Последний пост
30 июл.
Последнее чтение
13 авг.
Постов за неделю
0
Всего постов
20
Тип
открытый
Язык
und
В каталоге с
13 авг.
Подписчики
761
+1 за 2 дн.
Сутки
0
0,00%
Неделя
 
Месяц
 
Просмотров на пост
1 216
20 постов
Вовлечённость
159,8%
к подписчикам
Постов в день
0,0
всего 20
Упоминаний
0
каналов
Охват размещения
оценка
1/24сутки в ленте
149
1/48двое суток
170
1/72трое суток
184

Оценка по просмотрам недавних постов: пост набирает почти всё за первые сутки.

Посты

  • https://youtu.be/umxPAzHEbro?si=9nAr6StAJMYQzKBm

  • https://youtu.be/pp5sKjTFrnI?si=01YZludPCT5zPMr

  • https://youtu.be/xLwhbOK_bDw?si=CKihxMuz5bg1k4yn

  • "ኣብ ዩኒቨርሲቲ እናተማሃርኩ ፡ ብመምህረይ ምኽንያት ብዙሕ ፈተናታት ሓሊፈ እየ።" ኣድያም ነጋ https://youtube.com/watch?v=qy7mZ8WbUks&si=wl0uG_sQXn8xiHua

  • ዲጂታል መፅሄት ጦብላሕታ ብትግርኛ  መፅሄት ካብ ዝሓርመና እንሀ ዓመታት ነቁፅር አለና፤ዲጂታል መፅሄት ጦብላሕታ ባህጊ ሱስ ስነ-ፅሑፎም ንምርዎይን ዕድላት ዝሰአኑ ሃደንቲ ስነ-ፅሑፍ ባይታ ንምክፋትን ዝተመሰረተት ናይ ነዊሕ ጉዕዞ ዝድየበላ መሳልል እያ።እዝ ዝተዘርገሐ መወዳእታ ዘይብሉ መሳልል ንምውፃእ " ሀ " ኢላ ካብ እትጅምር እንሆ ሳልሳይ ሕታም ሒዛ ናብ መንበብቲ  በቒዓ ኣላ።   ⏱ሓሙስ ምሸት 11፡00 ኣ/ግ ይፀበዩ። ድጂታል መፅሄት ጦብላሕታ ‎ ‎ቅፅ ፩ ሕታም ፫ ‎ ‎ንሪኢቶን ሓሳብን ‎Tg chat:-@https://t.me/t0bla ‎Email:-Toblahtadigital@gmail.com ‎    ‎ማሕበራዊ  ኣድራሻ ዲጅታል መፅሄት ጦብላሕታ ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ሊንክ ብምእታው  ቤተሰብ ይኹኑ። ‎ቴሌግራም = https://t.me/t0bla ‎ ‎ፌስቡክ = https://www.facebook.com/share/17G6Fjnf9o/ ‎ ‎ቲዊተር=https://x.com/Toblahta01_18?t=6yNSevLgyE5zzPM0_-LmjQ&s=09 ‎ ‎ኢንስታግራም=https://www.instagram.com/toblahta_01?igsh=bWZheWE0ZjZlcm84

  • "ሕቶ መንነት" ​ኣብቲ ሰባት ዘይበጽሕዎ፡ ምስጢር ህላወ ተዓጽየ ምስቲ ካልእ "ኣነ"፡ ብስቕታ ተጋጢመ እቲ ካልእ ኣነ፡ ነፍሱ ዝቐብር፡ እቲ ካልእ ኣነ ፍጥረቱ ዝሐድስ ኣብ መንጎ ክልተ ምስሊ፡ ህይወተይ ክትሳራሰር። ​እቲ ሓደ "ኣነ"፡ መዝገብ ታሪኽ ዝተሰከመ ብሕሉፍ ዝተቐርጸ፡ ብፍርሒ ዝተለጎመ እቲ ኻልኣይ "ኣነ" ፡ ከም ንፋስ ዝተበተነ ባዕሉ ንምፍጣር፡ ሰማያት ዝኸፈተ። ​ "ምንባርን" "ምዃንን" ኣብ ዘሎ ጋግ ኣነን ኣነን ንተሓሓዝ፡ ብዘይ ሓጹር ንጋባበዝ ዓለም "ሓደ ኢኻ" ክትብለኒ ኣነ ግን ምስ ገዛእ ርእሰይ፡ ብዙሓት እዮም ዘለዉኒ። ​እቲ ሓደ ንሓቂ ይደሊ፡ እቲ ካልእ ንሓቂ ይቐብር ኣብ መንጎ ክልቲኦም፡ እዩ እቲ ምስጢር ኣነ ንኣነ ሓቲተዮ፡ "መን ኢኻ?" ኢለዮ እቲ ሓደ "ዝተገብረ"፡ እቲ ካልእ "ዝነበረ" ኮይኑ ረኺበዮ። ክደግሞ ነቲ ሕቶ " ብርግጽ! መኖም 'የ ኣነ"?

  • 1 нояб.1 02262

    “ሰላም እቲ ዝለዓለ ሸቶ ህይወት ኣይኰነን። እቲ ዝያዳ መሰረታዊ ረቛሒ እዩ።” - ሳድጉሩ

  • ንኣካላትካን ኣእምሮኻን ብኸመይ ብብሉጽ መንገዲ ከም እትከናኸኖ ብሉጻት ልምድታት ክትመሃር ጀምር። 🧘‍♀️

  • ኣብ ነፍሲ ወከፍ እተስተንትነሉ እዋን፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መንፈሳዊ ትሕዝቶ ኣብ እተንብበሉ እዋን፡ ወይ ኣብ ተፈጥሮ ሓንቲ መዓልቲ ኣብ እተሕልፈሉ እዋን፡ ኣብ ነብስኻ ኣብ እትሰርሓሉ እዋን ፡ ኩሉ ግዜ ንነብስኻ ፍቕሪ ትህባ ኣለኻ ማለት ዩ።🌿🕊️

  • "Knowing yourself is to be rooted in Being, instead of lost in your mind" Eckhart Tolle

  • Live stream finished (6 minutes)

  • Live stream started

  • ናብ ጸሓይ ገጽካ ጐየ ብርሃን ንምድላይ።💥

  • "ንኹሉ ከም ብሓድሽ ክትጅምሮ ኣይትፍራሕ፡ እቲ ሓድሽ ዛንታኻ ዝያዳ ክትፈትዎ ትኽእል ኢኻ።"😍

  • "Let silence take you to the core of life." 📖 Rumi

  • "How beautiful to find a heart that loves you, without asking you for anything, but to be ok." 📖 Khalil Gibran

  • “ቃላት ካብ ልቢ እንተ መጺኦም፡ ናብ ልቢ እዮም ዝኣትዉ።” - ሩሚ🩵

  • видео или голосовое, без подписи

  • ኣስተንትኖ🍂meditation 🧘🏿‍♀️ pinned «ኣስተንትኖ ምስጢር ኩሉ ዕብየት መንፈሳዊ ሕይወትን ፍልጠትን እዩ። ~ጀምስ ኣለን~»

  • `ፍቕሪ ክሳብ ግዜ ምፍልላይ ዕምቆት ናይ ገዛእ ርእሳ ኣይትፈልጥን እያ! ` - ካህሊል ጅብራን

ኣስተንትኖ🍂meditation 🧘🏿‍♀️ — tgindex